Last Day's Army

Last Day's Army Last Day’s Army of God is a Spirit-led movement, preparing believers for the end-time revival. Through prayer, discipleship, and prophetic ministry .

We equip and empower God’s people to walk in holiness, spiritual authority, and divine purpose.

11/08/2025

እግዚኣብሄር ድማ ንኖህ በሎ፥ ኣብዛ ወለዶ እዚኣ ኣብ ቅድመይ ጸዲቕካ ረኺበካ እየ እሞ፡ ምስ ብዘላ ቤትካ ናብ መርከብ እቶ። ዘፍ 7፥1

10/17/2025

key biblical ways to become faithful Christian today:

1. Build a Strong Relationship with God

Spend daily time in prayer — not just asking, but listening to God.

Read and meditate on God’s Word (Joshua 1:8, Psalm 1:2–3).

Seek to know Jesus personally, not only through church but through consistent fellowship with Him.

2. Live by the Word, Not the World

The world’s values often oppose God’s truth. Stay grounded in Scripture.

Don’t be afraid to stand for what’s right, even if it’s unpopular (Romans 12:2).

Let your lifestyle reflect Christ — in honesty, purity, humility, and love.

3. Stay Connected to a Faith Community

Surround yourself with believers who strengthen your faith (Hebrews 10:24–25).

Join a church, Bible study, or prayer group where you can grow, serve, and be accountable.

Avoid isolation — faith grows best in fellowship.

4. Serve God with Your Life

Use your gifts and talents to bless others and glorify God (1 Peter 4:10–11).

Be kind, forgive quickly, and live with compassion — that’s how others see Jesus through you.

Remember: true faith is not only what we believe, but how we live it daily.

5. Keep Your Heart Pure and Watchful

Guard your heart from pride, greed, lust, and bitterness (Proverbs 4:23).

Repent quickly when you fall — faithfulness doesn’t mean perfection, but perseverance.

Wait on the Lord, trusting His timing and plan for your life.

10/15/2025

ኩሉ ኣብ ህይወትና ዝገጥመና ዘበለ ብምኽንያት ዩ ። ዮሴፍ ኣብ ቤት ኣማእሰርቲ ከሎ ፡ እግዚኣብሄር ውን ምስኡ ነበረ ይብለና ፡ እዚ መንገዲ ድማ ንዮሴፍ ንጹር ኣይነበረን ፡ ግናኸ ናብቲ ኣምላኽ ዝረኣየሉ ዝኸደሉ ዝነበረ መንገዲ ኔሩ ።

ዕላማ ኣምላክ ኣብ ህይወትና ፍሉይ እዩ ፡ በኣእምሮና ውን ዘይብጻሕ ዘልኣለማዊ ጥበብ ኣምላክ እዩ ።
ስለዚ ብከመይ ኩነታት ትሓልፍ በዘየገድስ ፡ ኣምላኽ ካብ ከመይ ዝበለ መጻወድያ ናይ ዲያብሎስ ይሕልወካ ከምዘሎ ካብቲ ኣብነታዊት ትሕዝቶ ዘለዋ ክንርዳእ ንኽእል ።

ንዘኽር - መደብ ኣምላኽ ኣብ ህይወትና ክፍጸም ከሎ ፡ ብድኻም ብዝመስል ፡ ንሕና ግና ብፍጹም ክንርዶኦ ዘይንኽእል ኣገባብ እዩ ዝፍጽሞ ። ስለዚ ብትሓልፎ ዘበለ ንእግዚኣብሄር ከነመስግኖ ይግባእ ። ተባረኹ

ቀቅድሚኦም ሰብኣይ ለአኸ፣
ዮሴፍ ከም ባርያ ተሸጠ።
18: ነእጋሩ ብመቚሕ ሳቐዩ፣
ነፍሱ ኣብ ሓጺን አተወት።
19: ቃሉ ኽሳዕ ዚፍጸም፣
ቃል እግዚኣብሄር ክሳዕ ዚፍትኖ፣
መዝ 105፥ 17-19

10/14/2025

ቃል ኣምላኽ ናይ ህይወት መምርሒ'ዩ ፣ ኣብ መዓልታዊ ህይወትካ ኣንብቦ ክልውጠካ እዩ ፥ ኣብ ትኸዶ ድማ ጥጡሕ መንገዲ ፣ ንሓሳስባትካ ሰላም ፣ ንመንፈስካ ውን ዕረፍቲ ክፈጥር ዚኽእል ዘልኣለማዊ ሓሳብ ኣምላኽ እዩ ።
ብተወሳኺ ድማ ኣባና ምእንቲ ኪዓዪ ከኣ እቲ ዝዓበየ ስፍራ ክሕዝ ይደሊ ።

"ምኽፋት ቃልካ የብርህ፣ ንገርህታት ኣእምሮ ይህብ።" መዝ 119፡130

10/13/2025

ንሓይሊ ፈረስ ኣይብህጎን፣ በእጋር ሰብ ኣይሕጐስን፣

እግዚኣብሄር በቶም ዚፈርህዎ፣ ንጸጋኡውን ዚጽበዩ ይሕጐስ።
መዝ 147 ፥ 10-11

10/12/2025

ንኽብሪ ኣምላኽን ምስጋናኡን እቲ ብየሱስ ክርስቶስ ዚርከብ ፍረ ጽድቂ መሊእኩም፡ ክሳዕ እታ መዓልቲ ክርስቶስ መዓንቀፊ ዜብሎምን ንጹሃትን ምእንቲ ኽትኰኑ፡ እቲ ዚሐይሽ ክትምርምሩ፡ እቲ ፍቕርኹምውን ብፍልጠትን ብምስትውዓል ዘበለ ዅሉን ኣዝዩ እናበዝሔ ኪኸይድ፡ እዚ እልምን አሎኹ።
ፊሊ 1፡9-11

walk in Christ , he is the only foundation to our faith and life styles
10/11/2025

walk in Christ , he is the only foundation to our faith and life styles

10/11/2025

ክፍሊ ንባብ ቆሎ 2፡ 6-8
ብክርስቶስ ምምልላስ
እቶም ንክርስቶስ ከም ናይ ህይወትና መድሓኒ ዝተቐበልናዮ ፡ ናይ ዘልኣለም ህይወት ከምዝረኸብና ቃል ኣምላኽ ይነግረና እዩ ፣ እዚ ድማ ብጸጋ እምበር ብግብርና ኣይኮነን ። ኣማኒ ንኽድሕን ዝኸፍሎ ዋጋ የለን ፣ እንተኾነ ግና ምስ ደሓነ ግና ክኸፍሎ ዘለዎ ናይ ህይወት መስርሕ ምስዓብ ግና ኣሎ ።

ኣብዚ ክፍሊ ጳውሎስ ፥ ሓደ መንፈሳዊ ሓቂ እዩ ዝዛረብ ዘሎ ፣ እቶም ኣብ ቆላሳይስ ዝነበረት ማሕበረ ኣምላኽ ፡ ኣብቲ ንእስነት ዕድሜኣ ናብ ስሕተት ትምህርቲ ዝተጋለጸት እያ ኔራ። ስለዚ እቲ ቀንዲ መልእኽቲ ናይዛ ጽሑፍ ከኣ ኣብ ዕለታዊ ናብራና ክንመላለሰሉ ዝግብኦም ንክርስቶስ ብምጥማት ጥራይ ብእኡ ምምልላስ ከምዝከኣል ንምርኣይ እዩ ኔሩ ።

ንክርስቶስ ምቕባል ማለት ፥ ህይወት ክርስቶስ ኣባና ምህላው ማለት’ዩ ። ስለዚ ኣማኒ ናብቲ ዝቕጽል መስርሕ ምዕባይ ክሰጋገር ከምዘለዎ ዝሕብር ክፍሊ ጽሑፍ እዩ ።
* እቲ መሰረት ህይወት ኣብኡ - እሙን መጸግዒ ስለዝኾነ/ ዘይለዋወጥ መለክዒ
* ንህነጸሉ ኣተሓሳስባ ኣብኡ - ኣብነታዊ ኣካይዳኡ ብምቕዳሕ ፣ ኣብ ቀጻሊ ዕብየት ምእንቲ ክንርከብ
* ብምእጋና ንምልኣሉ - ቋንቋ ኣምላኽ ንምሃረሉ

ነዞም 3 ነገራት ብክርስቶስ ከይንመላለስ ዝገብሩና እዮም ፣
1. ልማድ ሰብ ፥ ሻምብቆ’ዩ ኣብ ሰብ ኣይትወከል ፣ ምስ ኩነታት ዝቀያየር ስለዝኾነ ፣ ምህሮ ግብዝና ዘይኮናዮ ምዝራብ ፡ ደጋዊ ህይወት ኣተኲሮ ምግባር
2. ምህሮ ቁልዕነት ፥ ንዓለም ንመስለሉ መንገዲ ስለዝኾነ ፡ ምስ ኣምላኽ ጽልኢ እዩ ። ትምህርቲ ናይዛ ዓለም ርእስኻ ምፍቃር ( ስስዐ) ዝተመልአ ህይወት ክህልወና ዝገብር መንገዲ እዩ ። ሮሜ 8፡6
3. ጥበራ/ ምትላል ፥ ዘሎካ ብልሒ ፣ ጥበብ ፡ ሃብቲ ንዕላማ ኣምላኽ ክሳብ ዘይኮነ መፈንጥራ እዩ ። ንርእስኻ ምትላል ናይ ዘመንና ጥበባዊ ኣተሓሳስባ ኮይኑ ይግለጽ ኣሎ ። ቃል ሓቂ ማእከል ዘይገበረ ምህሮ ጥበራ እዩ ። ንቃል ኣምላኽ ብዓለማዊ ኣተሓሳስባ ጌርካ ምርኣይ ውን ምትላል እዩ ።
ስለዚ ብሩኳት ኣሕዋተይ ፥ ሎሚ ብክርስቶስ ዶ ትመላለስ ኣሎኻ ? ነቲ ክሞተልካ መሰረትኻ ዶ ትገብሮ ኣሎኻ ። ሎሚ ውን ሓዳስ መዓልቲ እያ ብብርሃን ክርስቶስ ድኣ ንመላለስ ፣ ግዜ ዓድግ ምስዚ ብርሃን ዝኮነ ኣምላኽ ድማ ንጥበቕ ።
ተባረኹ

10/11/2025

Through His blood, we have:

* Victory over sin and Satan (Revelation 12:11) — “They overcame him by the blood of the Lamb and by the word of their testimony.”

*Forgiveness and redemption (Ephesians 1:7) — “In Him we have redemption through His blood, the forgiveness of sins.”

* Healing and peace (Isaiah 53:5) — “By His stripes we are healed.”

* Access to God’s presence (Hebrews 10:19) — “We have confidence to enter the Most Holy Place by the blood of Jesus.”

🔥 The Blood of Jesus is our eternal victory banner — it speaks better things (Hebrews 12:24)!

10/10/2025

ሰላም ኣምላኽ ይብዝሓልኹም ፡

እዚ Page ፣ ናይ መወዳእታ ዘመን ትምህርቲ ፡ ኣገልግሎት መሰረት ጌሩ ዘቕርብ እዩ ። ቀንዲ ኣተዂሮኡ ድማ ናይ መወዳእታ ዘመን ኣገልግሎት ኣምላኽ ኣብ ቕዱሳን ምምጻእን ፡ ንምምጻእ ጎይታ የሱስ ድማ ክንዳሎ ዝገብረና ክኸውን እዩ ።

ዕላማ ፥ ንኹሉ ሰብ ብክርስቶስ ምሉእ ምግባር ቆሎ 1፡28
ሸቶ ፡ ኩሉ ሰብ ኣብ መንግስቲ ኣምላኽ ኣበርክቶ ዘለዎ ምግባር
ራኢ ፥ ናይ መወዳእታ ዘመን ሰራዊት ኣምላኽ ምድላው ። ትን. ዮኤ 2፡2-11

Address

Merryland
Baltimore, MD
00100

Alerts

Be the first to know and let us send you an email when Last Day's Army posts news and promotions. Your email address will not be used for any other purpose, and you can unsubscribe at any time.

Share