Khartoum Church - Rhema Faith Ministries

Khartoum Church - Rhema Faith Ministries Contact information, map and directions, contact form, opening hours, services, ratings, photos, videos and announcements from Khartoum Church - Rhema Faith Ministries, Religious organisation, Khartoum.

✨️Saturday service [30-5-2026]🟡ብኣገልጋሊት ሰብለ ካሕሳይ♦️ኤፌሶን 5:15-16 እምብኣርሲ ቕንያቱ ኽፉእ እዩ እሞ፡ ጊዜ ዓዲግኩም፡ ከም ለባማት እምበር፡ ከም ዓያሱ ዘይኰነ...
02/06/2026

✨️Saturday service
[30-5-2026]
🟡ብኣገልጋሊት ሰብለ ካሕሳይ
♦️ኤፌሶን 5:15-16
እምብኣርሲ ቕንያቱ ኽፉእ እዩ እሞ፡ ጊዜ ዓዲግኩም፡ ከም ለባማት እምበር፡ ከም ዓያሱ ዘይኰነ ኸመይ ብጥንቃቐ ኸም እትመላለሱ፡ ተመልከቱ።

✨️ Saturday service [23-5-2026]🟡 ብ ፓስተር ተስፉ ወረድ✨️ኤፌሶን 4:24እቲ ብናይ ሓቂ ጽድቅን ቅድስናን ብመልክዕ ኣምላኽ እተፈጥረ ሓድሽ ሰብ ልበሱ።
29/05/2026

✨️ Saturday service
[23-5-2026]
🟡 ብ ፓስተር ተስፉ ወረድ
✨️ኤፌሶን 4:24
እቲ ብናይ ሓቂ ጽድቅን ቅድስናን ብመልክዕ ኣምላኽ እተፈጥረ ሓድሽ ሰብ ልበሱ።

22/05/2026

👇ናይ ሞጎስ በረኽት
faith khartoum church #🇪🇷🇸🇩

✨Saturday service [16-5-2026]✨️ብ ኣቢጋይል ጳውሎስ  🟡መሳፍንቲ 14:6 መንፈስ እግዚኣብሂር ከኣ ወረዶ፡ ኣብ ኢዱ ገለ እኳ ዜብሉ ኽነሱ፡ ንማሕስእ ከም ዚሰላልዕ ሰላልዖ። ...
21/05/2026

✨Saturday service
[16-5-2026]
✨️ብ ኣቢጋይል ጳውሎስ
🟡መሳፍንቲ 14:6
መንፈስ እግዚኣብሂር ከኣ ወረዶ፡ ኣብ ኢዱ ገለ እኳ ዜብሉ ኽነሱ፡ ንማሕስእ ከም ዚሰላልዕ ሰላልዖ። እቲ ዝገበሮ ግና ነቦኡ ዀነ ነዲኡ ኣይነገሮምን።

16/05/2026
✨️saturday service [9-5-2026]🟡ብ ኣፖስትል ኣማንኤል ተኸስተ✨️ናይ ከረን ✨️
14/05/2026

✨️saturday service
[9-5-2026]
🟡ብ ኣፖስትል ኣማንኤል ተኸስተ
✨️ናይ ከረን ✨️

✨️saturday service[2-5-2026]ብኣገልጋሊት ሰብለ ካሕሳይ ፊልጲ 4:4-94: ብጐይታ ዅሉ ሳዕ ተሐጐሱ፡ ደጊመ፤ ተሐጐሱ፡ እብል ኣሎኹ።5: እቲ ለውሃትኩም ኣብ ኵሉ ሰብ ይፈለጥ፡...
06/05/2026

✨️saturday service
[2-5-2026]
ብኣገልጋሊት ሰብለ ካሕሳይ
ፊልጲ 4:4-9
4: ብጐይታ ዅሉ ሳዕ ተሐጐሱ፡ ደጊመ፤ ተሐጐሱ፡ እብል ኣሎኹ።
5: እቲ ለውሃትኩም ኣብ ኵሉ ሰብ ይፈለጥ፡ እግዚኣብሄር ቀረባ እዩ።
6: ድሌትኩም ዘበለስ ብጸሎትን ልማኖን ምስናይ ምስጋና ኣብ ኣምላኽ ይፈለጥ እምበር፡ ብገለ እኳ ኣይትጨነቑ።
7: እቲ ኻብ ኵሉ ኣእምሮ ዚበልጽ ሰላም ኣምላኽ ድማ ንልብኹምን ሓሳብኩምን ብክርስቶስ የሱስ ኪሕልዎ እዩ።
8: ብዝተረፈስ፡ ኣሕዋተየ፡ ሓቂ ዘበለ፡ ርዝነት ዘለዎ ዘበለ፡ ቅኑዕ ዘበለ፡ ንጹህ ዘበለ፡ ተፈታዊ ዘበለ፡ ጽቡቕ ወረ ዘለዎ ዘበለ፡ ገለ ደግነት እንተ ዀይኑ፡ ገለ ንእዶውን እንተ ዀይኑ፡ ብእኡ ሕሰቡ።
9: ነቲ ኻባይ እተመሃርኩምዎን እተቐበልኩምዎን ዝሰማዕኩምዎን ኣባይውን ዝርኤኹምዎን እዚ ግበርዎ እሞ ኣምላኽ ሰላም ምሳኻትኩም ኪኸውን እዩ።

Address

Khartoum

Website

Alerts

Be the first to know and let us send you an email when Khartoum Church - Rhema Faith Ministries posts news and promotions. Your email address will not be used for any other purpose, and you can unsubscribe at any time.

Share