RECC NC

RECC NC This is Official page for the Rohoboth Eritrean Church in Charlotte NC.

https://gofund.me/aa95e25e
03/27/2022

https://gofund.me/aa95e25e

ሓጺር ታሪኽ ህይወት ተጋዳላይ ብርሃነ ኣበራ መስፉን ተጋዳላይ ብርሃነ ኣበ… Yirgahaimanot Yacob needs your support for ሓገዝ ንስድራቤት መዋቲ፡ ተጋዳላይ ብርሃነ ኣበራ፡ ካብ ቤተሰብን ፈተውትን

ንብስራት!!ሓብትና ዘማሪት ዳናይት ሃብተማርያም፡ በቲ ጎይታ ዝሃባ ጸጋ ኣገልግሎት መዝሙር፡ በብግዚኡ ብዝበለጸን ዝዓበየን ክብሪ እናተገልጸት፡ እንሆ ሕጂ ድማ፡ "ንሱ የህድኣኒ" እትብል ብልጽ...
12/25/2021

ንብስራት!!

ሓብትና ዘማሪት ዳናይት ሃብተማርያም፡ በቲ ጎይታ ዝሃባ ጸጋ ኣገልግሎት መዝሙር፡ በብግዚኡ ብዝበለጸን ዝዓበየን ክብሪ እናተገልጸት፡

እንሆ ሕጂ ድማ፡ "ንሱ የህድኣኒ" እትብል ብልጽቲ መዝሙር ምስ ቪድዮ ክሊፕ ኣዳልያ ዘርጊሓትልና ኣላ።፡

ዓመት ህድኣትን ሰላምን ክኾነልና እናተመነና፡ ናብቲ ምንጪ ህድኣት ዝኾነ ክርስቶስ ክንጥምት እትረድኣና መዝሙር እያ እሞ፡

ኩልና ሼር ብምግባር ናብ ኩሉ ነባጽሓያ። ኣብ ወግዓዊ ናይ ዩ ትዩብ ገጻ (Danait Habtemariam Official) ድማ፡ ሳብስክራይብ ብምግባር ነተባብዓያ።

ዳናይት ሓብትና፡ በረኸትና ኢኺ። መመሊስኪ መገዲ ምምጻእ ህድኣት ናብ ህዝብና ኩኒ። ተባረኺ።

ረሓቦት ቤተክርስትያን ሻርለት።

ዳዊት 233፤ ንሱ ንነፍሰይ የህድኣ፣ ምእንቲ ስሙ ኢሉ ብመገዲ ጽድቂ ይመርሓኒ።

10/18/2021

ረሓቦት ሻርለት ስሩዕ ኣገልገሎት ሰንበት 10/17/2021

10/17/2021
https://youtu.be/2m6Y18mQgYIHappy Father’s Day to all father’s out there
06/21/2021

https://youtu.be/2m6Y18mQgYI
Happy Father’s Day to all father’s out there

ኣምልኾ ምስ መዘምራን ኣብ ስሩዕ ኣገልግሎት ሰንበት 06/13/2021 - ረሓቦት ቤተክርስትያን ሻርለት

ስሩዕ ኣገልግሎት ሰንበት ረሓቦት ቤተክርስትያን ሻርለት06/20/2021ነዛ ሊንክ ብምጥዋቕ፡ ብ Youtube ብቐጥታ ተኸታተሉና።ተባረኹ።
06/20/2021

ስሩዕ ኣገልግሎት ሰንበት ረሓቦት ቤተክርስትያን ሻርለት
06/20/2021
ነዛ ሊንክ ብምጥዋቕ፡ ብ Youtube ብቐጥታ ተኸታተሉና።
ተባረኹ።

ስሩዕ ኣገልግሎት ረሓቦት ሻርለት 06/13/21

https://youtu.be/oBe81h4Gddoስሩዕ ኣገልግሎት ሰንበት 06/13/2021 ረሓቦት - ሻርለት
06/19/2021

https://youtu.be/oBe81h4Gddo

ስሩዕ ኣገልግሎት ሰንበት 06/13/2021 ረሓቦት - ሻርለት

ኣምልኾ ምስ መዘምራን ኣብ ስሩዕ ኣገልግሎት ሰንበት 06/13/2021 - ረሓቦት ቤተክርስትያን ሻርለት

Address

4855 Albemarle Road
Charlotte, NC
28205

Opening Hours

Wednesday 9am - 11am
Friday 9am - 11:30am
Sunday 8am - 12:30pm

Alerts

Be the first to know and let us send you an email when RECC NC posts news and promotions. Your email address will not be used for any other purpose, and you can unsubscribe at any time.

Contact The Place Of Worship

Send a message to RECC NC:

Share