St. Michael Cathedral Catholic Diocese of Segheneity

St. Michael Cathedral Catholic Diocese of Segheneity Catholic Eparchy of Segheneity is one of the four Dioceses in Eritrean Catholic eparchy located in the city of Segheneity, Eritrea. Bishop Fikremariam Hagos

04/07/2026
ናይ  ሎሚ ዓመት ቕዱስ ሚኪኤል ሰገነይቲ ኣብ ፍራንክፈርት ዘብዓልናዮ ፍሉይ እዩ ነይሩ ኣቡነ ፍቕረ ምሳና ክውዕሉ እዮም ምስ ተብሃለ ካብ መላእ ጀርመን ህዝቢ መጽዩ ቤተ ክርስይትያን መሊኡ ኣ...
10/28/2025

ናይ ሎሚ ዓመት ቕዱስ ሚኪኤል ሰገነይቲ ኣብ ፍራንክፈርት ዘብዓልናዮ ፍሉይ እዩ ነይሩ ኣቡነ ፍቕረ ምሳና ክውዕሉ እዮም ምስ ተብሃለ ካብ መላእ ጀርመን ህዝቢ መጽዩ ቤተ ክርስይትያን መሊኡ ኣዳራሽ እውን ጽቢቡና ዊዒሉ ብጣዕሚ ጽቡቕ ሓሊፉ ዕድመን ጥዕናን ይሃቦም ኣቶ ተስፋልደት ከኣ ክልተ ግዜ ንኣቡን ተቐቢሎም ናብ ኩሉ ከብጽሕዎም ቐኒዮም
Saturday October 18th

ሰላም ወ ሰናይ፡ ዕለት 22 ጥቅምቲ 2025 በረኸት ዝዓሰሎ ዓመታዊ ክብረ በዓል ቅዱስ ሚካኤል ሰገነይቲ ኣኽቢርና። ብዙሓት ካብ ቀረባን ርሑቕን ዝነገዱ ነጋድያን ዝተሳተፍዎ ብዙሓት ካህናትን ...
10/23/2025

ሰላም ወ ሰናይ፡ ዕለት 22 ጥቅምቲ 2025 በረኸት ዝዓሰሎ ዓመታዊ ክብረ በዓል ቅዱስ ሚካኤል ሰገነይቲ ኣኽቢርና። ብዙሓት ካብ ቀረባን ርሑቕን ዝነገዱ ነጋድያን ዝተሳተፍዎ ብዙሓት ካህናትን ደናግልን ነጊዶም።

Abune Fikremariam's pastoral visit to Holland
10/12/2025

Abune Fikremariam's pastoral visit to Holland

09/21/2025
Abune Fikremariam's pastoral visit to Switzerland  Saturday September 20th 2025
09/20/2025

Abune Fikremariam's pastoral visit to Switzerland Saturday September 20th 2025

ንዜንወክሙ ዜና ሠናየ።ሎሚ ዕለት 03 ነሓሰ 2025 ናይ 175 ዓመት ኢዮቤል ናይ ቅዱስ ኣቡነ ያዕቆብ መንበር ጵጵስና ኣብ ሓላይ ናይ ዝተቐመጥሉ ብዓቢ መንፈሳዊ ዓጀብ ተኸቢሩ ዊዒሉ። ክልተ ...
08/05/2025

ንዜንወክሙ ዜና ሠናየ።
ሎሚ ዕለት 03 ነሓሰ 2025 ናይ 175 ዓመት ኢዮቤል ናይ ቅዱስ ኣቡነ ያዕቆብ መንበር ጵጵስና ኣብ ሓላይ ናይ ዝተቐመጥሉ ብዓቢ መንፈሳዊ ዓጀብ ተኸቢሩ ዊዒሉ። ክልተ ጳጳሳት ልዕሊ 100 ዝኾኑ ውሉደ ክህነትን ኣኣላፍ ምእመናነ ክርስቶስ ዝተሳተፍዎ ምዕሩግ መስዋዕቲ ቅዳሴ ተጌሩ። ምስኡ ከኣ ኣባ ኣብርሃም ዝብሃሉ ካብ ካህናት መነኮሳን ሲታውያን መዓርገ ክህነት ተቐቢሎም። ክብሪ ንኣምላኽ ይኹን።

Address

Murrieta, CA

Alerts

Be the first to know and let us send you an email when St. Michael Cathedral Catholic Diocese of Segheneity posts news and promotions. Your email address will not be used for any other purpose, and you can unsubscribe at any time.

Contact The Place Of Worship

Send a message to St. Michael Cathedral Catholic Diocese of Segheneity:

Share