11/20/2022
✝️✝️✝️💛💚❤️ እንኳዕ ናብ ኣዴና ቅድስት ሃና ዝዓረፈትሉ ዓመታዊ ክብረ በዓልን ቅዱስ ያሬድ ዝተሰወረሉ ወርሓዊ ክብረ በዓልን ብሰላም ኣብጽሓና። ጸሎቶምን በረከቶምን ምስ ኩላትና ይኹን ኣሜን። ✝︎✝︎✝︎
"እቶም ብጎይታ ዝሞቱ ብጹኣን እዮም፣ ግብሮም ክስዕቦም እዩ እሞ ካብ ጻዕሮም ክዓርፉ እዮም" ራዕዮሓ14፧13✝️✝️✝️💛💙❤️