Good Shepherd ትግርኛ/Tigrinya Ministry

Good Shepherd ትግርኛ/Tigrinya Ministry ንሕና ኣብ በይ ኤርያ ዘሎና ክርስትያናት በቲ ኣምላኽ ዝኸፈተልና ናይ ወንጌል ደገ: ብጸጋ ኣምላኽ: ብሕብረት ኣሕዋት :ብቓል ኣምላኽን ብመዝሙርን እናማሞቕና ሂወትና ክንመርሕ ንጽዕት።

ንሕና ኣብ በይ ኤርያ ዘሎና ክርስትያናት በቲ ኣምላኽ ዝኸፈተልና ናይ ወንጌል ደገ: ብጸጋ ኣምላኽ
:ብሕብረት ኣሕዋት :ብቓል ኣምላኽን ብመዝሙርን :ሓድሕዳዊ ምትህንናጽን ብምድግጋፍን እናማሞቕና ሂወትና ክንመርሕ ንጽዕት። እቲ ኣምላኽ ንቤት-ክርስትያኑ ዝሃባ በረኸት ንኹሉ ሰብ ሙኻኑ ንኣምን፡ ሰለዚ ድማ ብእምነት ቃል እግዚኣብሄር :ንኹሉ ክበጽሕ ንነግርን፡ ን ዝመጽኡ ኣጋይሽ ብፍቕሪ ንቕበልን።

ኣብዚ ሓላፊት ዓለም ኮይና:ነቲ ዘይሓልፍ ክብሪ ጎይታናን መድሓኒና የሱስ ክርስቶስ ምምላሱ እናተጸበና፡ መጽሓፍ ቅዱስ ንምህር: ኩሉ ሰብ ንሓድሕዱ ብምድግጋፍ ጾር ሓድሕዱ ክጸውር ነተባብዕ:ብፍቕሪ ኣምላኽ ተደሪኽና ንምዕድን፡ሰባት ብ

መንፈሳዊ ጥበብ ክዓቢ ንጽዕት:
ናይ ኣምልኾ ኣገልግሎት ኩሉ ግዜ ሰንበት ኣሎና።

- ብትግርኛ ካብ ስዓት 10:30 ቅ.ቀ (ን ቆልዑን መንእሰያትን ዝኸውን (in English ))መደብ ኣሎ ።
- ብኢንግሊዘኛ ካብ ስዓት 10:30 ቅ.ቀ

ርሑስ ቕነ ልደት፥ "እንሆ፡ ክትጠንሲ ወዲውን ክትወልዲ፡ ስሙ ኸኣ የሱስ ክትሰምይዮ ኢኺ።ንሱ ዓብዪ ኪኸውን፡ ወዲ ልዑልውን ኪብሃል እዩ፡ እግዚኣብሄር ኣምላኽ ድማ ዝፋን ኣቦኡ ዳዊት ኪህቦ እ...
12/27/2025

ርሑስ ቕነ ልደት፥ "እንሆ፡ ክትጠንሲ ወዲውን ክትወልዲ፡ ስሙ ኸኣ የሱስ ክትሰምይዮ ኢኺ።ንሱ ዓብዪ ኪኸውን፡ ወዲ ልዑልውን ኪብሃል እዩ፡ እግዚኣብሄር ኣምላኽ ድማ ዝፋን ኣቦኡ ዳዊት ኪህቦ እዩ።ንሱ ኣብ ቤት ያእቆብ ንዘለኣለም ኪነግስ እዩ፡ መንግስቱ ኸኣ መወዳእታ የብላን።" ሉቃስ 1:31-33

12/27/2025

ትማሊን ሎሚን የሱስ ክርስቶስ ሃያው እዩ።

12/27/2025
12/27/2025

2025 መብርህቲ ልደት

01/28/2025
01/05/2025

ኢሳይያስ 9:6፤ ሕጻን ተወሊዱልና፡ ወዲ ተውሂብና እዩ እሞ፡ እቲ ግዝኣት ከኣ ኣብ መንኲቡ እዩ፡ ስሙውን ግሩም፡ መካር፡ ብርቱዕ ኣምላኽ፡ ኣቦ ዘለኣለም፡ መስፍን ሰላም ኪስመ እዩ።

Address

166 W Harder Road
Hayward, CA
94544

Opening Hours

Tuesday 9am - 2pm
Wednesday 9am - 2pm
Thursday 9am - 2pm
Sunday 10am - 2pm

Telephone

+15108005899

Alerts

Be the first to know and let us send you an email when Good Shepherd ትግርኛ/Tigrinya Ministry posts news and promotions. Your email address will not be used for any other purpose, and you can unsubscribe at any time.

Contact The Place Of Worship

Send a message to Good Shepherd ትግርኛ/Tigrinya Ministry:

Share