Kale Hiwet Church Sudan

Kale Hiwet Church Sudan This is the official page of Kale Hiwet Church Sudan Tigrinya

ናይ ምፍናው ግዜ። ብ ዕለት 23/09/2016ከም ኣገልጋልን ፓስተርን ጓሳ ማሕበር ኮይኑ ኣብ ቃለ ሂወት ቤ/ክ ካርቱም፡ ከገልግል ዝጸንሐ ፓስተር ዮናስ ምሕረተኣብ ምስ በዓልቲ ቤቱ መዘምራን ...
03/10/2016

ናይ ምፍናው ግዜ። ብ ዕለት 23/09/2016
ከም ኣገልጋልን ፓስተርን ጓሳ ማሕበር ኮይኑ ኣብ ቃለ ሂወት ቤ/ክ ካርቱም፡ ከገልግል ዝጸንሐ ፓስተር ዮናስ ምሕረተኣብ ምስ በዓልቲ ቤቱ መዘምራን ራሄል እንዳለ ናብ ካናዳ ዝተፋነውሉ ናይ መወዳእታ ኣገልግሎቶም ኣብ ካርቱም ዝነበረ ናይ ምፍናው ግዜ።
ዘመን ሂወትኩም ኣብ ካናዳ ዝተባረከ ይኩን መመሊሱ ብጸጋ የዕቢኹም ጎይታ የሱስ።

ናይ ዓርቢ 23/09/2016 መልእኽትና ካብ ቃል ኣምላኽ ኣብ ክልቲኡ ማለት ኣብ ናይ ኣምሓርኛን ናይ ትግርኛን ኣገልግሎት ብፓስተር ዮናስ ምሕረትኣብ....👉ይሁዳ፡📖✏ዘፍ498-12,ዘዳ33፡7,...
03/10/2016

ናይ ዓርቢ 23/09/2016 መልእኽትና ካብ ቃል ኣምላኽ ኣብ ክልቲኡ ማለት ኣብ ናይ ኣምሓርኛን ናይ ትግርኛን ኣገልግሎት ብፓስተር ዮናስ ምሕረትኣብ....

👉ይሁዳ፡
📖✏ዘፍ498-12,ዘዳ33፡7,ዘፍ29፡35
⭐ይሁዳ ራብዓይ ወዳ ንልያ እዩ። እግዛብሄር ስለ ዝሃባ ከኣ ይሁዳ(ምስጋና)ኢላ ስም ሂባቶ። እዚ ይሁዳ ከኣ ንዮሴፍ ሓዉ ካብ ሞት ዘትሮፎን ሕዋቱ ከኣ ደም ካብ ምፍሳስ ዘድሓኖም እዩ።{ዘፍ37፡26}።
ዩሁዳ በዚ ምክንያት እዚ እቲ ንሮቤል ዝግቦኦ ዝነበረ ስልጣን ንዑዑ ተዋሃበ።
1. ኣሕዋትካ ከመስጉንኳ እዮም ደቂ ኣቦኻ ክሰጉድልካ ተባሃለ።
- ዘመስግንዎ ደም ካብ ምፍሳስ ስለ ዘድሓኖም እዩ።
- ዝሰግዱሉ ድማ ስልጣን መንግስቲ ስለዝተዋህቦ እዩ።
2. ኢድካ ኣብ ክሳድ ጸላእትካ ተባሂሉ
-ጸላኢ ሕጂ ኣብ ትሕቲኡ እዩ ዝከውን ንምንታይ እንተ ኢልና በዓል ስልጣን ስለ ዝኮነ።
3. ካብ ዩሁዳ በትሪ ዘንጊ ገዛኢ ካብ ማእከል ኣእጋሩ ኣይ ዝምብልን ተባሂሉ ኣሎ።
- እዚ ግና ዘሎ(ገዛኢ)ክሳዕ ዝመጽእ እዩ።
4. ንገልገሉ ኣብ ጉንዲ ወይኒ ንዒሉ እታ ኣድጉ ድማ ኣብ ብሉጽ ጨንፈር ወይኒ ይኣስር።ክዳውንቱ ብወይኒ ነጸሉኡ ድማ ብደም ዘቢብ ይሓጽብ።
- ኣብ ኣታክልቲ ዝበዝሖ፡ ዝጸግበሉ ቦታ ክነብር ዝተመረቐ እዩ።
5. ዓዒንቱብወይኒኽቐይሓእየንተባሂሉ።
- ወይኒ ን ዓይኒዘ ቀይሕ መስተ እዩ።
- ብኽያት ከኣ ዓይኒ ዘቀይሕ እዩ።
6. ኣስናኑ ከኣ ብ ጸባ ክጽዕድዋ እየን ተባሂሉ።
- ናይ ወዲ ሰብ ስኒ ኩነታት በቲ ትበልዖ እዩ ዝውሰን።
- ምጽዕዳው ድማ ናይ ጽሬት ኩነታት እዩ።
እዚ ኩሉ ግና ይሁዳ ትጉህ ስለ ዝነበረ እዩ።
ኣብ መወዳእታ ድማ ኣምላኽን ብረኸት ክገብረልና እንተኮዩኑ ድማ ከም ይሁዳ ነሕዋቱ ክፉእ ከይ ንገብር ፡ትጉሃት ክንከውን ኣሎና።ነዚ ኣምላኽ ይርድኣና።

➡የኣርብ 23/09/2016 መልእክታችን ከእግዛብሄር ቃል በሁለቱም ኣገልግሎታችን በኣማርኛ ና በትግርኛ ኣገልግሎት በፓስተር ዮናስ ምሕረትኣብ.........👉ይሁዳ 📖✏ዘፍ49፡8-12, ዘዳ33...
03/10/2016

➡የኣርብ 23/09/2016 መልእክታችን ከእግዛብሄር ቃል በሁለቱም ኣገልግሎታችን በኣማርኛ ና በትግርኛ ኣገልግሎት በፓስተር ዮናስ ምሕረትኣብ.........

👉ይሁዳ
 📖✏ዘፍ49፡8-12, ዘዳ33፡7, ዘፍ29፡35
⭐ይሁዳ ኣፍተኛ ልጃ ለልያ ነው። እግዚኣብሔር ስለ ስለሰጣት ይሁዳ(ምስጋና)ብላ ስም ስጠቸው። ይሁዳ ለወንድሙ ዮሴፍ በሞት ያጻነው፡ለወንድሞች ደም በደም ማፍስስ ያዳነ ነው።{ዘፍ37፡26}።
*ይሁዳ በነዚ ምክንያቶች ለሮቤል የሚገባውን ስልጣን ለሱ ተለጠው።
1. ወንድማችን ያመስግኑሃል፡የኣባችን ልጆችም ይሰግዱልሃል ተባለለት።
-የሚያመስግኑትም ደም በማፍስስ ስላዳናቸው ነው።
-የሚስግዱለትም ስልጣን መንግስት ስለተሰመው ነው።
2. እጅህ በጣላት ኣንገት ላይ ተባለለት
-ኣሁን ጠላት በሱ በታች ነው የሚሆነው፡ ለምን በባል ባለ ስልጣን ስለ ሆነ።
3. በትረ መንግስት በይሁዳ ኣይጠፋም፡የነዥም ዘንግ በእግሮች መካከል።
-ይህ ጣና ገዥ ይሆነው እስቢመጣ ድረስ ነው።
4. ውርንግጣውን በወይን ግንድ ያስራል፡ የኣህያይቱንም ግልገል በወይን ኣረግ፡ ልብሱን በወይን ያጥባል፡መጎናደፊያውንም በወይን ደም
-ኣታክልት በበዛበት፡ የሚጠግብበት ቦታ ኣንዲኖር የተመረቐ ነው።
5. ዓይኖቹ ከወይን ይቀላል
-ወይን ዓይን የሚያቀላ መጠጥ ነው።
-ለቕሶም ዓይንን ይቀላል።
6. ጥርሱም ከወተት ነጭ ይሆናል።
-የስው ልጅ የጥርስ ሁኔታ በሚበላው ነገር ይወስናል።
-የጥርሱ ነጭነት የድዳት ሁኔታ ነው። ይህ ሁሉ ግን ይሁዳ የተየ ስው ስለ ነበረ ነው።
**በመጠረሻም እግዚኣበሔር ለበረከት እንዲያደርግልን በሆነ፡ ኣንዳ ይሆዳ ለወንድማቻችን እንዳናደርግ፡ ትኑሆች መሆን ኣለብን። በዚም እግዚኣበሔር ይርዳን።

➡ናይ ትማሊ ዓርቢ 09-09-2016 መልእኽቲና ካብ ቃል ኣምላኽ ኣብ ናይ ትግርኛን ኣገልግሎት ብኣገልጋሊት ሰናይት ኢያሱ. . .👉ኣርእስቲ ፡ኣብ ፍቃድ ኣምላኽ ምንባር⭐ዝንበብ ጽሑፍ ፡እብ10...
20/09/2016

➡ናይ ትማሊ ዓርቢ 09-09-2016 መልእኽቲና ካብ ቃል ኣምላኽ ኣብ ናይ ትግርኛን ኣገልግሎት ብኣገልጋሊት ሰናይት ኢያሱ. . .

👉ኣርእስቲ ፡ኣብ ፍቃድ ኣምላኽ ምንባር

⭐ዝንበብ ጽሑፍ ፡እብ10፡36
📖✏ፍቃድ እንታይ እዩ?ቃል እዩ።ስለዚ ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ ኣብ ፍቃድ ከም ፍቃድ ዝብል ብዙሕ ግዜ ተጠቂሱ ንረክቦ ኢና ንሕናውን ኣብ ዕለታዊ ጉዕዞና ከም ፍቃድ ኣምላኽ እናበልና ንዛረብ ኢና ስለዚ እምበኣር ኣብ ቃሉን ከም ቃሉን ምንባር ማለት እዩ።
ነዚ ኣብነት ዝኮነና ናይ ዮስያስ ህይወት ክንርኢ ኢና፡
ብሕጽር ዝበለ ምስዚ መልእክተይ ብምትሕሓዝ ፍቃድ ኣምላኽ ማለት ኩሉ ፍረ ስጋ ፡ትምኒት ስጋ ደርቢካ ብኹሉ ልብኻን ብኹሉ ነፍስኻን ብኹሉ ሓይልኻን ንክርስቶስ /ንቃል/ ምንባር ማለት እዩ።2ይ ነገ 22ን 2ይ ነገ 23 ምዕራፋት ነንብቦ ብዛዕባ ናይ ዮስያስ ሂወትን ኣካይድኡን ምሉእ ምርዳእ መታን ክህልወና ፡እሞ ገለ ሰለስተ ሓሳባት ክንርኢ ኢና ኣብ ፍቃድ ኣምላኽ ዘመላሉሱና ፥
1ይ-.በረኽቲ ምፍራስ /ከልካሊ ቀጽሪ /ኣብ ህይወትና ይኩን ኣብ ማሕበር ክርስቶስ
ኣምላኽ እሙን ሙኳኑ ምርዳእ ንቃሉ ምእማንን
1ቆሮ1፡9,2ቆሮ10፡3-5, 1ተሰ5፡24, 2ይ ተሰ2፡14, 2ጢሞ2፡11
2ይ- ንዕዮ እግዚኣብሄር ምቅናእ 2ይ ነገ 22፡5
ስለዚ ከም ዉሉድ ኣምላኽ ኣብ ማሕበር ኣምላኽ ይኩን ኣብ ሂወትካን ሂወት የሕዋትካን ዝነቅዐ/ዝጎደለ/እንተ ረኣካ ንዓኡ ከተዐርን ክትጽግንን ክትሃንጽን ቅንኣት ይሃሉካ ፡እዚ ፍቃድ ኣምላኽ ኣዩ።
3ይ-ብጥበብ ዓለምን ብከንቱ ምጥባርን ከይንማረኽ ክንጥንቀቅ ይግብኣና።
ቆሎ2፡6
ንዓለምን ነቲ ኣብኡ ዘሎ ኩሉ ኩፉእን ርኹስን ዝኮነ ነገር ክንፍንፍኖ ይግብኣና እዚ ፍቃድ ኣምላኽ እዩ።
መጠቃለሊ፡
1.ሓይሊ ኣምላኽ ዕብየት ኣምላኽን ክኣልነቱን ስልጣኑን ትርደኣሉ ኩሉ ግዜ እምነትና ኣብ ኣምላኽ ክንዓቢ ኣሎና።
2.ቤት መቅደስ ኣምላኽ እንሃንጽን ኣብቲ ነቃዕ ደው እንብልን ሰባት ንዕዮ እግዚኣብሄር ቀናኣት ክንከውን ኣሎና።
3.ንጥበብ ዓለምን ነቲ ኣብኡ ዘሎ ኩሉ ክፉእን እንፍንፍን ሰባት ክንከውን ይግባእ።
እዚ ምስ ንከውን ንፍቃድ ኣምላኽ እንነብር ሰባት ኢና።

➡የትላንት ኣርብ 09-09-2016 መልእክታችን ከእግዛብሄር ቃል  ኣገልግሎታችን ማለት በኣማርኛ  ኣገልግሎት በሚቼነሪ ፓስቶር ኤልያስ ኣለፈ. . .📖✏ጋብቻ • ✔ጋብቻ ምንድነው?  ስለ ጋብቻ...
19/09/2016

➡የትላንት ኣርብ 09-09-2016 መልእክታችን ከእግዛብሄር ቃል ኣገልግሎታችን ማለት በኣማርኛ ኣገልግሎት በሚቼነሪ ፓስቶር ኤልያስ ኣለፈ. . .

📖✏ጋብቻ
• ✔ጋብቻ ምንድነው?
ስለ ጋብቻ በዓለም ለይ ሰዎች የተለየያ አመለከከት ብኖረቸውም ; ጋብቻ ውድ ፣ዕንቁና ክቡር በእግዚአብሔር የተመሠረተ ተቋም ነው፡፡(ዘፍ 1፡26-28፣2፡18-25)
2. ጋብቻ የተጀመረበት ዓለማ ለምንድነው?
• ለሰው ጥቅም እና ለእግዚአብሔር ክብር ሲሆን በዋናነት ለአምስት ነገሮች ነው፡፡
1. ሰው ብቻውን እንደይሆን ነው (ዘፍ2፡18)
2. ለሚገቡት በልና ሚስት እንድመች ነው (ዘፍ 2፡18)
3. በልና ሚስት እንድረደዱ ወይም አንዱ ሌለውን እንድያገለግል ነው
4. በበልና በሚስት መከከል አንድነት ጸንቶ እንድኖር ነው (ማር 10፡1-9፣ሚል 2፡16)
5. የሰው ዘር በምድር ለይ እንድቀጥል(እንድበዛ) ነው (ዘፍ1፡28፣ዘፍ2፡28)
3.ክርስቲያናዊ ጋብቻን ከሌሎች የሚለያዉ ምንድነው?
ክርስቲያናዊ ጋብቻ አንድ ለአቅመ አደም የደረሰ ወንድና አንዲት ለአቅመ ሔዋን የደረሰች ሴት ቅድስናቸውን ጠብቀው በእግዚአብሔር ስም ቃል-ኪደን በመግበት በሥነ-ሥርዓት ፣ በፀሎት በጋብቻ ስጠመሩ ይህ ትክክለኛ ክርስቲያናዊ ጋብቻ ይበለል፡፡
4.ጠንከረ ክርስቲያናዊ የቤተሰብ ሕይወት(ትደር) እንዴት ልንመራ እንችላለን ?
(ኤፌ 5፡21-31፣1ጴጥ 3፡1)
• ክርስቲያናዊ ጠንከራ የቤተሰብ ሕይወት(ትደር) ለመምረት የሚያስችሉ 7 ነጥቦች
1. መጽሐፍ ቅዱስን መንበብና መተዘዝ ፡፡ ቤተሰብ ጠንከራ ቤተሰበዊ ሕይወት ለመምረት ዕለት ዕለት የእግዚአብሔርን ቃል ማንበብና መተዘዝ ወሰኝ ነው፡፡በየዕለቱ የእግዚአብሔርን ቃል የሚየነቡ ቤተሰቦች ኑሮአቸውና ትደራቸው የተቃነና የተካነወና ይሆናል(ኢየ 1፡5-10)
2. በልና ምስት አብሮ መፀለይ ፡፡
• ፀሎት ለአንድ ቤተሰብ ጥንከሬ ምንም የማይተከ የበርኮት፣የሰለም እና የስኬት ቁልፍ ነው፡፡
• የማይፀልይ ቤተሰብ የእግዚአብሔርን ሀሰብ አይራደም፣በማይፀልይ ቤተሰብ ትደር ጠለት በቀለሉ ስፍረ ያገኛል፡፡
3. በል ለሚስቱ ሚስትም ለበሏ እውነተኛ ፍቅርን መግለጽ፡፡(ኤፌ5፡21)
እግዚአብሔር ፍቅር ነው፤ እውነተኛ መውደድ በለበት ቤት እግዚአብሔር ይኖረል፣እግዚአብሔር በለበት ደግሞ ዕረፍት፣ ደስታ፣ በለጠግነት፣ የእግዚአብሔር መንግሥት አለ፡፡ስለዚህ በልና ምስት አንዱ ሌለውን መውደድና መገዘት የጌታ ዋና ዓለማ ነው፡፡
4. በልና ሚስት እርስ በርሰቸው መረደደት
ዘሬ በብዙዎች ትደር ትልቁና ዋና ችግር ሆኖ ጎልቶ የሚተየው እርስ በርስ በመረደደት ፈንታ በእኔነትና በበለይነት ስሜት ተሞልቶ የትደር አጋሪን አሳንሶ መያት ነው፤ይህም ለብዙዎች ትደር መፍረስ፣ለቤተሰብ መበተን፣ልጆች ወደ ጎዳና እንድወጡ ሆኖአል፡፡እንደ ክርስቲያን ቤተሰብ የትደር አጋሮቻችንን እንድንከበከብ የእግዚአብሔር ሀሰብ ነው፡፡
5. ከእግዚአብሔር ለተቀበልነው ትደረችን (ቤተሰበችን) ተማኞች መሆን፡፡
በልና ሚስት እርስ በርሳቸው በዕለት ዕለት ኑሮ፣በግብራ ሥጋ ግንኙነት፣በገንዘብ አጠቃቃም አንዱ ለአንዱ ተማኞች መሆን አለበቸው፣ረስ ወደድነትን፣ውሸትን፣አታለይነትን፣ከትደር ጎደኛችን ምስጥር መደበቅን ማስወገድ ይገበቸዋል፡፡ምክንያቱም እነዚህ ነገሮች በትደራችን ውስጥ ከገቡ ልንወጠ ወደማንችለቸው አደጋ ውስጥ እንገበላን፤ስለዚህ ጥንቀቄ ልናደርግ ያስፈልጋናል፡፡
6.ትዕግስተኞች መሆን፡፡
በትደራችን የሚፈታተኑ ዘርፋ ብዙ ችግሮች ልኖሩ ይችለሉ፡፡ነገር ግን በትደረችን የሚገጥማንን ማንኛውንም ተግደሮት ለማለፍ በልና ሚስት አንዱ ሌለውን መታገስ ያስፈልጋቸዋል፡፡(ቆለ 3፡13)
7. ቸሮችና ይቅር በዮች መሆን፡፡
ሰው እንደመሆነችን አንደችን ሌለችንን በተለየየ መንገድ ወይም ሁኔታ ልንበድል እንደምንችል ማወቅ አለብን፤በምድር ለይ ከእግዚአብሔር በቀር ፊጹም በል ወይም ፊጹም ሚስት የሉም ሆኖም ግን አንደችን ሌለችንን መበደለችንን ከወቅን እንደ እግዚአብሔር ቤተሰብ ይቅርታ ልናደርግ ያስፈልጋናል፡፡ቸሮችና ሪህራሄ የተሞላ ለሌሎች የሚየከፍል ልብ እንድኖረንም መትጋት አለብን፡፡
‹‹እርስ በርሳችሁም ቸሮችና ርኀሩኆች ሁኑ፣እግዚአብሔርም ደግሞ በክርስቶስ ይቅር እንዳለችሁ ይቅር ተባባሉ፡፡››ኤፌ 4፡32
5. እንደ እግዚአብሔር ፈቀድ የሆነ ትዳር እንዴት ይጀመረል ?
• በፀሎት ይጀመረል ፡-ወጠቶች ስላ ረሳቸዉ የወደፊት ጋብቻና ትዳር ከሁሉም ነገር አስቀድሞ በፀሎት ከጌታ ጋር መነጋገር ወይም ለእርሱ አሰልፎ መስጣት፤ይህም ትክክላኛ የትዳር ጓደኛ እንድሰጣቸዉ ፣ፈቀዱን እንድያሳያቸው፣መፀለይ እንድሁም የእግዚአብሔርን ሰዎች ማማከርና ዘዴዉን መጠያቅ ይኖርበቸዋል ፡፡መዝ 37፡5 ‹‹ መንገድህን ለእግዚአብሔር አደራ ስጥ በእርሱም ታመን እርሱም ያደርግልሃል›› ይለል፣ ተጨማሪ ጥቅስ ሉቃ 11፡9-13 አንብብ፡፡
• ስለ ጋብቻ አስፈለጊዉን የቃሉን ትምህርት በመማር ይጀመረል፡-
ይህም ማለት፡-
• የእግዚአብሔር ቃል ስለጋብቻ ምን ይለል የሚለዉን ሀሰብ ማወቅ (ዘዳ 7፡3-5)
• ስለግብረ ሥጋ ግንኙነት ጥቅምና ጉዳቶች መረዳት (1ቆሮ 6፡15፣20፤7፡1-40)
• የሥጋ ዘመድን ማግባት እንደለላብን (ዘሌ 18፤20)
• በኢየሱስ ጌትነትና አደኝነት አምኖ ያልደነዉን ሰዉ ማግባት የእግዚአብሔርን ዓላማ መቃወም እንደሆነ ማወቅ(1ቆሮ 6፡14-18)
• ከተመሳሰይ ፆታ ጋር መጋባት ክልክል መሆኑን(ዘሌ 18፡22)
• ራሳችንን በቅድስና መጠበቅ እንደለብን መረዳት፡፡ አንድ ሰዉ ከረሱ ትዳር ጓዳኛ ጋር በጋብቻ ተጣምሮ ከልሆነ በስተቀር ግብረ ሥጋ ግንኙነት ማድረግ ከእግዚአብሔር ፈቀድ ዉጭ ነዉ፡፡ስለዚህ ማንኛችንም ራሳችንን በንጽሕና፣በቅድስና መጠበቅ አስፈላጊ ነዉ /1ቆሮ 11፡2-3፣1ተሶ 4፡1-8፣1ጴጥ 1፡15-16 ራዕ 14፡4/

ናይ ትማሊ ዓርቢ 02-009-2016 መልእኽቲና ካብ ቃል ኣምላኽ ኣብ ክልቲኡ ኣገልግሎት ማለት ኣብ ናይ ኣምሓርኛን ናይ ትግርኛን ኣገልግሎት ኣገልጋሊ ሳግም ብርሃነ. . .📖✏3ይ ትምህርቲኣር...
12/09/2016

ናይ ትማሊ ዓርቢ 02-009-2016 መልእኽቲና ካብ ቃል ኣምላኽ ኣብ ክልቲኡ ኣገልግሎት ማለት ኣብ ናይ ኣምሓርኛን ናይ ትግርኛን ኣገልግሎት ኣገልጋሊ ሳግም ብርሃነ. . .

📖✏3ይ ትምህርቲ
ኣርእስቲገጽኣምላኽምድላይ
ንኡስኣርእስቲገጽኣምላኽንኽንደሊምኽንያትዝኾነና
መወከሲጽሑፍኢሳ. 56፣6-13(10-13)
ዕላማኰሉሳዕንገጽኣምላኽብምድላይዝነቓሕና
ኰይንናክንርከብክንኪእልእዩ።
መእተዊ፣-
ሓጢኣትንፍጥረትካብእግዚኣብሄርፈልዩ፣ ኣንጻርእግዚኣብሄርክስለፍስለዝገበሮ፣ እግዚኣብሄርብመገዲሰብጌይሩከምብሓድሽምስፍጥረቱሕብሬትኪገብርስለዝደለየንሱባዕሉሰብኰይኑእዩመጽኡ።ፍጥረትግናብሰንኪበሰላናይሓጢኣትምስፈጣሪኡጥራይዘይኮነ፣ ንሓድሕዱዉንኪፈላለኣኽእልዎእዩ።እግዚኣብሄርንፍጥረትምስፈጠሮኰላህናከምእንፈልጦብዙሕጽቡቅኰነእዩዝብል (ዘፈ.1፣31)።ድሕርውድቀትናይሰብኰሉፍጥረትኣብትሕቲመርገምንባርነተንኣትዩእዩ።ተግባራትናይፍጥረትኣንጻርእግዚኣብሄርስለዝተዕለንሓማቅነገራትመግልጽተጠቅምሉኣሎ።
ንኣብነት፣ እግዚኣብሄርብርሃንንጸላማትንፈጥሩኪንሱሕጂግናጸልማትመግለጽክፍእነገራትተጠቅምሉኣሎ።ከምኡውንተኾላንዕየትንንጹቡቅንሕማቅንባህርያትመግለጽኰይኖምኣለው።ብዛዕባኣእዋንውንእንተኾነከምኡምልዖ፣ ወይኒ፣ በለስንናይበረኸትቃልኪጥቀመሉእንከሎእሾዂንተዀርባንብቚሊሞሮርንናይመርገምቃላትተጠቅምሉኣሎ (ዘፍ.3፣18, መሃ.2፣15)።
ገጽኣምላኽብቀጻሊክንደሊዝድርኸና፣
1. ባህርያትኣምላኽ፣ ምሳሌ25፣2 መዝ.113፣4-9
ባህርያትኣምላኽሓደካብቲመግለጽመንነትናይኣምላኽእዩ።ኣብቃልኣምላኽድማእግዚኣብሄርካብፍጥረቱእተፈለየምዃኑንዕብየቱንክብሩንገልጹኣሎ።እዚምግላጽድማብቃልኣምላኽንመንፈስኣምላኽእተረጋገጸሓቅእዩ።
• እግዚኣብሄርዓቢክንሱንትሑትሰብይርእዮ፣ (መዝ.4-9)
• እግዚኣብሄርኣብልዑልስፍራዝነብርክንሱኣብትሑትልቢይሓድር፣ (ኢሳ.57፣15።)
• እግዚኣብሄርኰሉዝፈልጥክንሱምስጥራትግናኣይየቃልዕንእዩ፣ (ምሳሌ25፣2)።

2. ፍጥረትካብናይኣምላኽሰባትዝጽበይዎስለዘለዎም፣ገጽኣምላኽክንደሊንድረኽኢና።
• ኰሉፍጥረትኣብትሕቲባርነትንኸንቱተገዝኡኣሎ፣ (ሮሜ.8፣18-23)።
• ኣብምድሪሰናይነገርደሊዮምዝሓቱስለዘለውገጽኣምላኽኪንደሊንድረኽኢና(መዝ.4፣6፤115፣1-3)።
• ከምቲኣምላኽዝደልየናኰይንናክንርከብሓይሊኣምላኽሰለዘድልየናኰሉግዜገጽኣምላኽክንድሊንድረኽኢና (መዝ.105፣4)።
3. ካብድያብሎስንእኩያትሰባትንክንድሕንብመዓልቲፍርዲዉንኣብቅድሚእግዚኣብሄርዶውክንብልክንክእልኩሉሳዕገጽኣምላኽምድላይየድልየና(1ጴጥ.5፣8፤ሉቃስ 21፣36)።
• ኣጽዋርናመንፈሳዊእምበርስጋዊኣይኮነን፣ (2ቈረ.10፣4-6)።
• ውግእናኣብሰማያትእዩ፣(ኤፈ.6፣11፣13)።
ኣብመወዳእታ፣
ንእግዚኣብሄርደሌኽዎንሱውንመለሰለይ፣ ካብኰሉፍርሃተይኣነገፈኒ። ናብኡዝጥምቱየንጸባርቑ፣ ገጾምውንከቶኣይሓፍርንእዩ (መዝ.34፣4-5)።

የትላንት ኣርብ 26-6-2016 መልእክታችን ከእግዛብሄር ቃል በሁለቱም ኣገልግሎታችን ማለት በኣማርኛ ና በትግርኛ ኣገልግሎት ኣገልጋይ ሳግም ብርሃነ . . . 📖✏3ኛ ትምህርትርእሱ፡የእግዚኣብ...
12/09/2016

የትላንት ኣርብ 26-6-2016 መልእክታችን ከእግዛብሄር ቃል በሁለቱም ኣገልግሎታችን ማለት በኣማርኛ ና በትግርኛ ኣገልግሎት ኣገልጋይ ሳግም ብርሃነ . . .

📖✏3ኛ ትምህርት
ርእሱ፡የእግዚኣብሄር ፊት መፈለግ
ን/ርእሱ፡የእግዚኣብሄር ፊት እንድንፈልግ ምክንያት የሚሆነን
ጽሁፍ፡ኢሳ56፡6-13(10-13)
ዓላማ፡ ሁሉ ግዜ የእግዚኣብሄር ፊት በመፈለግ የነቃ ህይወት እንዲኖረን ነው
መግብያ፡ሃጥያት ለፍጥረት ከእግዚኣብሄር ይለያል፡የእግዚኣብሄር ጠላት እንዲሆንም ኣድርገዋል።እግዚኣብሄር በሰው መንገድ ከፍጥረት ሁሉ ሕብረት ለማድረግ ስለፈለገ ራሱ ሰው በማድረግ መጣ።ነገር ግን ፍጥረት በሃጥያት ምክንያት እርስ በእርስ እንዲለያይ ሽለዋል።እግዚኣብሄር ሁላችን እንደምናውቀው ሲፈጥር ሁሉ በጎ ሆነ ይለናል።ዘፍ1፡31
ከውድቀት ቦሃላ ግን ሁሉ ፍጥረት በመርገምና በባርነት ስር ሆነዋል።የፍጥረት ስራ በሙሉ ከእግዚኣብሄር ስለተጣላ እንደምናውቀው የክፉ ነገር መገለጫ ኣድርጎ ተጠቅሞበታል።
ለምሳሌ፥እግዚኣብሄር ብርሃንና ጨለማ ፈጥረዋል ኣሁን ግን የክፉ ነገር መገለጫ ኣድርገዋል።
በቀጣይነት የእግዚኣብሄር ፊት እንድንፈልግ የሚቀሰቅሰን፡
1.የእግዚኣብሄር ባህሪ፡ምሳ25፡2,መዝ113፡4-9
2.ፍጥረት ሁሉ ከእግዚኣብሄር ሰዎች የሚፈልጉት ነገር ስላለ ፡ሮሜ8፡18-23
3.ከድያብሎስና ከክፉ ሰዎች እንድንድን፡1ጴጥ5፡8,ሉቃ21፡36
መጨረሻ፡መዝ34፡4-5

➡ናይ ትማሊ ዓርቢ 26-08-2016 መልእኽቲና ካብ ቃል ኣምላኽ ኣብ ክልቲኡ ኣገልግሎት ማለት ኣብ ናይ ኣምሓርኛን ናይ ትግርኛን ኣገልግሎት ብሚስዮናዊ ፓስተር ኤልያስ ኣለፈ. . .📖✏ለ፣ናይ...
07/09/2016

➡ናይ ትማሊ ዓርቢ 26-08-2016 መልእኽቲና ካብ ቃል ኣምላኽ ኣብ ክልቲኡ ኣገልግሎት ማለት ኣብ ናይ ኣምሓርኛን ናይ ትግርኛን ኣገልግሎት ብሚስዮናዊ ፓስተር ኤልያስ ኣለፈ. . .
📖✏ለ፣ናይ ክርስትና ህይወት ጽርየትን ብቅዓቱን ምፍላይ፡
ብመጀመርታ ኣዳም ኣብ ኤደን ገነት ዝጠለቀ ሕብረት ብዘይመርገም ከም ዝነበረ ንፈልጥ ኢና።ደሓር ግን ኣዳም ወዲቁ።ግን መን ንመን ይመውት ሮሜ5፡7-8
ሮሜ5፡12 ምናልባት ኣነ መኣስ ምስ ኣዳም ሓጥያት ሰሪሐ ዝብል ሕቶ ኣይሰኣንን ፡ግን ነስተውዕል ኣዳም ሓጥያት ምስ ሰርሐ ምስኡ ሓቢርና ከም ዝሰራሕና ክንዝንግዕ የብልናን።
ሮሜ6፡2 ንሓጥያት ሞትና ይብል። እስኪ ከመይ ኢልና ንሓጥያት ሞትና?ኣዳም ሓጥያት ምስ ገበረ ካብ ስፍራና ከም ዝለቀቅና ከይንዝንግዕ ።ሽዑ ካብቲ ከረን ወሪድና።
ሮሜ6፡6 ኣረጊት ሰብና ምስኡ ከም ዝተሰቅለ ነጊሩና ።
ሮሜ6፡8-10 ሕጂ ብድካምና ዘይኮነስ ብእምነትና ናብቲ ጎይታ ዝተቀመጦ ናብ ሰማይናብ የማን ኣምላኽ ወጺና ።
ሐ፣ስለዚ ከመይ ንመላለስ?
1.ንሓጥያት ሞትና ንክርስቶስ ህያዋን ከምዝኮና ርእስና ብምቁጻር ሮሜ6፡11
2.ኣብዚ መዋቲ ስጋና ሓጥያት ከይነግስ ብምግባርና ሮሜ6፡12
3.ካብ ናይ ሓጥያት ባርነት ነጻ ኮና ናይ ጽድቂ ባሮት ከም ዝኮና ፈሊጥና ብምንባርና ሮሜ6፡18
4.ብናይ መንፈስ ቅዱስ ሓይሊ ብምምልላስ ሮሜ8፡9
ኣብ መንፈሳዊ ህይወትና ውሽጢ ግደ መንፈስ ቅዱስ
ኣብ ኣማኒ ናይ መንፈስ ቅዱስ ምንቅስቃስን ህላውነትን ዘይፍለጦ እንተኮይኑ ናብ መንፈሳዊ ብስለት ክበጽሕ ኣይክእልን እዩ።
ኣማኒ ናብ ናይ ክርስቶስ ምልኣት ክዓቢ ዝክእል ብናይ መንፈስ ቅዱስ ሓይሊ ክእለት ክምራሕ ርእሱ ክህብ ከሎ እዩ።
ኣገልግሎት መንፈስ ቅዱስ ኣብ ሂወት ኣማኒ፥
1፣ኣብ ምድሓኑ ነቲ ኣማኒ ኣካል ክርስቶስ ክከውን ምጥማቅ 1ቆሮ12፡13፡እዚ ዘይድገም እዩ።
2፣ዕርቡን ዝከውን ማሕተም ይገብር ኤፌ1፡13-14
3:ኣምላኽ ኣባና ከም ዘሎ ንምርግጋጽ ኣብ ውሽጥና ይቅመጥ 1ቆሮ6፡19/ዮው14፡16-17
4፡ምድሓን ኣማኒ የረጋግጽ ሮሜ8፡16
5፡ኣማኒ ናብ ሓሳብ ወይ ፍቃድ ኣምላኽ ንምብጻሕ ብሓይሊ ይመልኦ ኤፌ5፡8 ናይ ዕለታዊ ተግባር እዩ።

➡የትላንት ኣርብ 26-08-2016 መልእክታችን ከእግዛብሄር ቃል በሁለቱም ኣገልግሎታችን ማለት በኣማርኛ ና በትግርኛ ኣገልግሎት በሚቼነሪ ፓስቶር ኤልያስ ኣለፈ. . . 📖✏ለ.   የክርስትና ...
07/09/2016

➡የትላንት ኣርብ 26-08-2016 መልእክታችን ከእግዛብሄር ቃል በሁለቱም ኣገልግሎታችን ማለት በኣማርኛ ና በትግርኛ ኣገልግሎት በሚቼነሪ ፓስቶር ኤልያስ ኣለፈ. . .

📖✏ለ. የክርስትና ሕይወት ጥራትና ብቃቱን መለየት
የመጀመሪያው አዳም በኤደን ገነት ከእግዚአብሔር ጋር የነበረው የጠለቀ ህብረት ያለ መርገም በተድላ እንደሆነ እናውቃለን፡፡ ነገር ግን አዳም ከባስተኋላ በኃጢአት ባርነት ወደቀ፡፡ ግን ማን ለማን ይሞት ይሆን?
‹‹ለጻድቅ የሚሞት ሰው ማግኘት እጅጉን ያዳግታል ለደግ ሰው ሲል ሊሞት የሚደፍር ምናልባት ይገኝ ይሆናል ነገር ግን ገና ኃጢያተኞች ሳለን ክርስቶስ ስለ እኛ ሞተ ይህም እግዚአብሔር ለእኛ ያለውን የራሱን ፍቅር ያሳያል ሮሜ 5፡7-8››
ወደ ተራራው ለመውጣት ስንነሳ ሀሩር፣ ከባድ ፀሐይ ፣ ምድረ በዳ፣ የማይመች መንገድ ፣ ተናዳፊ እባቦችና ጊንጦች ይኖራሉ ከዚህም በላይ መሰናክሎች ይኖራሉ ነገር ግን ወደዚህ ተራራ በቀላሉ እንዴት መውጣት ይቻላል ?ይህንን ተራራ ለምሳሌነት የተጠቀምነው እንደ እግዚአብሔር መገኛ ወይም እንደ እግዚአብሔር መንግስት እናስበው‹‹ሮሜ 5፡12 ኃጢያት በአንድ ሰው በኩል ወደ አለም እንደ ገባ ሁሉ ሞትም በኃጢያት በኩል ገብቷል በዚሁ መንገድ ሞት ወደ ሰዎች ሁሉ መጣ ምክንያቱም ሁሉም ኃጢአትን ሰርተዋል-----›› ምናልባት እዚህ ላይ እንደዚህ ያለ ጥያቄ ሊነሳ ይችላል፡፡
እኔ ከአዳም ጋር መቼ ኃጢአት ሰራሁኝ? ብለን እንጠይቅ ይሆናል ልብ ልንል የሚገባን አዳም ኃጢአትን ሲሰራ አብረን መስራታችንን ልንዘነጋ አይገባም፡፡
 ሮሜ6፡2ለኃጢአት ሞተናል ይላል››እስኪ እንዴት ነው ለኃጢያት የሞትነው?
እንግዲህ የመጀመሪያው አዳም ኃጢያት ባደረገበት ሰዓት ከመጀመሪያው ስፍራ መልቀቃችንን አንዘነጋውም ይህም ከተራራው ላይ ወረድን ማለት ነው፡፡
 ሮሜ 6፡6 ደግሞ አሮጌው ሰዋችን ከእርሱ ጋር እንደተሰቀለ እናውቃለን ይህንን ሀሳብ ጳውሎስ ሲገልጸው ክርስቶስ በመስቀል ላይ ሲሰቀል እኔና እናንተን ይዞ እንደተሰቀለ ልብ ልንል ይገባልሮሜ 6፡8-10
ወደ ተራራው ጫፍ በድካምና በሥራ መውጣት አይቻልም፤ ነገር ግን ክርስቶስን በማመን ወደ ከፍታው ወጥተናል ይህም የእግዚአብሔር መገኘት ባለበት ወልድ በተቀመጠበት በአብ ቀኝ ተቀምጠናል፡፡
ሐ. ስለዚህ እንዴት እንመላለስ?
1. ለኃጢአት በመሞት ለክርስቶስ ኢየሱስ ህያዋን እንደሆናን ራሳችንን በመቁጠር (ሮሜ 6፡11)
2. .በሚሞት ስጋችን ላይ ኃጢአት እንዲነግስ እድል ፈንታ በለመስጠት ሮሜ6፡12
3. ከኃጢአት በርነት ነጻወጥተን የጽድቅ ባሪያዎች መሆናችንን አውቀን በመኖር ሮሜ6፡18
4. በመንፈስ ቅዱስ ኃይል በመመላለስ ሮሜ 8፡9
ІІІ.በመንፈሳዊ ህይወታችን ውስጥ የመንፈስ ቅዱስ ድርሻ
በአንድ አማኝ በሕይወቱ ውስጥ የመንፈስ ቅዱስ እንቅስቃሴ፤ የመንፈስ ቅዱስ ህልውና የሚሰማው ካልሆነ ፈጽሞ ወደ መንፈሳዊ ብስለት ወይም ወደ መንፈሳዊ ልምምድ ሊደርስ አይችልም፡፡አንድ አማኝ ወደ ክርስቶስ ሙላት ማደግየሚችለው በመንፈስ ቅዱስ ኃይልና ችሎታ ለመመራት እራሱን አሳልፎ ሲሰጥ ነው፡፡
የመንፈስ ቅዱስ አገልግሎት በአማኝ ሕይወት ውስጥ
1. በደህንነት ጊዜ አማኙ የክርስቶስ አካል እንዲሆን ያጠምቀዋል 1ቆሮ 12፡13 ይህ የአንድ ጊዜ ክንውን ነው፡፡
2. ዋስትና ይሆነው ዘንድ የቤዛነት ማህተም ያትመዋል ኤፌ 1፡13-14
3. እግዚአብሔር በእኛ ውስጥ እንዳለ ለማረጋገጥ በእኛ ውስጥ ይኖራል 1ቆሮ 6፡19 ዮሐ 14፡16-17
4. የአማኙን ደህንነት ያረጋግጣል ሮሜ 8፡16
5. አማኙ ወደ እግዚአብሔር ሐሳብ ወይም ፍቃድ እንዲደርስ በኃይል ይሞላዋል ኤፌ5፤8 ይህ የዕለት ተዕለት ተግባር መሆኑን ልንገነዘብ ይገባል፡፡

የኣርብ 19/08/2016 መልእክታችን ከእግዛብሄር ቃል በሁለቱም ኣገልግሎታችን በኣማርኛ ና በትግርኛ ኣገልግሎት በፓስተር ኢሰያስ ምሕረትኣ....የምስጋና ምስጢር ማወቅ በረከት ነውከዚህ በኋላ...
06/09/2016

የኣርብ 19/08/2016 መልእክታችን ከእግዛብሄር ቃል በሁለቱም ኣገልግሎታችን በኣማርኛ ና በትግርኛ ኣገልግሎት በፓስተር ኢሰያስ ምሕረትኣ....
የምስጋና ምስጢር ማወቅ በረከት ነው
ከዚህ በኋላ የሱስ ወደ ገሊላ ባሕር ማዶ ተሻገረ እርሱም የጥብርያዶስ ባሕር ነው።በበሽተኞችም ያደረገውን ምልክቶች ስላዩ ብዙ ሕዝብ ተከተሉት።ኢየሱስም ወደ ተራራ ወጣና በዚያ ከደቀመዛምርቱ ጋር ተቀመጠ ።የኣይሁድ በዓልም ፋሲጋ ቀርቦ ነበር።ኢየሱስም ዓይኖቹን ኣንስቶ ብዙ ሕዝብ ወደ እርሱ ሲወጣ ኣየና ፊልጶስን እነዚህ እንዲበሉ እንጀራ ከወዴት እንገዛለን ?ኣለው።
ራሱ ሊያደርግ ያለውን ያውቅ ነበርና ሊፈትነው ይህን ተናገረ።ፊልጶስ እ ያንዳንዳቸው ትንሽ ትንሽ እንኳ እንዲቀበሉ የሁለት መቶ ዲናር እንጀራ ኣይበቃቸውም ብሎ መለሰለት ።ከደቀመዛምርቱ ኣንዱ የስምዖን ጴጥሮስ ወንድም እንድርያስ ።ኣምስት የገብስ እንጀራና ሁለት ዓሳ የያዘ ብላቴና በዚህ ኣለ፡ነገር ግን እነዚህን ለሚያህሉ ሰዎች ይህ ምን ይሆናል? ኣለው።ኢየሱስም ሰዎቹን እንዲቀመጡ ኣድርጉ ኣለ።በዚያም ስፍራ ብዙ ሳር ነበረበት ።ወንዶችም ተቀመጡ ቁጥራቸውም ኣምስት ሺህ የሚያህል ነበር።ኢየሱስም እንጀራውን ያዘ ኣመስግኖም ለደቀመዛምርቱ ሰጠ ደቀመዛምርቱም ለተቀመጡት ሰዎች ሰጡኣቸው እንዲሁም ከዓሳው በፈለጉት መጠን።ከጠገቡም በኋላ ደቀ መዛምርቱን ኣንድ ስንኳ እንዳይጠፋ የተረፈውን ቁርስራሽ ኣከማቹ ኣላቸው።ስለዚህ ኣከማቹ ከበሉትም ከኣምስት የገብስ እንጀራ የተረፈውን ቁርስራሽ ኣስራ ሁለት መሶብ ሞሉ።
-ትንቢት ዮናስ 2፡10
-መዝ 136፡23

➡ናይ ትማሊ ዓርቢ 12-08-2016 መልእኽቲና ካብ ቃል ኣምላኽ ኣብ ክልቲኡ ኣገልግሎት ማለት ኣብ ናይ ኣምሓርኛን ናይ ትግርኛን ኣገልግሎት ብፓስተር ሳሙኤል ኣዲሱ. . . 📖✏ካብ መዓልታት ...
19/08/2016

➡ናይ ትማሊ ዓርቢ 12-08-2016 መልእኽቲና ካብ ቃል ኣምላኽ ኣብ ክልቲኡ ኣገልግሎት ማለት ኣብ ናይ ኣምሓርኛን ናይ ትግርኛን ኣገልግሎት ብፓስተር ሳሙኤል ኣዲሱ. . .

📖✏ካብ መዓልታት ሓደ መዓልቲ እንታይ ኮንካ (ረኪቡካ)ክትብሃል ኢካ
ቅዱስ ጽሑፍ፥1ሳሙ9፡3-4,10፡1-2,10-11
1.እግዚኣብሄር ምሳካ ምስ ዝከውን
-መሰረታዊ ለውጢ ክመጽእ እዩ
2.ከም ካልእ ሰብ ክትከብር ኢካ
-ልብኻ ካብ ሓዘን ናብ ሓጎስ ክልወጥ እዩ
3.ክትደልዮ ዘመናት ዘቁጸረ ክርከብ ከሎ
-ካብ ክንደይ ኣትሒዙ ዘሸገረካ ጉዳይ ክስተካከል እዩ
እግዚኣብሄር ምሳና ክከውን ኣምላኽ ይርዳኣና።

➡የትላንት ኣርብ 12-08-2016 መልእክታችን ከእግዛብሄር ቃል በሁለቱም ኣገልግሎታችን ማለት በኣማርኛ ና በትግርኛ ኣገልግሎት ብፓስተር ሳሙኤል ኣዲሱ. . .📖✏ከእለታት ኣንድ ቀን ምን ነካ...
19/08/2016

➡የትላንት ኣርብ 12-08-2016 መልእክታችን ከእግዛብሄር ቃል በሁለቱም ኣገልግሎታችን ማለት በኣማርኛ ና በትግርኛ ኣገልግሎት ብፓስተር ሳሙኤል ኣዲሱ. . .

📖✏ከእለታት ኣንድ ቀን ምን ነካው (ኣገኘው )ትባላለህ? ጽሁፉ፥1ኛ ሳሙ9፡3-4,10፡1-2,10 1.እግዚኣብሄር ካንተጋር ሲሆን - ስር ነቀል ለውጥ ይመጣል 2.እንደሌላ ሰው ትከብራለህ -ልብህ ከሃዘን ወደ ደስታ ይለወጣል 3.ስትፈልግ ዘመናትን የቆጠረ ነገር ስገኝ -ከስንት ግዜ በላይ ያስቸገረው ጉዳይ ይስተካከላል እግዚኣብሄር ከኛ ጋር እንዲሆን እግዚኣብሄር ይርዳን!!

Address

Khartoum

Website

Alerts

Be the first to know and let us send you an email when Kale Hiwet Church Sudan posts news and promotions. Your email address will not be used for any other purpose, and you can unsubscribe at any time.

Share