Debre Genet Kidest Mariyam saint paul, minnesota

Debre Genet Kidest Mariyam   saint paul,  minnesota Ethiopian Orthodox Church
Religious Organization

10/25/2024
12/10/2023

በዓል ሕዳር ጽዮን

ብሰላም ምፁ🙏🙏🙏
10/24/2023

ብሰላም ምፁ🙏🙏🙏

ዝኸበርክቡም ምእመናን መላእ ተጋሩ ነበርቲ ሚኒሶታን ሰላመ እግዚኣብሔር ምሳኻትኩም ይኹን። ከምቲ ዝፍለጥ ኣብ ዝሓለፉ 3ተ ዓማውቲ ኣብ ልዕሊ ህዝብና ወሪዱ ዝነበረ ምፅናት ህዝቢ ኣይንቕነልን ...
10/06/2023

ዝኸበርክቡም ምእመናን መላእ ተጋሩ ነበርቲ ሚኒሶታን ሰላመ እግዚኣብሔር ምሳኻትኩም ይኹን። ከምቲ ዝፍለጥ ኣብ ዝሓለፉ 3ተ ዓማውቲ ኣብ ልዕሊ ህዝብና ወሪዱ ዝነበረ ምፅናት ህዝቢ ኣይንቕነልን ብምባል ንምእንተ ህዝቢ ትግራይ ብዙሓት መናእሰይ ትግራይ ክቡር ሂወቶም ሰዊኦም እዮም። እሞ ኣብዚ ቕነ ድማ ብግዝያዊ መንግስቲ ትግራይን መንበረ ሰላማን ንቕድሜና ዘሎ ቐዳመ ሰናብቲ ማለት እወን ካብ Oct 14-16 ዝኽረ ሰማእታት ክኽበርን መርድእ ክንገርን ብዝተወሰነ መሰረት። ቤተክርስትያና ደብረገነት ቅድስት ማርያም ድማ ንሰለስተ መዓልቲ ናይ ፀሎተ ፍትሓትን ምውላዕ ጥዋፍን ስነስርዓት ክተካይድ ወሲናላ። ብመሰረት እዚ ቀዳም Oct 14 ካብ ሰዓት 4-6 ፥ ሰንበት ድሕሪ ቅዳሴ ፥ ሶኒ ድማ ካብ ሰዓት 5-7 መርሃግብሪ ኣዳልያ ኣላ። ሓቢርና ንሰማኣታት ሃገረ እግዛቢሄር ቅድስቲ ትግራይ ሓቢርና ንክንዝክር፡ ኹለኹም ተጋሩን ፈተውቲ ትግራይን ኣብዘን ዝተጠቐሳ መዓልትታትን ሰዓትን ንኽትርከቡ ነተሓሳስብ።

ወስብሃት ለእግዚኣብሔር
ደብረገነት ቅድስት ማርያም ቤተክርስትያን ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ትግራይ

ኣከባብራ በዓል ጥምቀት ኣብ ቤተ ክርስትያን ደብረገነት ቅድስት ማርያም Saint Paul, Minnesota
01/24/2023

ኣከባብራ በዓል ጥምቀት ኣብ ቤተ ክርስትያን ደብረገነት ቅድስት ማርያም
Saint Paul, Minnesota

Address

1928 Norfolk Avenue
West Saint Paul, MN
55116

Opening Hours

6am - 2pm

Telephone

+16512786521

Website

Alerts

Be the first to know and let us send you an email when Debre Genet Kidest Mariyam saint paul, minnesota posts news and promotions. Your email address will not be used for any other purpose, and you can unsubscribe at any time.

Contact The Place Of Worship

Send a message to Debre Genet Kidest Mariyam saint paul, minnesota:

Share

Category