Debre Tsehay Abune Aregawi Orthodox Tewahedo Church

Debre Tsehay Abune Aregawi Orthodox Tewahedo Church Debre Tsehay Abune Aregawi Orthodox Tewahedo church was established in Texas on November 12, 2007.

፳፬ ነሓሰ በአለ እረፍቱ ለተክለሃይማኖት ጻድቅ። ናይ በረከቱ ተኻፈልቲ ይግበረና።
08/30/2026

፳፬ ነሓሰ በአለ እረፍቱ ለተክለሃይማኖት ጻድቅ።
ናይ በረከቱ ተኻፈልቲ ይግበረና።

08/30/2026
እንኳዕ ናብ እምበይትና ንጽህተ ንጹሃን ቅድስተ ቅዱሳን ወላዲተ ኣምላክ ድንግል ማርያም ወርሓዊ በዓል ኣብጸሐና !!ሀ/ ማርያም ማለት መርሕ ለመንግሥተ ሰማይ፥ ናብ መንግስተ ሰማያት መሪሓ እተ...
08/27/2026

እንኳዕ ናብ እምበይትና ንጽህተ ንጹሃን ቅድስተ ቅዱሳን ወላዲተ ኣምላክ ድንግል ማርያም ወርሓዊ በዓል ኣብጸሐና !!

ሀ/ ማርያም ማለት መርሕ ለመንግሥተ ሰማይ፥ ናብ መንግስተ ሰማያት መሪሓ እተእቱ ማለት`ዩ።

ለ/ ማርያም ማለት ጸጋን ሃብትን ማለት እዩ።

ሐ/ ማርያም ማለት ብሥጋን ብነፍስን ፍጽምቲ ማለት እዩ።

መ/ ማርያም ማለት መልዕልተ ፍጡራን መትሕተ ፈጣሪ፡ ካብ ፍጡራን ንላዕሊ ካብ ፈጣሪ ንታሕቲ ዘላ ማለት እዩ

ሰ/ ማርያም ማለት እግዝእተ ብዙኃን (ናይ ብዙሓት እመቤት) ማለት እዩ።

ረ/ ማርያም ማለት ኣብ ምድሪ “ማር” ኣብ ሰማይ “ያም” ዝብሉ ቃላት ተራኺቦም ዝተረኸበ ስም እዩ።
ኣብ ምድሪ ኣብ ዝነበሩ ሰባት ብጣዕሙ ዝወዳደሮ ዘይርከብ ምግቢ “ማር” (መዓር) እዩ። ከምኡ`ውን ኣብ ገነት ቅዱሳን ዝምገብዎ ኣብ ብሔር ሕያዋንን ኣብ ብሔረ ብፁዓንን ንዝነብሩ ቅዱሳን ጥራይ ዝኾነ ኣዝዩ ጥዑም “ያም”ዝበሃል ምግቢ ኣሎ። ኣዴና ድንግል ማርያም ርኅራኄኣን ፍቕራን ኣብ ምድሪ ኣብ ዘለዉን ኣብ ሰማይ ኣብ ዝነብሩን ኩሉ ኣዝዩ ጥዑም ብምዃኑ “ማር-ያም” ተባሂላ እያ። ጣዕማን ፍቕራን ዘይጽገብ እዩ እሞ፣ መድሓኒና ኢየሱስ ክርስቶስ ኣብ ዮሓ. 3፡12 “ናይ ምድሪ ነገር ነጊረኩም ካብ ዘይትኣምኑስ ናይ ሰማይ ነገር እንተነገርኩኹም ግዳ ከመይ ጌርኩም ክትኣምኑ” ከምዝበለ ሎሚ`ውን ኣብ ምድሪ ብዘሎ ብክብሪ ሥዕላ፣ ብናይ ጸበላ ፈውሲ ዘይኣምኑ ሰባት ኣብ ላዕሊ ንዝተጠቕሰ ነገር ምቕባል ይሽገሩ ይኾኑ። ዋላ`ዃ እንተተሸገሩ እቲ ሓቂ ግና ንሱ`ዩ።

ናይ እምበይትና ቅድስት ድንግል ማርያም ኣማላድነት ኣይፈለየና።

08/23/2026

ጸሎተ ቅዳሴ - ነሓሰ ፲፯/ ፳፻፲፰ - ቅዱስ ወንጌል (ሉቃስ ወንጌል ፩፣፴፱-፵፮ )

ናይ እምበይትና ንጽህተ ንጹሃን ቅድስተ ቅዱሳን ወላዲተ ኣምላክ ድንግል ማርያም ፍልሰታ ትንሣኤኣን ዕርገታን
08/23/2026

ናይ እምበይትና ንጽህተ ንጹሃን ቅድስተ ቅዱሳን ወላዲተ ኣምላክ ድንግል ማርያም ፍልሰታ ትንሣኤኣን ዕርገታን

Address

1621 South Jupiter Road
Garland, TX
75042

Opening Hours

Wednesday 6pm - 8pm
Friday 6am - 6pm
Sunday 4am - 12pm

Telephone

+14699396475

Alerts

Be the first to know and let us send you an email when Debre Tsehay Abune Aregawi Orthodox Tewahedo Church posts news and promotions. Your email address will not be used for any other purpose, and you can unsubscribe at any time.

Contact The Place Of Worship

Send a message to Debre Tsehay Abune Aregawi Orthodox Tewahedo Church:

Shortcuts

Share