Tigray Orthodox Tewahdo Church in Switzerland

Tigray Orthodox Tewahdo Church in Switzerland Kontaktinformationen, Karte und Wegbeschreibungen, Kontaktformulare, Öffnungszeiten, Dienstleistungen, Bewertungen, Fotos, Videos und Ankündigungen von Tigray Orthodox Tewahdo Church in Switzerland, Religiöse Gemeinschaft, Leepüntstrasse 14, Zürich.

13/09/2026
መልእኽቲ ጾመ ፍልሰታብስም ኣቦ፣ ወልድ፣ መንፈስ ቅዱስ፣ ሓደ ኣምላክ። ኣሜን።እንኳዕ ናብ  ጾመ ፍልሰታ ብሰላም ኣብጽሓና።ጾም ፍልሰታ ካብ ዓርቢ 07.08.2026 ይጅምር።«ንሓድሕድኩም ተፋቐ...
06/08/2026

መልእኽቲ ጾመ ፍልሰታ

ብስም ኣቦ፣ ወልድ፣ መንፈስ ቅዱስ፣ ሓደ ኣምላክ። ኣሜን።

እንኳዕ ናብ ጾመ ፍልሰታ ብሰላም ኣብጽሓና።

ጾም ፍልሰታ ካብ ዓርቢ 07.08.2026 ይጅምር።

«ንሓድሕድኩም ተፋቐሩ፤ ከምቲ ኣነ ዘፍቀርኩኹም ከምኡ ንሓድሕድኩም ተፋቐሩ።»
(ዮሃንስ 13፥34)

እዚ ቅዱስ ጾም ናይ ጸሎት፣ ናይ ንስሓ፣ ናይ ፍቕሪን ምሕረትን ጊዜ እዩ። ብምኽንያት ፍልሰተ እመቤትና ቅድስት ድንግል ማርያም፣ ብጸሎት፣ ብትሕትናን ብሓድሽ ልብን ናብ እግዚኣብሔር ንቐርበሉ ወቕቲ እዩ።

ኣብዚ ቅዱስ ጊዜ ልብና ካብ ቂምን ጽልእን ነጻ ንግበር። ንዝተጸገሙ ንርዳእ፣ ንዝበደሉና ይቕረ ንበል፣ ንእግዚኣብሔር ብሓቀኛ ልቢ ነገልግል።

ሓቀኛ ጾም ካብ ምግቢ ምኽላእ ጥራይ ኣይኮነን፤ ነፍስና ካብ ክፉእ ሓሳብን ግብርን ንምንጻሕ፣ ብፍቕሪን ብሰናይ ግብርን ንምንባር እዩ።

ብምልጃ እመቤትና ቅድስት ድንግል ማርያም፣ እግዚኣብሔር ጸጋኡን ምሕረቱን የውርደልና። ሕይወትና ብሰላም፣ ልብና ብትሕትና፣ መንገድና ብበረኸት ይምራሕ።

ጸሎትና ይስማዕ፣ ጾምና ይቀበል፣ ልብና ብሰላምን ብፍቕርን ይምላእ።

ህዝብና ካብ ስቃይን መከራን ይሓሉ።

እግዚኣብሔር ይባርኸና።
ኣሜን።

ሩሑስ ጋማ ዲያቆን ሚካኤል ወረዲኤትአምላክ ቅዱሳን ሓዳርኩም ይባርኽ
26/05/2026

ሩሑስ ጋማ ዲያቆን ሚካኤል ወረዲኤት
አምላክ ቅዱሳን ሓዳርኩም ይባርኽ

10/05/2026

"ዮም ፍስሃ ኮነ በእንተ ልደታ ለማርያም

Adresse

Leepüntstrasse 14
Zürich
8600DÜBENDORF

Telefon

+41799062840

Webseite

Benachrichtigungen

Lassen Sie sich von uns eine E-Mail senden und seien Sie der erste der Neuigkeiten und Aktionen von Tigray Orthodox Tewahdo Church in Switzerland erfährt. Ihre E-Mail-Adresse wird nicht für andere Zwecke verwendet und Sie können sich jederzeit abmelden.

Verknüpfungen

Teilen