Kidane Mehret Ge'ez Rite Catholic Church - Eritrean Community

Kidane Mehret Ge'ez Rite Catholic Church - Eritrean Community 320 21st St NE, Washington, DC 20002

ማኅበረሰብ ኤርትራውያን ካቶሊካውያን ዘደብረ ኪዳነ ምሕረት ዋሽንግቶን ዲሲ:

ደብረ ኪዳነ ምሕረት ካቶሊካዊት ሥርዓተ ግእዝ ቤተክርስትያን ብካቶሊካውያን ኤረትራውያንን ኢትዮጳያውንን ብ1984 ዓ.ም.ፈ ብመሪሕነት ኣባ ተስፋማርያም በራኺ ዝቖመትን ብሕብረት ንኣስታት 33 ዓመታት ብሃ/ስብከት ዋሽንግቶን ዲሲ ልዑል ፋይናንሳውን ጉስነታውን ሓገዝ እንዳተገብረላ ብኽልተ ቋንቋታት ትግርናን እምሓርኛን ኣገልግሎት ክትህብ ዝጸንሐት ቤተክርስትያን እያ።
ካብ ሕዳር 20, 2016 ዓ.ም.ፈ ጀሚሩ ድማ ሃገረ ስብከት ዋሽንግቶን ዲሲ ንጉስነት ምእንቲ ክጥዕም ብምባል ንክልቲኡ ማሕበረሰብ ዝሓሸ መንፈሳውን ማሕበራውን ኣገልግሎት ንምሃብ ኣብ ክልተ

ዝተፈላለየ ቦታታትን ክልተ ካህናትን ብምምዳብ ሓዲሽ ኣገልግሎት ጀሚሩ። በዚ ምኽንያት ማሕበረሰብ ካቶሊካውያን ኤርትራውያን ኣብ ቁምስና ቅዱስ በነዲክቶስ ብክቡር ኣባ ኣልኣዛር ገብራይ ንግልገል ኣሎና።
በዚ ኣጋጣሚ ንሃ/ስብከት ዋሽንግቶን ዲሲ ክሳብ ሕጂ ንዝሃብዎን ዝህቡና ዘለዉን ልዑል ኣገልግሎት ክብ ዝበለ ምስጋና ነቕርብ። ከምኡ ድማ ፥ንኣባ ተስፋማሪያም በራኺ ካብ ምምስራት ናይ መጀመርያ ቆሞስ (ጓሳ) ብምኳን ንዝሃብዎ ነዊሕ ኣገልግሎትን፡ንኹላቶም ክሳብ ሕጂ ዘገልግሉና ዘለው ካህናትን ልዑል ምስጋና ነቕርብ።

01/26/2018
03/30/2017
03/30/2017
02/17/2017

Address

320 21st St NE
Washington D.C., DC
20002-6713

Website

Alerts

Be the first to know and let us send you an email when Kidane Mehret Ge'ez Rite Catholic Church - Eritrean Community posts news and promotions. Your email address will not be used for any other purpose, and you can unsubscribe at any time.

Share