Shalom Wehazi Hiwet Bietecrstiyan - Page

Shalom Wehazi Hiwet Bietecrstiyan - Page Contact information, map and directions, contact form, opening hours, services, ratings, photos, videos and announcements from Shalom Wehazi Hiwet Bietecrstiyan - Page, Church, Shalom Life Stream Church, Kampala.

ኩላትኩም ዕዱማት ኢኹም። ብሰላም ምጹ!
29/11/2024

ኩላትኩም ዕዱማት ኢኹም። ብሰላም ምጹ!

17/11/2024
21/10/2024
ናይ ሰንበት ዕለት 20/10/2024 ኣገልግሎት
21/10/2024

ናይ ሰንበት ዕለት 20/10/2024 ኣገልግሎት

ናይ ሎሚ ሰንበት  ዕለት 13/10/2024 ኣገልግሎት
13/10/2024

ናይ ሎሚ ሰንበት ዕለት 13/10/2024 ኣገልግሎት

07/10/2024

ሻሎም ወሓዚ ህይወት ቤ/ክ - ኡጋንዳ ናይ ሰንበት ኣገልግሎት 22/09/2024 || ሓላዊኻ ኣይታኸስን! || ኣገ/ሊ ዳኒኤል ተኸለሃይማኖት Shalom Life Stream Church - Kampala, Uganda

ኣብ ዕለት 01/09/2024 ዝነበረ ናይ ሓዳስ መጽሓፍ መመረቕታ መደብ
06/10/2024

ኣብ ዕለት 01/09/2024 ዝነበረ ናይ ሓዳስ መጽሓፍ መመረቕታ መደብ

ሻሎም ወሓዚ ህይወት ቤ/ክ - ኡጋንዳ ሻሎም ወሓዚ ህይወት ቤ/ክ - ኡጋንዳ መመረቕታ መጽሓፍ 'ኣምላኻዊ ምርሒት' ብ ፓስተር ኤልያስShalom Life Stream Church - Kampala, Uganda

ናይ ሰንበት ኣገልግሎት 06/10/2024
06/10/2024

ናይ ሰንበት ኣገልግሎት 06/10/2024

25/09/2024

Graduation of students of Bible School -International school of Ministry(ISOM) 08-09-2024 መመረቕታ ተመሃሮ ናይ ቤት ትምህርቲ መጽሓፍ ቅዱስ ሻሎም ወሓዚ ህይወት ቤ/ክ - ኡጋንዳShalom Lif...

23/09/2024

👋ዝኸበርኩም ናይ ሻሎም ቤተሰብን ተኸታተልቲ መደብናን ናይ ሎሚ ቀጥታዊ ፈነወና ብቴክኒካዊ ምኽንያት ብምቁሩራጹ ይቕሬታ ንሓትት። ምሉእ ትሕዝቶ ናይ ሎሚ ቀጥታዊ ፈነወ ንምክታታል ኣብዛ ቪድዮ ጠውቑ። ኣምላኽ ይባርኽኩም

📢📢 ንብስራት! ሰላም ንዓኹም ክቡራት ህዝቢ ኣምላኽ።"ኣምላኻዊ ምርሒት" ዘርእስታ ሓዳስ መጽሓፍ፡ ብሓውና ፓስቶር "ኤልያስ ገብረገርግሽ" ተዳልያ ዝተሓትመት፡ ካብ ዕለት 01-09- 2024 ኣ...
30/08/2024

📢📢 ንብስራት!
ሰላም ንዓኹም ክቡራት ህዝቢ ኣምላኽ።
"ኣምላኻዊ ምርሒት" ዘርእስታ ሓዳስ መጽሓፍ፡ ብሓውና ፓስቶር "ኤልያስ ገብረገርግሽ" ተዳልያ ዝተሓትመት፡ ካብ ዕለት 01-09- 2024 ኣትሒዛ ክትዝርጋሕ ስለ ዝኾነት፡ ካብ "ሻሎም ወሓዚ ህይወት ቤተክርስትያን - ካምፓላ" ዓዲግኩም ተባረኹላ።
ንኣፍልጦ ከኣ፡ ኣታዊኣ ነቶም ሕጂ ተዓቀብቲ ንመጻኢ ድማ ተዓጠቕቲ ወለዶ ዝኾኑ ህጻናት ናይ ሻሎም ወሓዚ ህይወት ቤተክርስትያን ዝውዕል እዩ እሞ ኩሉና ንበረኸት ንኹኖም።
ኣምላኽ ይባርኩም።

Address

Shalom Life Stream Church
Kampala

Alerts

Be the first to know and let us send you an email when Shalom Wehazi Hiwet Bietecrstiyan - Page posts news and promotions. Your email address will not be used for any other purpose, and you can unsubscribe at any time.

Share

Category