werde_melak

werde_melak Contact information, map and directions, contact form, opening hours, services, ratings, photos, videos and announcements from werde_melak, Eastern Orthodox church, Sugar Land, TX.

በስመኣብ ወወወወልድ ወመወመንፈስ ቅዱስ ኣሐዱ ኣምላኽ ኣመንእንቃዖ ናብ ወርሓዊ ክብረ በዓል ናይ ኣደ ኣምላኽ ድንግል ማርያም      21/08/2014 ኣብጻሓና።ንሳ መዕረጊት ጾሎትና በተመቅደ...
08/27/2022

በስመኣብ ወወወወልድ ወመወመንፈስ ቅዱስ ኣሐዱ ኣምላኽ ኣመን
እንቃዖ ናብ ወርሓዊ ክብረ በዓል ናይ ኣደ ኣምላኽ ድንግል ማርያም 21/08/2014 ኣብጻሓና።
ንሳ መዕረጊት ጾሎትና በተመቅደስ ኢየሩሳለም ኢያ።
በረከታን ጣዕማን ጾሎታ ምስ ኩላትና ትኩን።

ብዙሕ ተባረኹ ደቂ ቅድስቲ ቤተ ክርስቲያን።ረዲኤት ናይ ቅዱስ ገብርኤል ምስ ኩልና ይኹን
08/25/2022

ብዙሕ ተባረኹ ደቂ ቅድስቲ ቤተ ክርስቲያን።
ረዲኤት ናይ ቅዱስ ገብርኤል ምስ ኩልና ይኹን

በረኸት ረዲኤት ናይ ቅዱስ ሚካኤል ምስ ኩልና ደቂ ቅድስቲ ቤተ ክርስቲያን ይኹን።ኦ !! ጎይታ !!!ብመልኣኽ ቅዱስ ሚካኤል ሊቀ መላእክት ክትሕልወና ንልምነካ ኣሎና።ኦ!!! ጎይታ !!!!ንቤተ...
08/18/2022

በረኸት ረዲኤት ናይ ቅዱስ ሚካኤል ምስ ኩልና ደቂ ቅድስቲ ቤተ ክርስቲያን ይኹን።

ኦ !! ጎይታ !!!ብመልኣኽ ቅዱስ ሚካኤል ሊቀ መላእክት ክትሕልወና ንልምነካ ኣሎና።

ኦ!!! ጎይታ !!!!ንቤተ ክርስቲንን፡ንሃገርና ኤርትራን፡ንደቂ ቅድስቲ ቤተ ክርስቲያንን፡ንዓለም ብምልኡን ፡ናይ ሰላም ጽዋእካ ከዓወልና፨

እዚ ዝመጸና ዘሎ ዓመት 2015 ናይ ሓጎስን ናይ ሰላምን ናይ ፍቅርን ናይ ምርድዳእን ዓመት ግበረልና።ኣሜን ወኣሜን ይኹን ይኹን።

መ፥ዳ 34፥7
መልኣኽ እግዚኣብሔር ኣብ ዙርያ እቶም ዝፈርህዎ ይሰፍር የናግፎም ከአ እዩ።

ናይ ኣብርሃም ቤት ዝባረኹ ሥላሴ ናትና ቤት ውን ይባርኹልና
08/13/2022

ናይ ኣብርሃም ቤት ዝባረኹ ሥላሴ ናትና ቤት ውን ይባርኹልና

በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላክ ኣሜን።!!!ዝኸበርኩም ናይ እግዚአብሔር ቤተሰብ ቅዱስ እግዚአብሔር ኣምላኽና  ብሰላም ናብዚ ዕለት እዚ ዘብጽሓና ክብርን ምስጋናን ይኹኖ እና ...
08/06/2022

በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላክ ኣሜን።!!!

ዝኸበርኩም ናይ እግዚአብሔር ቤተሰብ ቅዱስ እግዚአብሔር ኣምላኽና ብሰላም ናብዚ ዕለት እዚ ዘብጽሓና ክብርን ምስጋናን ይኹኖ እና በልና ጾመ ፍልሰታ ካብ ሰንበት ዕለት 1 ነሓሰ 2014 ክሳዕ 16 ነሓሰ 2014 ዓ.ም.ግእዝ (ብፈረንጂ ድማ 07/08/2022 ክሳዕ 22/08/2022 ) እዩ።
ጾምና ንኃጢአትና መደምሰሲ መንግስተ ሰማያት መውረሲ ይግበረልና።
ብሩኽ ምጅማር ጾም ይግበረልና።

መዝሙር ዳዊት 1185፤ አብ ጸበባይ ንእግዚኣብሄር ጸዋዕኩ፣እግዚኣብሄር መለሰለይ ኣርሐበለይ ድማ።
08/04/2022

መዝሙር ዳዊት 118
5፤ አብ ጸበባይ ንእግዚኣብሄር ጸዋዕኩ፣
እግዚኣብሄር መለሰለይ ኣርሐበለይ ድማ።

04/15/2021

ታሪኽ ኣቦና ይስሓቕ ምስ ደቁ

03/24/2021

🙏🙏🙏💒💒

Address

Sugar Land, TX

Alerts

Be the first to know and let us send you an email when werde_melak posts news and promotions. Your email address will not be used for any other purpose, and you can unsubscribe at any time.

Contact The Place Of Worship

Send a message to werde_melak:

Share