Divine will prophetic int church

Divine will prophetic int church “ዓለም ትሐልፍ እያ፡ ፍትወታ ኸኣ፡ እቲ ንፍቓድ ኣምላኽ ዚገብር ግና ንዘለኣለም ይነብር።”
— 1ይ ዮሃንስ 2፥17

22/08/2026

worship time

መሃልይ 5 2፤ ኣነ ደቀስኩ፡ ልበይ ግና ነቕሔ፡ ድምጺ ፍትወይ፡ ኣቲ ሓብተይ፡ ፍትውተይ፡ ርእሰይ ህቦ፡ ጐተናይ ከኣ ነጥቢ ለይቲ መሊኡ እዩ እሞ፡ እቲ ርግበይ፡ ፍጽምተይ፡ ክፈትለይ፡ እናበለ...
16/08/2026

መሃልይ 5
2፤ ኣነ ደቀስኩ፡ ልበይ ግና ነቕሔ፡ ድምጺ ፍትወይ፡ ኣቲ ሓብተይ፡ ፍትውተይ፡ ርእሰይ ህቦ፡ ጐተናይ ከኣ ነጥቢ ለይቲ መሊኡ እዩ እሞ፡ እቲ ርግበይ፡ ፍጽምተይ፡ ክፈትለይ፡ እናበለ፡ ማዕጾ ኪዂሕኲሕ ሰማዕኩ።
3፤ ቀሚሸይ ኣውጺኤ እየ፡ ከመይ ኢለ ክኽደኖ፧ ኣእጋረይ ተሐጺበ እየ፡ ከመይ ኢለ ኸርስሖ፧

15/08/2026
14/08/2026

ኣብ መዝmurey ዳዊት /mezmurey dawit ministry youtube channel


13/08/2026

ቀዳም 15/8/2026  ኩላትኩም ዕዱማት ኢኹም
12/08/2026

ቀዳም 15/8/2026 ኩላትኩም ዕዱማት ኢኹም

 መሃልይ 4 16፤ ንፋስ ሰሜን፡ ተንስእ፡ ንፋስ ደቡብ፡ ንዓ፡ ምኡዝ ጨናታቱ ምእንቲ ኼፍስስ፡ ኣብ ልዕሊ ገነተይ ንፈሱ። ፍትወይ ናብ ገነት ይምጻእ፡ ክቡር ፍሬታቱ ይብላዕ።መሃልይ 5 1፤ ሓ...
09/08/2026


መሃልይ 4
16፤ ንፋስ ሰሜን፡ ተንስእ፡ ንፋስ ደቡብ፡ ንዓ፡ ምኡዝ ጨናታቱ ምእንቲ ኼፍስስ፡ ኣብ ልዕሊ ገነተይ ንፈሱ። ፍትወይ ናብ ገነት ይምጻእ፡ ክቡር ፍሬታቱ ይብላዕ።
መሃልይ 5
1፤ ሓብተይ፡ መርዓተየ፡ ናብ ገነተይ መጺኤ፡ ከርበይን ምኡዝ ቀመማተይን ቀንጢበ፡ መዓር ወለላይን መዓረይን በሊዔ፡ ወይነይን ጸባይን ሰትየ። ኣቱም ኣዕሩኸይ፡ ብልዑ፡ ስተዩ፡ ፍትዋተየ፡ ኣብዚሕኩም ስተዩ።

08/08/2026

Eritrean Live Worship: SIEM TEKLE - Mezmur Aloni | ሴም ተኽለ - መዝሙር ኣሎ...

08/08/2026

ኣብ መዝmurey ዳዊት /mezmurey dawit ministry youtube channel

Address

Bhere Xge
Addis Ababa

Alerts

Be the first to know and let us send you an email when Divine will prophetic int church posts news and promotions. Your email address will not be used for any other purpose, and you can unsubscribe at any time.

Shortcuts

Share