UGBC Ayat

UGBC Ayat እታ ናይ ምድሓን መዓልቲ ሕጂ እያ!

15/09/2026
 #ስብከት፦ ብጓሳ ማሕበር ፓስተር ዳኒኤል ተሰፋይ።                                                                                       #...
15/09/2026

#ስብከት፦ ብጓሳ ማሕበር ፓስተር ዳኒኤል ተሰፋይ። #ኣርእስቲ፦ ''ንሓድሕድና ምቅብባል''።
ናብ ሰብ ሮሜ 3፡23-24
²³ ኲሎም ሓጢኦም ክብሪ ኣምላኽውን ስኢኖም።
²⁴ በቲ ብየሱስ ክርስቶስ ዚርከብ በጃ ምሕላፍ ብኸምኡ ብጸጋኡ ይጸድቁ።

 #ሰንበት ጉባኤ #ሕብረት ኣመንቲ ወንጌል ኣያት #ጉባኤ  #13.09.2026 See less
15/09/2026

#ሰንበት ጉባኤ
#ሕብረት ኣመንቲ ወንጌል ኣያት
#ጉባኤ
#13.09.2026 See less

 #ሰንበት ጉባኤ #ሕብረት ኣመንቲ ወንጌል ኣያት #ሕጻናት #13.09.2026
15/09/2026

#ሰንበት ጉባኤ
#ሕብረት ኣመንቲ ወንጌል ኣያት
#ሕጻናት
#13.09.2026

 #ሰንበት ጉባኤ #ሕብረት ኣመንቲ ወንጌል ኣያት #መዛምራን ኣፍላ መንእሰያት  #13.09.2026
15/09/2026

#ሰንበት ጉባኤ
#ሕብረት ኣመንቲ ወንጌል ኣያት
#መዛምራን ኣፍላ መንእሰያት
#13.09.2026

 #ስብከት፦ ብጓሳ ማሕበር ፓስተር ገላውዲዮስ ዋህድ።                                                                                       ...
06/09/2026

#ስብከት፦ ብጓሳ ማሕበር ፓስተር ገላውዲዮስ ዋህድ። #ኣርእስቲ፦ ''ብኽርስቶስ ዝረኸብናዮ ሓድሽ ሂወት''።
መልእኽቲ ሮሜ 6፡1-4
1: እምብኣርሲ እንታይ ክንብል ኢና፧ ጸጋ ምእንቲ ኺዓዝዝሲ፡ ኣብ ሓጢኣትዶ ንጽናዕ፡
2: ያእ ኣይፋልናን። ንሕና ኻብ ሓጢኣት ዝሞትና፡ ከመይ ኢልና ሕጂ ኣብኡ ኽንነብር፧
3: ወይስ ብክርስቶስ የሱስ እተጠመቕና ዘበልና ዅላትና ብሞቱ ኸም እተጠመቕናዶ ኣይትፈልጡን ኢኹም፧
4: እምብኣርሲ ኸምቲ ክርስቶስ ብኽብሪ ኣቦኡ ኻብ ምዉታት ዝተንስኤ፡ ከምኡ ኸኣ ንሕና ብሓዳስ ህይወት ምእንቲ ኽንመላለስ፡ ናብ ሞት ብጥምቀት ምስኡ ተቐበርና።

Address

Ayat Adebabay (Square)
Addis Ababa

Telephone

+251913952987

Website

Alerts

Be the first to know and let us send you an email when UGBC Ayat posts news and promotions. Your email address will not be used for any other purpose, and you can unsubscribe at any time.

Contact The Place Of Worship

Send a message to UGBC Ayat:

Shortcuts

Share

Category