Diav M Media ፍቁር ኢየሱስ

Diav M  Media ፍቁር ኢየሱስ Kontaktinformation, kartor och vägbeskrivningar, kontaktformulär, öppettider, tjänster, betyg, foton, videor och meddelanden från Diav M Media ፍቁር ኢየሱስ, Religiöst center, Jönköping.

ሰላም ወ ሰናይ! ፍቑራት ህዝቢ እግዚኣብሄር! ኣብ ዘዘለክሞ ሰላምን ጥዕናን እናተመነና፣ እዚ ፐጅ መንፈሳዊ መኣዲ ዝዝርግሓሉ ካቶሊካዊ መደብ እዩ። ብፍቕሪ ኣምላኽ ድማ ስድራ ናይዚ መኣዲ ብምኻን ብሓደ ተደጋጊፍና ክንዓቢ ዕድመ ይገብር።

ብዝያዳ ስሩዕ ፈነወ እንገብረሉ ናይ youtube ቻነል ንግበር።
https://youtube.com/?si=LjhHaCckjss0YTdo

16/09/2026

መኣዲ ብርሃን ሕይወት

ሰላም ወ ሰናይ ፍቑራን ሕዝበ ኣምላክ ፣ ከመይ ቀኒክይም፧ ከመይ ኣለኩም፧ እግዚኣብሔር ኣምላኽ ስለ ኩሉ ይመስገን። ሰላም ንብለኩም።ናይሎሚ ረቡዕ መደብና ፡ ኣብ መኣዲ ብርሃን ሕይወትኣብ ጊዚ...
16/09/2026

ሰላም ወ ሰናይ ፍቑራን ሕዝበ ኣምላክ ፣ ከመይ ቀኒክይም፧ ከመይ ኣለኩም፧ እግዚኣብሔር ኣምላኽ ስለ ኩሉ ይመስገን። ሰላም ንብለኩም።
ናይሎሚ ረቡዕ መደብና ፡ ኣብ መኣዲ ብርሃን ሕይወት
ኣብ ጊዚኡን ሰዓቱን ኣብ youtube- diav m media

11/09/2026

ሰላም ወሰናይ ርሑስ ቅዱስ ዮውሓንስ ሓድሽ ዓመትን ይግበረልና።

ብሩኽ ሓድሽ ዓመት ይግበረልና!ናይ ሎሚ ዘሎና መደብ! ብሰላም ምጹ!
11/09/2026

ብሩኽ ሓድሽ ዓመት ይግበረልና!
ናይ ሎሚ ዘሎና መደብ! ብሰላም ምጹ!

መልእኽቲ በዓል ቅዱስ ዮውሓንስሓድሽ ዓመት
09/09/2026

መልእኽቲ በዓል ቅዱስ ዮውሓንስ
ሓድሽ ዓመት

ዓመት ሉቃስ ናይ ሰላምን ጸሎትን ምሕረትን ዓመት ይግበረልና።EritreanCatholicMezmur ...

መደብ እንሆ ይጅምር
09/09/2026

መደብ እንሆ ይጅምር

መኣዲ ብርሃን ሕይወት

Adress

Jönköping

Telefon

+46728760523

Webbplats

Aviseringar

Var den första att veta och låt oss skicka ett mail när Diav M Media ፍቁር ኢየሱስ postar nyheter och kampanjer. Din e-postadress kommer inte att användas för något annat ändamål, och du kan när som helst avbryta prenumerationen.

Kontakta Heliga Platser

Skicka ett meddelande till Diav M Media ፍቁር ኢየሱስ:

Genvägar

Dela