Niqodimos Awet

Niqodimos Awet “ወንጌል ንዚኣምን ዘበለ ዂሉ ሓይሊ ኣምላኽ ንምድሓን እዩ እሞ፡ ብወንጌል ኣይሐፍርን እየ።”
— ናብ ሰብ ሮሜ 1፥16
(1)

10/09/2026

ኮይንልና ዕርቂ

09/09/2026

ህዝብና ረኺብዎ ዘሎ ጉድ !

09/09/2026

እቲ ኣብ ቅድሚ ሰብ ዚክሕደኒ ግና ኣብ ቅድሚ መላእኽቲ ኣምላኽ ኪከሐድ እዩ፡ እብለኩም አሎኹ።
ሉቃ 12'9

08/09/2026

ሉቃስ 5፥5: ስምኦን ከኣ፡ መምህር፡ ለይቲ ብምልእታ ጽዒርና፡ ዝሐዝና የብልናን፡ ( ብቓልካ ) ግና ነዚ መርበብ እድርብዮ፡ ኢሉ መለሰሉ። 6: እዚ ምስ ገበረ፡ ኣዝዩ ብዙሕ ዓሳ ሐዙ፡ እቲ መርበቦምውን ተቐደ።

07/09/2026

እቲ ዝተጻሕፈ ይኣክል !

#ኦርቶዶክስ #ተዋህዶ #ስብከት #መዝሙር #ኢየሱስ
-Fans Niqodimos Awet

05/09/2026

ኤፌሶን 4:29: እቲ ንሰማዕቱ ንበረኸት ዚኸውን፡ ንምህናጽውን ዜድሊ ሰናይ ዘበለ ዘረባ ደኣ ተዛረቡ እምበር፡ ዘይጠቅም ዘረባስ ካብ ኣፍኩም ኣይውጻእ።

28/08/2026

ህዝብና መዋጽኦ ይፍጠረሉ

25/08/2026

ብዘይ ገንዘብ ድሕነት ሰላም ዕረፍቲ ጥዕና ከም ዝርከብ ንፈልጥ ብዘይ ገንዘብ ገዛ ማኪና ከም ዝርከብ ግና ሓሰውቲ ነብያት ይዛረቡ ኣለው !

1ይ ጢሞቴዎስ 6፥ 9: እቶም ኪህብትሙ ዚደልዩ ግና ኣብ ፈተናን መፈንጠራን፡ ኣብ ብዙሕ ንሰብ ናብ ምብራስን ጥፍኣትን ዜስጥሞ ናይ ዕሽነትን ጕድኣትን ትምኒት እዮም ዚወድቁ።

Adresse

Frankfurt

Webseite

Benachrichtigungen

Lassen Sie sich von uns eine E-Mail senden und seien Sie der erste der Neuigkeiten und Aktionen von Niqodimos Awet erfährt. Ihre E-Mail-Adresse wird nicht für andere Zwecke verwendet und Sie können sich jederzeit abmelden.

Verknüpfungen

Teilen