Nzemr Ngoyta

Nzemr Ngoyta Contact information, map and directions, contact form, opening hours, services, ratings, photos, videos and announcements from Nzemr Ngoyta, Religious Center, Oakland, CA.

Google+ : https://plus.google.com/u/0/109094413...
Facebook : https://www.facebook.com/nzemrngoyta/
Instagram : https://www.instagram.com/nzemr_ngoyta/
Subscribe: https://goo.gl/4kpPU1

Check Out New Orthodox Gospel songs by Subscribing Here: https://goo.gl/4kpPU1

11/27/2022

ኣብ ልበይ መዝሙር ምስጋና ዘንበረ: ኣምላኽ: ሰናይን ምስጉንን እዩ።

11/02/2022

ነቶም ካብ ተጻረርቶም ኣባኻ ዜዕቍቡ፣
ንስኻ ብየማናይ ኢድካ እተናግፎም፣
እቲ ዜደንቕ ሳህልኻ ኣርእዮም።
መዝሙር ዳዊት 17:7

ምሳሌ 616: እግዚኣብሄር ዚጸልኤን ሹድሽተ ነገር እየን፡ ኤረ ነፍሱ እምብዛ እትፍንፍነንሲ ሾብዓተ እየን፡17: ትዕቢተኛ ዓይኒ፡ ሓሳዊት መልሓስ፡ ንጹህ ደም ዜፍስሳ ኣእዳው፡18: እኩይ ምኽ...
10/24/2022

ምሳሌ 6
16: እግዚኣብሄር ዚጸልኤን ሹድሽተ ነገር እየን፡ ኤረ ነፍሱ እምብዛ እትፍንፍነንሲ ሾብዓተ እየን፡
17: ትዕቢተኛ ዓይኒ፡ ሓሳዊት መልሓስ፡ ንጹህ ደም ዜፍስሳ ኣእዳው፡
18: እኩይ ምኽሪ እትፍሕስ ልቢ፡ እኩይ ነገር ናብ ዘበለ ዚቕልጥፋ ኣእጋር፡
19: ሓሶት ዚዛረብ ሓሳዊ ምስክር፡ ኣብ መንጎ ኣሕዋት ባእሲ ዚዘርእ።

10/22/2022

ማቴዎስ 12:48-50
ንሱ ግና ነቲ ዝነገሮ፡ ኣደይ መን እያ፧ ኣሕዋተይሲ እንመን እዮም፧ ኢሉ መለሰሉ። ፍቓድ እቲ ኣብ ሰማያት ዘሎ ኣቦይ ዚገብር ዘበለ ዅሉ፡ ንሱ ሓወይን ሓብተይን ኣደይን እዩ፡ ኢሉ ኢዱ ናብ ደቀ መዛሙርቱ ዘርጊሑ፡ ኣደይን ኣሕዋተይንሲ እነዉ፡ በለ።

10/19/2022

ኢሳይያስ 57
14: ኣዐርዩ፡ ኣዐርዩ፡ መገዲ ጽረጉ፡ ካብ መገዲ ህዝበይ መዓንቀፊ ኣርሕቑ፡ ኪበሀል እዩ።
15: ስለዚ እቲ ንዘለኣለም ዚነብር ልዑልን ዕዙዝን ቅዱስ ዝስሙን ከምዚ ይብል ኣሎ፡ ኣብቲ ልዑልን ቅዱስን ስፍራ እነብር ኣሎኹ፡ ግናኸ ንመንፈስ ትሑታት ህያው ክገብሮ፡ ንልቢ ድቑሳት ከኣ ህያው ክገብሮስ፡ ምስቲ ድቑስን ትሑትን መንፈስ ዘለዎ ሰብ ድማ እነብር ኣሎኹ።
16: ንዘለኣለም ኣይክብኣስን፡ ንሓዋሩ ኸኣ ኣይክቚጣዕን እየ። እንተ ዘይኮነስ እተን ዝፈጠርክወን ነፍሳትን መንፈስን ኣብ ቅድመይ ምተሐለላ።
17: ብሰሪ ኣበሳ ንፍገቱ እየ እተቘጣዕኩን ዝወቓዕክዎን፡ ተሐባእኩ፡ ተቘጣዕኩ ድማ፡ ንሱውን ዓልዩ ብመገዲ ልቡ ኸደ።
18: መገድታቱ ርኤኹ፡ ከሕውዮን ክመርሖን እየ፡ ንእኡን ንጒህያቱን ከኣ ምጽንናዔይ ክመልሰሎም እየ።
19: ኣነ ፍረ ኸናፍር ክፈጥር እየ፡ ሰላም፡ ሰላም ነቲ ኣብ ርሑቕን ኣብ ቀረባን ዘሎ ይኹን፡ ኣነውን ከሕውዮ እየ፡ ይብል እግዚኣብሄር።

እግዚኣብሄር ጽላልኩም ይዂን ኣቦና
10/17/2022

እግዚኣብሄር ጽላልኩም ይዂን ኣቦና

Address

Oakland, CA
94609

Telephone

(510) 926-8420

Website

Alerts

Be the first to know and let us send you an email when Nzemr Ngoyta posts news and promotions. Your email address will not be used for any other purpose, and you can unsubscribe at any time.

Contact The Place Of Worship

Send a message to Nzemr Ngoyta:

Share