Fre-tewahdo

Fre-tewahdo መንፈሳዊ ሕቶታትን መዝሙራትን። ፍረ ተዋህዶ

⛪💖💚መንፈሳዊ ሕቶታት 💖💚⛪  በስመ ኣብ ወውልድ ወመንፈስ ቁዱስ ኣሃዱ ኣምላክ ኣሜን  ሰላም ስድራ ናይ ክርስቶስ ኣኣብ ዘለክሞ ሰላም፡ኣምላክ ምሳኩም ይኩን አሺ አምባኣር ንበረከት ኩልና ንሳ...
19/08/2026

⛪💖💚መንፈሳዊ ሕቶታት 💖💚⛪ በስመ ኣብ ወውልድ ወመንፈስ ቁዱስ ኣሃዱ ኣምላክ ኣሜን ሰላም ስድራ ናይ ክርስቶስ ኣኣብ ዘለክሞ ሰላም፡ኣምላክ ምሳኩም ይኩን አሺ አምባኣር ንበረከት ኩልና ንሳተፍ ኣብዚ መንፈሳዊ ኣብ coment መልሲ ክገድፈልኩም እየ።⛪💖💚መንፈሳዊ ሕቶታት 💖💚⛪ በስመ ኣብ ወውልድ ወመንፈስ ቁዱስ ኣሃዱ ኣምላክ ኣሜን ሰላም ስድራ ናይ ክርስቶስ ኣኣብ ዘለክሞ ሰላም፡ኣምላክ ምሳኩም ይኩን አሺ አምባኣር ንበረከት ኩልና ንሳተፍ ኣብዚ መንፈሳዊ ኣብ coment መልሲ ክገድፈልኩም እየ።⛪💖💚መንፈሳዊ ሕቶታት 💖💚⛪ በስመ ኣብ ወውልድ ወመንፈስ ቁዱስ ኣሃዱ ኣምላክ ኣሜን ሰላም ስድራ ናይ ክርስቶስ ኣኣብ ዘለክሞ ሰላም፡ኣምላክ ምሳኩም ይኩን አሺ አምባኣር ንበረከት ኩልና ንሳተፍ ኣብዚ መንፈሳዊ ኣብ coment መልሲ ክገድፈልኩም እየ።⛪💖💚መንፈሳዊ ሕቶታት 💖💚⛪ በስመ ኣብ ወውልድ ወመንፈስ ቁዱስ ኣሃዱ ኣምላክ ኣሜን ሰላም ስድራ ናይ ክርስቶስ ኣኣብ ዘለክሞ ሰላም፡ኣምላክ ምሳኩም ይኩን አሺ አምባኣር ንበረከት ኩልና ንሳተፍ ኣብዚ መንፈሳዊ ኣብ coment መልሲ ክገድፈልኩም እየ።⛪💖💚መንፈሳዊ ሕቶታት 💖💚⛪ በስመ ኣብ ወውልድ ወመንፈስ ቁዱስ ኣሃዱ ኣምላክ ኣሜን ሰላም ስድራ ናይ ክርስቶስ ኣኣብ ዘለክሞ ሰላም፡ኣምላክ ምሳኩም ይኩን አሺ አምባኣር ንበረከት ኩልና ንሳተፍ ኣብዚ መንፈሳዊ ኣብ coment መልሲ ክገድፈልኩም እየ።

⛪💖💚መንፈሳዊ ሕቶታት 💖💚⛪  በስመ ኣብ ወውልድ ወመንፈስ ቁዱስ ኣሃዱ ኣምላክ ኣሜን  ሰላም ስድራ ናይ ክርስቶስ ኣኣብ ዘለክሞ ሰላም፡ኣምላክ ምሳኩም ይኩን አሺ አምባኣር ንበረከት ኩልና ንሳ...
17/08/2026

⛪💖💚መንፈሳዊ ሕቶታት 💖💚⛪ በስመ ኣብ ወውልድ ወመንፈስ ቁዱስ ኣሃዱ ኣምላክ ኣሜን ሰላም ስድራ ናይ ክርስቶስ ኣኣብ ዘለክሞ ሰላም፡ኣምላክ ምሳኩም ይኩን አሺ አምባኣር ንበረከት ኩልና ንሳተፍ ኣብዚ መንፈሳዊ ኣብ coment መልሲ ክገድፈልኩም እየ።⛪💖💚መንፈሳዊ ሕቶታት 💖💚⛪ በስመ ኣብ ወውልድ ወመንፈስ ቁዱስ ኣሃዱ ኣምላክ ኣሜን ሰላም ስድራ ናይ ክርስቶስ ኣኣብ ዘለክሞ ሰላም፡ኣምላክ ምሳኩም ይኩን አሺ አምባኣር ንበረከት ኩልና ንሳተፍ ኣብዚ መንፈሳዊ ኣብ coment መልሲ ክገድፈልኩም እየ።⛪💖💚መንፈሳዊ ሕቶታት 💖💚⛪ በስመ ኣብ ወውልድ ወመንፈስ ቁዱስ ኣሃዱ ኣምላክ ኣሜን ሰላም ስድራ ናይ ክርስቶስ ኣኣብ ዘለክሞ ሰላም፡ኣምላክ ምሳኩም ይኩን አሺ አምባኣር ንበረከት ኩልና ንሳተፍ ኣብዚ መንፈሳዊ ኣብ coment መልሲ ክገድፈልኩም እየ።⛪💖💚መንፈሳዊ ሕቶታት 💖💚⛪ በስመ ኣብ ወውልድ ወመንፈስ ቁዱስ ኣሃዱ ኣምላክ ኣሜን ሰላም ስድራ ናይ ክርስቶስ ኣኣብ ዘለክሞ ሰላም፡ኣምላክ ምሳኩም ይኩን አሺ አምባኣር ንበረከት ኩልና ንሳተፍ ኣብዚ መንፈሳዊ ኣብ coment መልሲ ክገድፈልኩም እየ።

በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሓዱ ኣምላኽ ኣሜንኣብ መላእ እዛ ዓለም እዚኣ ዘለኹም ወገናትና ኣመንቲ ኦርቶዶክስ ተዋሕዶ ቤተ ክርስቲያን፥መጀመርታ ፍጹም ዝኾነ ሰላም ናይ እግዚአብሔር ም...
14/08/2026

በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሓዱ ኣምላኽ ኣሜን

ኣብ መላእ እዛ ዓለም እዚኣ ዘለኹም ወገናትና ኣመንቲ ኦርቶዶክስ ተዋሕዶ ቤተ ክርስቲያን፥መጀመርታ ፍጹም ዝኾነ ሰላም ናይ እግዚአብሔር ምሳኻትኩም ይሃሉ እናበልኩ ኣብ ሕይወትኩም ጥዕማ ንስራሕኩም ድማ ኣሳልጦን ዓወትን ይምነ።

ብምቕጻል ኣብዚ ማኅበራዊ መራኸቢ ብዙሃን መድያ ናይ ቅዱስ ገዳም ጻዕዳ እምባ እንዳ ሥላሴ ኣቦታት ተሸጊሮም ክሓቱ ብጣዕሚ ተሰሚዑኒ።ብተለይ ድማ እዚ ሓገዝ ዝሓተትሉ ቅድም ኢሉ እኳ እንተ ነበረ፥ንሕና ዝደቆም፥ዝኾነ መልሲ ከምዘይረኸቡ እሞ ደጊሞም ሓገዝ ክሓቱን ዘለዎም ሽግር ክገልጹን ክንሰምዖም ኣዝዩ ዘሕምም እዩ።ንዓና ከኣ ዓቢይ ውርደት ይኸውን።

ነስተውዕል! ካልኣይ ሳልሳይ እሞ ንግደፎ ሓደ ጊዜስ ይኹን ኣብ ልማኣኖ ከነብጽሖ ይግባእ ድዩ፧

ገዳማትና ዓይኒን፥ምንጪ ህላዌን ቀጻልነትን፥ከምኡ ከኣ ዓንዲ ሕቆ ናይ ቅድስት ቤተ ክርስቲያና እዮም።"ጸሎት ጻድቕ ብግብራ ተስልጥ እያ"ከም ዝተባህለ ጸሎቶም በረኸቶም ካባና እቶም ውሉዳት ደቆም ጀሚሩ ንዓለም ኩሉ ዝተርፍ እዩ።ስለዚ ንሕና እንታይ ኢና፧መወዳእታናኸ ከመይ ክኸውን እዩ፧

ወዲ ሰብ እኮ ንጊኤኡ እምበር ኣብዚ ዓለም እዚ ቀዋሚ ቤት የብሉን።ንዓና ምእንቲ ክሕሸና ክንዮ'ዛ ዓለም ክንሓስብን ክንርእን እንተ ዘይክኢልና፥ከኣ ብሓቂ ኢና ድዂማት።ተስፋውን ኣብዘን ናይ 70 ወይ 80 ዕድመ ጥራይ ዝተሓጽረ ክኸውን እዩ።

ወዲ ሰብ ኣብዚ ዓለም እዚ ነባሪ ከም ዘይኮነ ርኢና፥ ኣብዚ ዝጸንሓሉ ናይ 70 80 ዕድመ ምዃኑውን ንብል ኣሎና፥ኣብ ዘመን ዕድመ ሥጋኡ ዝሃለወ ደረጃ ኣብትን ንብረትን ይሃልዎ፥ምስኡ ሒዝዎ ዝኸይድ ንብረት ኮነ ሃብቲ ግና የልቦን።እዚ ከምዚ እንተ ኮይኑ ሃብቲ ምባሉ ዝህቦ ትርጉም ደኣ እንታይ እዩ፧

ነዚ ዝምልሰና"ሎቱ ስብሃት"ጎይታ ባዕሉ እዩ።

ንሱ ብዛዕባ ሰማያዊ ኣመልኪቱ ዝሃቦ ትምህርቲ ÷

“ብልዕን ምምራትን”ኣብ ዜባላሽዎ ሰረቕቲ ዅዒቶም ኣብ ዚሰርቅዎ፥ንኣኻትኩም ኣብ ምድሪ ሃብቲ ኣይትኣክቡ።እኳ ደኣ ብልዕን ምምራትን ኣብ ዘየባላሽዎ፥ሰረቕቲ ዅዒቶም ኣብ ዘይሰርቅዎ ኣብ ሰማይ ሃብቲ ኣክቡ።ከመይ ሃብትኻ ኣብ ዘለዎ ልብኻ ኣብኡ ኣሎ"ዝብል እዩ ማቴ6፥19-21።

ስለዚ ወገናትና ኣባግዐይ ይፈልጣኒ እየን፥ድምጸይ ይሰምዓ፥ ይስዕባኒ ከኣ ዝበለ ጎይታ፥ከም ቃሉ ሃብትና ኣብ ሰማያት ይኹን።ከመይ ሃብትኻ ኣብ ዘለዎ ልብኻ ኣብኡ ኣሎ" ስለ ዝበለ ይሓድ ይብዛሕ ዘሎና ሃብትን ንብረት ኣብዛ ዓለም እዚኣ ዝተሓጽረ እንተ ደኣ ኮይኑ ሓሳብና ልብና ኮታ ሕይወትና ኩሉ ድማ ኣብዚ ጥራይ እዩ ዝሕጸር።ሰብ ብዘሎ እዛ ዓለም ረቢሑ ንነፍሱ እንተ ኣጥፍአ እንታይ ይጠቕሞ፧

ብርሃን ዓለም ዝተሰምየ ሐዋርያ ቅዱስ ጳውሎስ ዝበሎ ድማ ከምዚ ንስማዕ👇

"እቲ ዚርአ ኃላፋይ እዩ፥ እቲ ዘይርአ ግና ዘለዓለማዊ እዩ።ንሕና ኸኣ ኣብቲ ዚርአ ዘይኮነስ ኣብቲ ዘይርአ ኢና እንጥምት ዘሎና"2ቆሮ4፥18።

ስለዚ ከምዚ መንገዲ ጽድቂ ክርሓወልና ከሎን ምኽንያት ክንረክብን ከሎና ጽቡቕ መዘኻኸሪ ብምዃኑ ተሎ ነቲ ዕድል ክንጥቀመሉ ይግባእ።ካባና ናባና እዩ።
ጥቕሙ ንዓናን ንዓናን እዩ።ንሳቶም ንሃይማኖት ዝኸፍልዎ ዘለው ዋጋ እምበር ብዛዕባ ርእሶምስ ንእሽቶ ቁራስ እንጌራ እያ እትኣኽሎም።

ስለዚ ምእንቲ ረብሓ ገዛእ ርእስና ምእንቲ ሃይማኖትና ክንብል መንፈሳዊን ሥጋዊን በረኸት ከየምልጠና ዓቕምና ዝፈቕዶ ንሓግዝ። ጎፎውን-ድሚ👇ኣለኩም

✍️ https://gofund.me/810ae9483

ናብ ኩሉ ክባጻሕ ሸር ንግበሮ።ኣኣብ ጨንፈር ኣብያተ ክርስትያን ተሓቢሩ ስለ ዘሎ እቶም ኣብኡ ዘለኹም ነቲ እትገብዎ ሓገዝ ኣብኡ ክትገብርዎ ጽቡቕ።እቶም ቤተ ክርስቲያን ኮንው ዝተወከሉ ሰባት ብቐረባ ዘይረኸብኩም ግና ከም ዝተባህለ ሓገዝኩም በዚ ጎፎውን-ድሚ ትገብርዎ።

ጸጋ እግዚአብሔር ይብዛሓልኩም ኣማላድነት ናይ ኣዴና ቅድስት ድንግል ማርያም ረዲኤት ናይ ቅዱሳን ኣይፈለኹም ኣሜን

ጦቢት ንጦብያ ወዱ ዝሃቦ መንፈሳዊን ኣባታውን ምዕዶ÷

“ወደይ ምሉእ ዕድሜኻ ንእግዚኣብሔር ኣምላኽና ዘክሮ።
ከቶ ኃጢኣት ኣይትግበር፥ ትእዛዛቱ ውን ኣይትጥሓስ። ብዅሉ ዕድሜኻ ሠናይ ግብሪ ኣዘውትር። ኣብ ክፉእ ተግባር ድማ ኣይትጸምበር።

ቅኑዕ ኩን፥እትገብሮ ዘበለ ዅሉ ኸኣ ኪቐንዓካ እዩ።ንኣኻ ጥራይ ዘይኮነስ ነቶም ቅኑዓትውን ኪሰልጦም እዩ።

“ካብ ገንዘብካ ነቲ ንእግዚኣብሔር እሙን ኮይኑ ዚእዘዝ ሰብ፥መጽውት።ክትምጽውት ከሎኻ ድማ ብንፍገት ኣይትሃብ።እግዚኣብሔር ገጹ ኸይከልኣካ ንድኻ ገጽ ኣይትኽልኣዮ።

ወደየ!ክትምጽውት ከሎኻ ኸም ብዝኂ ሃብትኻ ሃብ። ብዙኅ ሃብቲ እንተ ኣልዩካ ክትምጽውት ከሎኻ ኣብዚኅካ መጽውት።ሃብትኻ ቚሩብ እንተ ኾነ ኸኣ ኻብቲ ዘሎካ ሃብ፥ ካብ ምምጽዋት ግና ዓዲ ኣይትውዓል።

እዚ ኸም ዚተዓቚረ ገንዘብ ኮይኑ ኺጠቕመካ እዩ። ብጊዜ ጸበባ ኸኣ ዓስቢ ክትረክብ ኢኻ።ንድኻታት ምጽዋት ምሃብ፥ ካብቲ ጸልማት ዝኾነ ዓዲ ምውታት የድኅነካ።እቶም ምጽዋት ዚህቡ፥ ንልዑል እግዚኣብሔር ዜሐጕስ፥ ብቑዕ መባኣ የቕርቡ"ጦቢት4፥5-11።

ሰለም ተከታተልቲ መደብ fre-tewahdo."Dear followers, our page Fre-tewahdo is currently at risk. If you support our page, please c...
03/08/2026

ሰለም ተከታተልቲ መደብ fre-tewahdo.
"Dear followers, our page Fre-tewahdo is currently at risk. If you support our page, please comment 'Free Fre-tewahdo' below and help us spread the message. Thank you for your support and prayers!" 🙏✝️

⛪💖💚መንፈሳዊ ሕቶታት 💖💚⛪  በስመ ኣብ ወውልድ ወመንፈስ ቁዱስ ኣሃዱ ኣምላክ ኣሜን  ሰላም ስድራ ናይ ክርስቶስ ኣኣብ ዘለክሞ ሰላም፡ኣምላክ ምሳኩም ይኩን አሺ አምባኣር ንበረከት ኩልና ንሳ...
24/07/2026

⛪💖💚መንፈሳዊ ሕቶታት 💖💚⛪ በስመ ኣብ ወውልድ ወመንፈስ ቁዱስ ኣሃዱ ኣምላክ ኣሜን ሰላም ስድራ ናይ ክርስቶስ ኣኣብ ዘለክሞ ሰላም፡ኣምላክ ምሳኩም ይኩን አሺ አምባኣር ንበረከት ኩልና ንሳተፍ ኣብዚ መንፈሳዊ ኣብ coment መልሲ ክገድፈልኩም እየ።⛪💖💚መንፈሳዊ ሕቶታት 💖💚⛪ በስመ ኣብ ወውልድ ወመንፈስ ቁዱስ ኣሃዱ ኣምላክ ኣሜን ሰላም ስድራ ናይ ክርስቶስ ኣኣብ ዘለክሞ ሰላም፡ኣምላክ ምሳኩም ይኩን አሺ አምባኣር ንበረከት ኩልና ንሳተፍ ኣብዚ መንፈሳዊ ኣብ coment መልሲ ክገድፈልኩም እየ።⛪💖💚መንፈሳዊ ሕቶታት 💖💚⛪ በስመ ኣብ ወውልድ ወመንፈስ ቁዱስ ኣሃዱ ኣምላክ ኣሜን ሰላም ስድራ ናይ ክርስቶስ ኣኣብ ዘለክሞ ሰላም፡ኣምላክ ምሳኩም ይኩን አሺ አምባኣር ንበረከት ኩልና ንሳተፍ ኣብዚ መንፈሳዊ ኣብ coment መልሲ ክገድፈልኩም እየ።

⛪💖💚መንፈሳዊ ሕቶታት 💖💚⛪  በስመ ኣብ ወውልድ ወመንፈስ ቁዱስ ኣሃዱ ኣምላክ ኣሜን  ሰላም ስድራ ናይ ክርስቶስ ኣኣብ ዘለክሞ ሰላም፡ኣምላክ ምሳኩም ይኩን አሺ አምባኣር ንበረከት ኩልና ንሳ...
08/07/2026

⛪💖💚መንፈሳዊ ሕቶታት 💖💚⛪ በስመ ኣብ ወውልድ ወመንፈስ ቁዱስ ኣሃዱ ኣምላክ ኣሜን ሰላም ስድራ ናይ ክርስቶስ ኣኣብ ዘለክሞ ሰላም፡ኣምላክ ምሳኩም ይኩን አሺ አምባኣር ንበረከት ኩልና ንሳተፍ ኣብዚ መንፈሳዊ ኣብ coment መልሲ ክገድፈልኩም እየ።⛪💖💚መንፈሳዊ ሕቶታት 💖💚⛪ በስመ ኣብ ወውልድ ወመንፈስ ቁዱስ ኣሃዱ ኣምላክ ኣሜን ሰላም ስድራ ናይ ክርስቶስ ኣኣብ ዘለክሞ ሰላም፡ኣምላክ ምሳኩም ይኩን አሺ አምባኣር ንበረከት ኩልና ንሳተፍ ኣብዚ መንፈሳዊ ኣብ coment መልሲ ክገድፈልኩም እየ።⛪💖💚መንፈሳዊ ሕቶታት 💖💚⛪ በስመ ኣብ ወውልድ ወመንፈስ ቁዱስ ኣሃዱ ኣምላክ ኣሜን ሰላም ስድራ ናይ ክርስቶስ ኣኣብ ዘለክሞ ሰላም፡ኣምላክ ምሳኩም ይኩን አሺ አምባኣር ንበረከት ኩልና ንሳተፍ ኣብዚ መንፈሳዊ ኣብ coment መልሲ ክገድፈልኩም እየ።⛪💖💚መንፈሳዊ ሕቶታት 💖💚⛪ በስመ ኣብ ወውልድ ወመንፈስ ቁዱስ ኣሃዱ ኣምላክ ኣሜን ሰላም ስድራ ናይ ክርስቶስ ኣኣብ ዘለክሞ ሰላም፡ኣምላክ ምሳኩም ይኩን አሺ አምባኣር ንበረከት ኩልና ንሳተፍ ኣብዚ መንፈሳዊ ኣብ coment መልሲ ክገድፈልኩም እየ።⛪💖💚መንፈሳዊ ሕቶታት 💖💚⛪ በስመ ኣብ ወውልድ ወመንፈስ ቁዱስ ኣሃዱ ኣምላክ ኣሜን ሰላም ስድራ ናይ ክርስቶስ ኣኣብ ዘለክሞ ሰላም፡ኣምላክ ምሳኩም ይኩን አሺ አምባኣር ንበረከት ኩልና ንሳተፍ ኣብዚ መንፈሳዊ ኣብ coment መልሲ ክገድፈልኩም እየ።⛪💖💚መንፈሳዊ ሕቶታት 💖💚⛪ በስመ ኣብ ወውልድ ወመንፈስ ቁዱስ ኣሃዱ ኣምላክ ኣሜን ሰላም ስድራ ናይ ክርስቶስ ኣኣብ ዘለክሞ ሰላም፡ኣምላክ ምሳኩም ይኩን አሺ አምባኣር ንበረከት ኩልና ንሳተፍ ኣብዚ መንፈሳዊ ኣብ coment መልሲ ክገድፈልኩም እየ።⛪💖💚መንፈሳዊ ሕቶታት 💖💚⛪ በስመ ኣብ ወውልድ ወመንፈስ ቁዱስ ኣሃዱ ኣምላክ ኣሜን ሰላም ስድራ ናይ ክርስቶስ ኣኣብ ዘለክሞ ሰላም፡ኣምላክ ምሳኩም ይኩን አሺ አምባኣር ንበረከት ኩልና ንሳተፍ ኣብዚ መንፈሳዊ ኣብ coment መልሲ ክገድፈልኩም እየ።

⛪💖💚መንፈሳዊ ሕቶታት 💖💚⛪  በስመ ኣብ ወውልድ ወመንፈስ ቁዱስ ኣሃዱ ኣምላክ ኣሜን  ሰላም ስድራ ናይ ክርስቶስ ኣኣብ ዘለክሞ ሰላም፡ኣምላክ ምሳኩም ይኩን አሺ አምባኣር ንበረከት ኩልና ንሳ...
08/07/2026

⛪💖💚መንፈሳዊ ሕቶታት 💖💚⛪ በስመ ኣብ ወውልድ ወመንፈስ ቁዱስ ኣሃዱ ኣምላክ ኣሜን ሰላም ስድራ ናይ ክርስቶስ ኣኣብ ዘለክሞ ሰላም፡ኣምላክ ምሳኩም ይኩን አሺ አምባኣር ንበረከት ኩልና ንሳተፍ ኣብዚ መንፈሳዊ ኣብ coment መልሲ ክገድፈልኩም እየ።⛪💖💚መንፈሳዊ ሕቶታት 💖💚⛪ በስመ ኣብ ወውልድ ወመንፈስ ቁዱስ ኣሃዱ ኣምላክ ኣሜን ሰላም ስድራ ናይ ክርስቶስ ኣኣብ ዘለክሞ ሰላም፡ኣምላክ ምሳኩም ይኩን አሺ አምባኣር ንበረከት ኩልና ንሳተፍ ኣብዚ መንፈሳዊ ኣብ coment መልሲ ክገድፈልኩም እየ።⛪💖💚መንፈሳዊ ሕቶታት 💖💚⛪ በስመ ኣብ ወውልድ ወመንፈስ ቁዱስ ኣሃዱ ኣምላክ ኣሜን ሰላም ስድራ ናይ ክርስቶስ ኣኣብ ዘለክሞ ሰላም፡ኣምላክ ምሳኩም ይኩን አሺ አምባኣር ንበረከት ኩልና ንሳተፍ ኣብዚ መንፈሳዊ ኣብ coment መልሲ ክገድፈልኩም እየ።⛪💖💚መንፈሳዊ ሕቶታት 💖💚⛪ በስመ ኣብ ወውልድ ወመንፈስ ቁዱስ ኣሃዱ ኣምላክ ኣሜን ሰላም ስድራ ናይ ክርስቶስ ኣኣብ ዘለክሞ ሰላም፡ኣምላክ ምሳኩም ይኩን አሺ አምባኣር ንበረከት ኩልና ንሳተፍ ኣብዚ መንፈሳዊ ኣብ coment መልሲ ክገድፈልኩም እየ።⛪💖💚መንፈሳዊ ሕቶታት 💖💚⛪ በስመ ኣብ ወውልድ ወመንፈስ ቁዱስ ኣሃዱ ኣምላክ ኣሜን ሰላም ስድራ ናይ ክርስቶስ ኣኣብ ዘለክሞ ሰላም፡ኣምላክ ምሳኩም ይኩን አሺ አምባኣር ንበረከት ኩልና ንሳተፍ ኣብዚ መንፈሳዊ ኣብ coment መልሲ ክገድፈልኩም እየ።⛪💖💚መንፈሳዊ ሕቶታት 💖💚⛪ በስመ ኣብ ወውልድ ወመንፈስ ቁዱስ ኣሃዱ ኣምላክ ኣሜን ሰላም ስድራ ናይ ክርስቶስ ኣኣብ ዘለክሞ ሰላም፡ኣምላክ ምሳኩም ይኩን አሺ አምባኣር ንበረከት ኩልና ንሳተፍ ኣብዚ መንፈሳዊ ኣብ coment መልሲ ክገድፈልኩም እየ።

05/07/2026

⛪💖💚መንፈሳዊ ሕቶታት 💖💚⛪ በስመ ኣብ ወውልድ ወመንፈስ ቁዱስ ኣሃዱ ኣምላክ ኣሜን ሰላም ስድራ ናይ ክርስቶስ ኣኣብ ዘለክሞ ሰላም፡ኣምላክ ምሳኩም ይኩን አሺ አምባኣር ንበረከት ኩልና ንሳተፍ ኣብዚ መንፈሳዊ ኣብ coment መልሲ ክገድፈልኩም እየ።⛪💖💚መንፈሳዊ ሕቶታት 💖💚⛪ በስመ ኣብ ወውልድ ወመንፈስ ቁዱስ ኣሃዱ ኣምላክ ኣሜን ሰላም ስድራ ናይ ክርስቶስ ኣኣብ ዘለክሞ ሰላም፡ኣምላክ ምሳኩም ይኩን አሺ አምባኣር ንበረከት ኩልና ንሳተፍ ኣብዚ መንፈሳዊ ኣብ coment መልሲ ክገድፈልኩም እየ።⛪💖💚መንፈሳዊ ሕቶታት 💖💚⛪ በስመ ኣብ ወውልድ ወመንፈስ ቁዱስ ኣሃዱ ኣምላክ ኣሜን ሰላም ስድራ ናይ ክርስቶስ ኣኣብ ዘለክሞ ሰላም፡ኣምላክ ምሳኩም ይኩን አሺ አምባኣር ንበረከት ኩልና ንሳተፍ ኣብዚ መንፈሳዊ ኣብ coment መልሲ ክገድፈልኩም እየ።⛪💖💚መንፈሳዊ ሕቶታት 💖💚⛪ በስመ ኣብ ወውልድ ወመንፈስ ቁዱስ ኣሃዱ ኣምላክ ኣሜን ሰላም ስድራ ናይ ክርስቶስ ኣኣብ ዘለክሞ ሰላም፡ኣምላክ ምሳኩም ይኩን አሺ አምባኣር ንበረከት ኩልና ንሳተፍ ኣብዚ መንፈሳዊ ኣብ coment መልሲ ክገድፈልኩም እየ።⛪💖💚መንፈሳዊ ሕቶታት 💖💚⛪ በስመ ኣብ ወውልድ ወመንፈስ ቁዱስ ኣሃዱ ኣምላክ ኣሜን ሰላም ስድራ ናይ ክርስቶስ ኣኣብ ዘለክሞ ሰላም፡ኣምላክ ምሳኩም ይኩን አሺ አምባኣር ንበረከት ኩልና ንሳተፍ ኣብዚ መንፈሳዊ ኣብ coment መልሲ ክገድፈልኩም እየ።⛪💖💚መንፈሳዊ ሕቶታት 💖💚⛪ በስመ ኣብ ወውልድ ወመንፈስ ቁዱስ ኣሃዱ ኣምላክ ኣሜን ሰላም ስድራ ናይ ክርስቶስ ኣኣብ ዘለክሞ ሰላም፡ኣምላክ ምሳኩም ይኩን አሺ አምባኣር ንበረከት ኩልና ንሳተፍ ኣብዚ መንፈሳዊ ኣብ coment መልሲ ክገድፈልኩም እየ።⛪💖💚መንፈሳዊ ሕቶታት 💖💚⛪ በስመ ኣብ ወውልድ ወመንፈስ ቁዱስ ኣሃዱ ኣምላክ ኣሜን ሰላም ስድራ ናይ ክርስቶስ ኣኣብ ዘለክሞ ሰላም፡ኣምላክ ምሳኩም ይኩን አሺ አምባኣር ንበረከት ኩልና ንሳተፍ ኣብዚ መንፈሳዊ ኣብ coment መልሲ ክገድፈልኩም እየ።⛪💖💚መንፈሳዊ ሕቶታት 💖💚⛪ በስመ ኣብ ወውልድ ወመንፈስ ቁዱስ ኣሃዱ ኣምላክ ኣሜን ሰላም ስድራ ናይ ክርስቶስ ኣኣብ ዘለክሞ ሰላም፡ኣምላክ ምሳኩም ይኩን አሺ አምባኣር ንበረከት ኩልና ንሳተፍ ኣብዚ መንፈሳዊ ኣብ coment መልሲ ክገድፈልኩም እየ።

Adress

Borlänge

Webbplats

Aviseringar

Var den första att veta och låt oss skicka ett mail när Fre-tewahdo postar nyheter och kampanjer. Din e-postadress kommer inte att användas för något annat ändamål, och du kan när som helst avbryta prenumerationen.

Genvägar

Dela