Christ Center Generation

Christ Center Generation ፊልጲ 2 (Philippians)
5፤ እቲ ኣብ ክርስቶስ የሱስ ዝነበረ ሓሳብ ኣባኻትኩምውን ይሀሉኹም።

ህየሳ መዝሙር  #ነጋሪት ከይትሃርመ ኲናት ከም ዘይከውን ፡ ደበና ከይኮነ ውን ዝናብ ከም ዘይዘንም ፡ እንሆ "ቃሉ ፥ ቃልካ ፥ በለ ኮነ " ዝብል መልእክቲ ብባሮት ኣምላኽ ይጋዋሕ ኣሎ !!!...
03/08/2024

ህየሳ መዝሙር

#ነጋሪት ከይትሃርመ ኲናት ከም ዘይከውን ፡ ደበና ከይኮነ ውን ዝናብ ከም ዘይዘንም ፡ እንሆ "ቃሉ ፥ ቃልካ ፥ በለ ኮነ " ዝብል መልእክቲ ብባሮት ኣምላኽ ይጋዋሕ ኣሎ !!! Attention :- ካብ ትዕዝብተይ - እግዚኣብሄር ቅድሚኽ ኹሉ ድምጹ ከይስምዐ ከም ዘይሰርሕ ፡ ሕጂ ውን ኣብዚ ግዜ ኣጋጣሚ ብዝመስል -- ድምጺ ኣምላኽ ፣ ብዛዕባ ስልጣን ቃል ኣምላኽ ዚገልጽ መዛሙር ይጋዋሕ ኣሎ ! እሞ'ኸ ዳኣ - ሰማይ እንታይ ክብል ደለየ - ብስልጣን ቃል ኣምላኽ ምምልላስ ግዜ ዚጠልቦ ሓቂ ኾይኑ ኣሎ ። ኣብ // ኣብቲ ሓቂ ቃል ኣምላኽ ተተኸል ፡ ካብ ጽውጽዋይ ርሓቕ ፥ ከም ኣብ ማእከል ማዕበል ዝናወጽ መርከብ ውን መልሕቕ ጽድቂኻ ዘርግሕ እሞ ደው በል !!
**************
2ይ ጢሞቴዎስ 4 (2 Timothy)
1-4፤ #ኣእዛኖም ኣስሕይዎም ደኣ፡ ብትምኒት ርእሶም መምህራን ኪእክቡ እምበር፡ #ነቲ ጥዑይ ትምህርቲ ዘይዕገሱሉ ዘመን ኪመጽእ እዩ፡ ሽዑ ኣእዛኖም ካብ #ሓቂ ኺመልሱ፡ ናብ #ጽውጽዋያትውን ኪምለሱ እዮም እሞ፡ ብዅሉ ዓቕልን ብምህሮን እቲ #ቓል ክትሰብኽ፡ #ብጊዜኡን ብዘይጊዜኡን #ከተስምዕ፡ #ክትገንሕ፡ #ክትቀጽዕ፡ ክትምዕድ፡ ኣብ ቅድሚ ኣምላኽን ኣብ ቅድሚ እቲ ንህያዋንን ምዉታንን ኪፈርድ ዘለዎ ክርስቶስ የሱስን በቲ ምግላጽ መንግስቱን ኤማሕጽነካ አሎኹ።

26/07/2024

for Christ Mission ! Share and Subscribe !!

07/08/2023
 #ኣብዚ CCG / ሚኒስትሪ ብብዙሕ ጸዓት ዘገልገለን ዘገልግል ዘሎ ሓውና መጋቢ ዘማሪ ኣቤል ዘካርያስ //ፍቕርኻ // እትብል ሓዳስ መዝሙር ንበረኸት ኮይኑና ኣሎ ። ሰሚዕኩም ተባረኹላ !
10/06/2023

#ኣብዚ CCG / ሚኒስትሪ ብብዙሕ ጸዓት ዘገልገለን ዘገልግል ዘሎ ሓውና መጋቢ ዘማሪ ኣቤል ዘካርያስ //ፍቕርኻ // እትብል ሓዳስ መዝሙር ንበረኸት ኮይኑና ኣሎ ። ሰሚዕኩም ተባረኹላ !

#​RuthTigrignaMezmur Ruth-New Mezmur Cristian Song Singers \\ New Gospel song Chsnnel - Tigrinya ( Official Music Video ) 2023 ...

https://youtu.be/85x8yS6jxDY
07/01/2023

https://youtu.be/85x8yS6jxDY

Ruth Mezmur Wengel Channel. This YouTube Channel is dedicated to promoting Eritrean and Ethiopian Gospel Songs.Just Subscribe to stay updated.ንሱ ኺዓቢ፡ ኣነ ግና ክ...

 #እዚ ዘሎናዮ ዘመን ፡ ብዙሕ ዘፍርህ ዝመስል ፡ ዘሰንብድ ዝመስል ብብዝሒ ዝስምዖን ዝረኣዮን ዘሎ ፡ እኳ እንተኾነ ንሕና ግና ዘየናውጽ ናይ እምነት መርከብ ብክርስቶስ የሱስ ተዓቁብና ስለ ...
13/12/2022

#እዚ ዘሎናዮ ዘመን ፡ ብዙሕ ዘፍርህ ዝመስል ፡ ዘሰንብድ ዝመስል ብብዝሒ ዝስምዖን ዝረኣዮን ዘሎ ፡ እኳ እንተኾነ ንሕና ግና ዘየናውጽ ናይ እምነት መርከብ ብክርስቶስ የሱስ ተዓቁብና ስለ ዘሎና ፍርሕን ፡ ሓይሊ ናይ ፍርሕን ኣብ ህይወትና ቦታ የብሉን ። እሞ ኣጆኻ ኣይትፍራሕ ፡ ኣይትፍርሒ ! እዋናዊ መልእኽቲ !

ዘይተገሰጹ ገሰጽቲ ፡ ዘይተኣረሙ ኣረምቲ ካብ ሙዃን ይባልህኩም ! " ንሓቂ ኣብ ውሽጢ ኢኻ ትደልያ ፡ ብሕቡእ ጥበብ መሃረኒ ጎይታይ ! ለባም ብሕቡእ ጥበብ ይመሃር !
28/11/2022

ዘይተገሰጹ ገሰጽቲ ፡ ዘይተኣረሙ ኣረምቲ ካብ ሙዃን ይባልህኩም !
" ንሓቂ ኣብ ውሽጢ ኢኻ ትደልያ ፡ ብሕቡእ ጥበብ መሃረኒ ጎይታይ ! ለባም ብሕቡእ ጥበብ ይመሃር !

  Of CCGM Ministry !!
15/10/2022

Of CCGM Ministry !!

CCGM Media Calling to Gospel investment in youths !!

 #እግዚኣብሄር ን ምድርና በረኸት ጌሩ ዝሃበና // ዘማሪ - መጋቢ ኣቤል ዘካርያስ // ፡  #2 መዝሙር ጌሩ ክባርኸና ውን ተዳልዩ ኣሎ ። 7 መስከረም 2022 ዓ/ም ኣብ  #ኦም ህይወት ቤ...
03/09/2022

#እግዚኣብሄር ን ምድርና በረኸት ጌሩ ዝሃበና // ዘማሪ - መጋቢ ኣቤል ዘካርያስ // ፡ #2 መዝሙር ጌሩ ክባርኸና ውን ተዳልዩ ኣሎ ። 7 መስከረም 2022 ዓ/ም ኣብ #ኦም ህይወት ቤተክርስትያን ኣዲስ ኣበባ ስነ - ስርዓት መመረቕታ ክግበር ስለ ዝኾነ ፡ ኣብ ኣዲስ ዘለኹም ኩሉኹም ዕዱማት ኢኹም ።
ረቡዕ 7 - 9 - 2022 / ሰዓት 10 ንግሆ

ዝያዳ ሓበሬታ - +251912691793 (pastor Habtom)

 #እቲ ናብ ኩሉ ዓወት ዝመርሓካ እግዚኣብሄር ስሙ ይባረኽ ! #በረኸትና ኢኻ ናይ ኣምላኽ ሰብ መጋቢ ኣቤል ዘካርያስ ቁጽሪ  #2 መዝሙር // ሓድሽ ፍጥረት //  2022 ዓ/ም ኣብ ቀረባ ግ...
19/07/2022

#እቲ ናብ ኩሉ ዓወት ዝመርሓካ እግዚኣብሄር ስሙ ይባረኽ !
#በረኸትና ኢኻ ናይ ኣምላኽ ሰብ መጋቢ ኣቤል ዘካርያስ
ቁጽሪ #2 መዝሙር // ሓድሽ ፍጥረት // 2022 ዓ/ም
ኣብ ቀረባ ግዜ ክትዝርጋሕ እያ !

Address

Dar Es Salaam
00100

Opening Hours

Monday 09:00 - 17:00
Tuesday 09:00 - 17:00
Wednesday 09:00 - 17:00
Thursday 09:00 - 17:00
Friday 09:00 - 17:00

Website

Alerts

Be the first to know and let us send you an email when Christ Center Generation posts news and promotions. Your email address will not be used for any other purpose, and you can unsubscribe at any time.

Share