09/02/2024
ምስጋናን ሓበሬታን
ኣብ ሃገረ ከናዳ ከተማ ኤድመንተን ዝነበረና ብopen heaven prophetic and apostolic church ዝተገበረ ዕድመ ዝነበረ ኮንፍራንስ ቡዙሓት ሰባት ዝተፈወስሉን ዝተጸናናዓሉን ግዜ ብምንባሩ ንኣምላኽ ኣዚና እናመስገና ካብ መጀመሪያ ዝኣተናሉ ግዜ ጀሚሩ ክሳዕ ንወጽእ ዘገልገልኩምና መራሕቲ ቤቴክርስቲያን ኣገልገልትን ብዓቢኡ ከኣ ህዝቢ ኣምላኽ ኣምላኽ ዓስብኹም ይሃብኩም እንዳበልና።
ቀጺሉ ዘሎ ካብ ዕለት 06 ክሳብ 08/09 ዝካየድ ኣብ ሃገረ ኤሜሪካ ከተማ ዳላስ ኣብኡን ከባቢኡን ዘለኹም ብምሉእኩም ዕዱማት ሙኻንኩም እንዳሓበርና። ነቲ ጀሚሩ ዘወዳኣናን ብክብሪ ክንዛዝም ዝገበረና እግዛቢሄር ክብሪ ይኩን።