ST. Michael Eritrean Orthodox Church Charlotte

ST. Michael Eritrean Orthodox Church Charlotte እንቋዕ ብደሓነ-ሰላም መጻእኩም። ክቡራን ህዝበ ክርስቲያን። እዚ ናይ ቅዱስ ሚካኤል ኤርትራ ኦርቶዶክስ ተዋሕዶ ቤተ ክርስቲያን ኣብ ሻርሎት ሰሜን ካሮላይና ወግዓዊ ገጽ ፌስቡክ እዩ።

ሮሜ 10፥17

Congrats Grad class of 2025 (High school & college) ተመረቕቲ ተመሃሮ ደቅና ዳዊት 126:3 እግዚኣብሄር ዓብዪ ግብሪ ገበረልና፣ ንሕናውን ተሐጐስና።Psalms 1...
06/07/2026

Congrats Grad class of 2025 (High school & college) ተመረቕቲ ተመሃሮ ደቅና

ዳዊት 126:3
እግዚኣብሄር ዓብዪ ግብሪ ገበረልና፣ ንሕናውን ተሐጐስና።
Psalms 126:3
The Lord has done great things for us, and we are filled with joy.

Congrats Grad Class of 2026ምሳሌ 2:6 እግዚኣብሄር ጥበብ ይህብ እዩ እሞ፡ ፍልጠትን ምስትውዓልን ካብ ኣፉ እየን ዚወጻ።Pro 2:6 For the Lord gives wisdom,...
06/07/2026

Congrats Grad Class of 2026
ምሳሌ 2:6
እግዚኣብሄር ጥበብ ይህብ እዩ እሞ፡ ፍልጠትን ምስትውዓልን ካብ ኣፉ እየን ዚወጻ።

Pro 2:6
For the Lord gives wisdom, and from his mouth come knowledge and understanding.

Congrats Grad Class of 2026ተመረቕቲ ደቅና ናይ 2026 ዓ/ፈዳዊት 92:13 እቶም ኣብ ቤት እግዚኣብሄር እተተኽሉ ኣብ ኣጸድ ኣምላኽና ይልምዑ።
06/07/2026

Congrats Grad Class of 2026
ተመረቕቲ ደቅና ናይ 2026 ዓ/ፈ

ዳዊት 92:13
እቶም ኣብ ቤት እግዚኣብሄር እተተኽሉ ኣብ ኣጸድ ኣምላኽና ይልምዑ።

05/30/2026
ዳዊት 47:5                                          ኣምላኽ ብእልልታ፣ እግዚኣብሄር ብደሃይ መለኸት ደየበ።  ምስጋና ኣምላኽ ዘምሩ፣ ዘምሩ። ምስጋና ንጉስና ዘምሩ፣...
05/21/2026

ዳዊት 47:5
ኣምላኽ ብእልልታ፣ እግዚኣብሄር ብደሃይ መለኸት ደየበ። ምስጋና ኣምላኽ ዘምሩ፣ ዘምሩ። ምስጋና ንጉስና ዘምሩ፣ ዘምሩ።

ማርቆስ 16:19
ጐይታና ኢየሱስ ምስ ተዛረቦም፡ ናብ ሰማይ ዓረገ፡ ኣብ የማን ኣምላኽውን ተቐመጠ።

በረኸት ዕርገቱ ናይ ጎይታናን መድኃኒናን ኢየሱስ ክርስቶስ ምስ ኩልና ይኹን።

ምሳሌ 2:6 እግዚኣብሄር ጥበብ ይህብ እዩ እሞ፡ ፍልጠትን ምስትውዓልን ካብ ኣፉ እየን ዚወጻ።Proverb 2:6 For the Lord giveth wisdom: out of his mouth come...
05/18/2026

ምሳሌ 2:6
እግዚኣብሄር ጥበብ ይህብ እዩ እሞ፡ ፍልጠትን ምስትውዓልን ካብ ኣፉ እየን ዚወጻ።
Proverb 2:6
For the Lord giveth wisdom: out of his mouth come knowledge and understanding.

05/13/2026

ብሩኻትን ክቡራትን ኣዴታት፥ ኣምላኽ የዕዚዙ ብጸጋ-ጥዕናን ፍቕርን ይባርኽን።
ሉቃ 1፡37 ካብ ቤተ መቕደስ ከይወጸት፡ ብጾምን ብጸሎትን ለይትን መዓልትን ንኣምላኽ ተገልግል ነበረት።

1ይ ጴጥሮስ 3:3—4 ስልማትክን እቲ ብሕቡእ ናይ ልቢ ሰብን ኣብ ቅድሚ ኣምላኽ ክቡር ዝዀነ ለዋህን ህዱእን መንፈስ ይኹን።
05/11/2026

1ይ ጴጥሮስ 3:3—4
ስልማትክን እቲ ብሕቡእ ናይ ልቢ ሰብን ኣብ ቅድሚ ኣምላኽ ክቡር ዝዀነ ለዋህን ህዱእን መንፈስ ይኹን።

05/11/2026

1ይ ጴጥሮስ 3:5
ቀደም ድማ እተን ተስፋኤን ናብ ኣምላኽ ዝገበራ ቅዱሳት ኣንስቲ፡ ንሰብኡተን እናተኣዘዛ፡ ከምዚ እየን እተሰለማ።

Address

8812 ROBINSON CHURCH Road
Charlotte, NC
28215

Opening Hours

Saturday 10am - 6pm
Sunday 7am - 12:15pm

Telephone

+19802029789

Alerts

Be the first to know and let us send you an email when ST. Michael Eritrean Orthodox Church Charlotte posts news and promotions. Your email address will not be used for any other purpose, and you can unsubscribe at any time.

Contact The Place Of Worship

Send a message to ST. Michael Eritrean Orthodox Church Charlotte:

Share