Faith Church of Christ - Uganda

Faith Church of Christ - Uganda Our Weekly Programs
Wednesday 10AM - 12PM
Friday 11PM - 3AM (Night Prayer)
Sunday 10:00AM - 1:00 PM

ብእምነት ብጸጋ ኢኹም ዝደሐንኩም!!!Ephesians 2 ትግ - ኤፌሶን8-9: ሓደ እኳ ኸይምካሕሲ፡ ካብ ግብሪ ኣይኰነን እሞ፡ ብእምነት ብጸጋ ኢኹም ዝደሐንኩም፡ እዚ ኸኣ ውህበት ኣምላኽ እዩ...
20/03/2026

ብእምነት ብጸጋ ኢኹም ዝደሐንኩም!!!

Ephesians 2 ትግ - ኤፌሶን
8-9: ሓደ እኳ ኸይምካሕሲ፡ ካብ ግብሪ ኣይኰነን እሞ፡ ብእምነት ብጸጋ ኢኹም ዝደሐንኩም፡ እዚ ኸኣ ውህበት ኣምላኽ እዩ እምበር፡ ካባኻትኩም ኣይኰነን።

Galatians 2 ትግ - ገላትያ16: ሰብ ብእምነት ብየሱስ ክርስቶስ እምበር፡ ብግብሪ ሕጊ ኸም ዘይጸድቕ ካብ ፈለጥና ግና፡ ኵሉ ስጋ ብግብሪ ሕጊ ዘይጸድቕ ስለ ዝዀነ፡ ንሕና ኸኣ ብግብሪ ...
19/03/2026

Galatians 2 ትግ - ገላትያ
16: ሰብ ብእምነት ብየሱስ ክርስቶስ እምበር፡ ብግብሪ ሕጊ ኸም ዘይጸድቕ ካብ ፈለጥና ግና፡ ኵሉ ስጋ ብግብሪ ሕጊ ዘይጸድቕ ስለ ዝዀነ፡ ንሕና ኸኣ ብግብሪ ሕጊ ዘይኰነስ ብእምነት ብክርስቶስ ምእንቲ ኽንጸድቕ ብክርስቶስ የሱስ ኣመንና።

02/03/2026

Celebrating my 5th year on Facebook. Thank you for your continuing support. I could never have made it without you. 🙏🤗🎉

18/04/2025

ኢሳይያስ 53 (Isaiah)
11፤ ጻማ ነፍሱ ኺርኢ ኺጸግብውን እዩ። እቲ ጻድቕ ባርያ ብፍልጠቱ ንብዙሓት ኬጽድቕ፡ ኣበሳኦም ድማ ባዕሉ ኺጸውር እዩ።
12፤ ነፍሱ ንሞት ስለ ዝወፈያ፡ ምስ በደለኛታት ከኣ ስለ እተቘጽረ፡ ስለዚ ግዲኡ ምስ ዓበይቲ ኽመቕሎ እየ፡ ምርኮውን ምስ ሓያላት ኪመቅል እዩ። ግናኸ ሓጢኣት ብዙሓት ጾረ፡ ምእንቲ በደለኛታት ከኣ ለመነ።

The whole family and village accept Jesus Christ and sing a song for Him. Many miracles are happening in the village. Ha...
22/05/2024

The whole family and village accept Jesus Christ and sing a song for Him. Many miracles are happening in the village. Hallelujah!
Kampala, Uganda

01/03/2024

እምነት ክርስቶስ ቤተክርስትያን ካምፓላ ኡጋንዳ 0743105377
…………………………………………………………
ኣብ መንገዲ ምስፍሕፋሕ ወንጌል
መበል 20 ዙርያ፡

08/12/2023

እምነት ክርስቶስ ቤተክርስትያን ካምፓላ ኡጋንዳ 0743105377
…………………………………………………………
ኣብ መንገዲ ምስፍሕፋሕ ወንጌል
መበል 19 ዙርያ፡

31/10/2023

ናብራ ቅድስና
Part 7
Every Monday 4pm.
ብቀሺ ተኸለሃይማኖት!

18/10/2023

መንፈሳዊ ምዕባይ
Part 3
ብቀሺ ተኽለሃይማኖት!
Every Wednesday 10 Am
ኩሉኹም ዕዱማት ኢኹም!
Faith Church of Christ - Uganda

Address

Gaba Road, Before KIU Behind UBA Kampala
Kampala
00256

Telephone

+256754988214

Website

Alerts

Be the first to know and let us send you an email when Faith Church of Christ - Uganda posts news and promotions. Your email address will not be used for any other purpose, and you can unsubscribe at any time.

Contact The Place Of Worship

Send a message to Faith Church of Christ - Uganda:

Share