Emmanuel International Church Örebro Sweden

Emmanuel International Church Örebro Sweden ኣማኑኤል ጽንፈለኻዊ ቤተክርስትያን ኦረብሩ ሽወደን

14/06/2026

Singers Frehiwet, Henok & mezemran
ዳዊት 145:1 ዎ ኣምላኸይ፣ ንጉሰይ፣ ልዕል ከብለካ፣ ስምካውን ንዘለአለም ኣለም ክባርኽ እየ።

ዳዊት 145:2 ኵሉ መዓልቲ ኽባርኸካ፣ ስምካውን ንዘለአለመ ኣለም ክውድስ እየ።

10/06/2026

Enjoy the videos and music that you love, upload original content and share it all with friends, family and the world on YouTube.

07/06/2026

Singers Danait, Henok & mezemran
Psalms- ዳዊት 118: 28-29
28: ንስኻ ኣምላኸይ ኢኻ ኤመስግነካ፣
ዎ ኣምላኸይ፣ ልዕል ኤብለካ ኣሎኹ።
29: እግዚኣብሄር ሰናይ እዩ፣
ምሕረቱ ንዘለአለም ይነብር እዩ እሞ፣ ኣመስግንዎ።

ዳዊት 118: 23-2423, እዚ ኻብ እግዚኣብሄር ኰነ፣ ነዒንትናውን ግሩም እዩ።24, እታ እግዚኣብሄር ዝገበራ መዓልቲ እዚኣ እያ፣ ብእኣ ንተሐጐስን ባህ ይበለናን።Welcome 🌹& Conta...
06/06/2026

ዳዊት 118: 23-24
23, እዚ ኻብ እግዚኣብሄር ኰነ፣ ነዒንትናውን ግሩም እዩ።
24, እታ እግዚኣብሄር ዝገበራ መዓልቲ እዚኣ እያ፣ ብእኣ ንተሐጐስን ባህ ይበለናን።

Welcome 🌹& Contact us 📞
+46762901920 & +46 70-404 11 94

28/05/2026

ሻሎም ቅዱሳን
ጽባሕ ሰንበት 31/5, ምስ ሽወደናውያንን ኣዕራብን ናይ
ንግሆ ናይ ሕብረት ፕሮግራም ስለ ዘሎና፡ ሰዓት 14፡00 ፕሮግራም ከም ዘይብልና ክንሕብር ንፈቱ።
10:30 ብሰላም ምጹ!

26/05/2026

Enjoy the videos and music you love, upload original content, and share it all with friends, family, and the world on YouTube.

18/05/2026

Enjoy the videos and music that you love, upload original content and share it all with friends, family and the world on YouTube.

ሰንበት 17|5 ዝነበረና ኮንፈረንስ: ክብሪ ኣምላኽ ርኢናነፍሳት ድሒኖም: ፈውሲ: ምንጋፍ ኮይኑ: ኢድ ኣምላኽ ርኢናሓውና ፓስቶር መሰረት እግዚኣብሄር እናባረኸ ይባርኽካክብሪ ኩሉ ድማ ኣምላኽ...
18/05/2026

ሰንበት 17|5 ዝነበረና ኮንፈረንስ: ክብሪ ኣምላኽ ርኢና
ነፍሳት ድሒኖም: ፈውሲ: ምንጋፍ ኮይኑ: ኢድ ኣምላኽ ርኢና
ሓውና ፓስቶር መሰረት እግዚኣብሄር እናባረኸ ይባርኽካ
ክብሪ ኩሉ ድማ ኣምላኽና በይኑ ይውሰዶ

17/05/2026

Conference worship
Psalms - ዳዊት 116፡ 17 መስዋእቲ ምስጋና ኽስውኣልካ፣
ስም እግዚኣብሄር ከኣ ክጽውዕ እየ።
Singers Danait, Wegahta & mezemran

16/05/2026

ሰላምኩም ብዙሕ እዩ ኣብቲ መንፈሳዊ በረኸት ዕዱማት ኢኹም፡ ንሕሙማት ክንጽሊ ኢና፡ ሰባት ድማ ሒዝኩም ምጹ

Adress

Nejlikegatan1 703 53 Örebro
Örebro
MELLRINGEKYRKAN

Öppettider

14:00 - 18:00

Telefon

0046762901920

Webbplats

Aviseringar

Var den första att veta och låt oss skicka ett mail när Emmanuel International Church Örebro Sweden postar nyheter och kampanjer. Din e-postadress kommer inte att användas för något annat ändamål, och du kan när som helst avbryta prenumerationen.

Dela