KabAtranos

KabAtranos ካብ ኣትራኖስ:- መንፈሳዊ ዜና ብስራት ወንጌል፡ ያሬዳዊ መዝሙራት፡ ታሪኽን ዛንታን ቅዱሳን ኣቦታት፡ መንፈሳዊ ስነጽሑፍን ክፍነወልና እዩ.

https://youtu.be/kqTLk2x6PRk?si=JsPoJsh3KpqoUicqNew Mezmur, share and subscribe.........................
23/02/2026

https://youtu.be/kqTLk2x6PRk?si=JsPoJsh3KpqoUicq

New Mezmur, share and subscribe.........................

Enjoy the videos and music you love, upload original content, and share it all with friends, family, and the world on YouTube.

ሓድሽ ዓመት መጸ  ንፈጣሪ ዘመናት እግዚአብሔር ኣምላኽና ነመስግነሉ፥ ብዕድመን ጥዕናን ክሕልወና ትምኒትና ገሊጽና ንጽልየሉ፥ ብምኽንያት ሓጐስና ድማ ካብ ጓይላ ርሒቕና ብመዝሙር  ከነምስግኖ ...
01/01/2026

ሓድሽ ዓመት መጸ ንፈጣሪ ዘመናት እግዚአብሔር ኣምላኽና ነመስግነሉ፥ ብዕድመን ጥዕናን ክሕልወና ትምኒትና ገሊጽና ንጽልየሉ፥ ብምኽንያት ሓጐስና ድማ ካብ ጓይላ ርሒቕና ብመዝሙር ከነምስግኖ እዩ ዝግባእ እሞ፡ እዛ መዝሙር በረኸት ህያብ ቅንያት ልደት ትኹነና። ሰሚዕና ንኻልኦት ብ 'share ' ነካፍል ብሩኽ ቅንያት ልደትን ሓድሽ ዓመትን።

Enjoy the videos and music you love, upload original content, and share it all with friends, family, and the world on YouTube.

ብሩኽ ምጅማር ዓቢ ጾም ይግበረልና እናበልና፥ ዕርቂ ምስ ነብስና፡ ዕርቂ ምስ የሕዋትና፡ ዕርቂ ኣብ ቤትናን ኣብ ኩሉ ህይወትናን ገርና ጾምና ክንጅምሮ ኣምላኽ ይሓግዘና።)(ካብ ኣትራኖስ)(
21/02/2025

ብሩኽ ምጅማር ዓቢ ጾም ይግበረልና እናበልና፥ ዕርቂ ምስ ነብስና፡ ዕርቂ ምስ የሕዋትና፡ ዕርቂ ኣብ ቤትናን ኣብ ኩሉ ህይወትናን ገርና ጾምና ክንጅምሮ ኣምላኽ ይሓግዘና።
)(ካብ ኣትራኖስ)(

"ንዑ ንተዓረቕ"ሰዓርን ተሰዓርን ካብ ዘይብሉ ቅልስ ኣሕዋትመን ኣሎ ዝረብሕ እንትርፎ ጸላኢ ሠናያትኣጽዋር ጽልኢ ደርቢና ኣጽዋር ፍቕሪ ንዕጠቕኣሕዋት ኢና'ሞ ኣምላኽ ክዕረቐና ንዑ ንተዓ...

25/10/2024

ንዝኾነ ሓገዝ ኣብ ውሽጢ ቪድዮ ብዘለው ቁ ተለፎናት ንጠቐም ሊንክ ናይ ጎፋንድሚ ውን እዚ'ዩ፦https://gofund.me/28fd86c8 # GedamDebreBizen ...

27/09/2024

Adress

Meteorvägen 22
Täby
18333

Aviseringar

Var den första att veta och låt oss skicka ett mail när KabAtranos postar nyheter och kampanjer. Din e-postadress kommer inte att användas för något annat ändamål, och du kan när som helst avbryta prenumerationen.

Kontakta Heliga Platser

Skicka ett meddelande till KabAtranos:

Dela