23/04/2026
📌መንፈሳዊ ዕድመ
በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላክ አሜን።
ዝከበርኩም ኣቦታት ካህናት፡ ኣሕዋት ዲያቆናት፡ መናእሰያት ቤት ትምህርቲ ሰንበትን ብሓፈሻ ኩሉኹም ምእመንናን።
ብመጀመርታ ልዑል እግዚአብሔር አምላክና፡ ርሑስ ቅንያት በዓል ትንሳኤ ክገብረልና እንዳ ተመነና፣
📍"ንሱ ዝብለኩም ኩሉ ግበሩ" (ዮሓ 2፣5)
ኣብ ትሕቲ ዝብል ቴማ፡ ንዕለት 24-05 2026 ዓ.ም.ፈ ፡ ንመበል 11ይ ዓመት ምምስራት ቤት ትምህርቲ ሰንበት፡ ምዕራፈ ቅዱሳን ኣቡነ ተክለሃይማኖት፡ ክነኽብር ስለ ዝኾና።
ናይዚ ክቡር ዕለት፡ በረኸት ተሳተፍቲ ክትኮኑ፣ ቤት ትምህርቲ ሰንበትና ብክብሪ ትዕድም።
ምሉእ ሓበሬታን ኣድራሻን ኣብ ታሕቲ ኣለና።
ብደሓን ምጹ!!!
ስብሐት ለእግዚአብሔር ልዑል፣ ወለወላዲቱ ድንግል፡ ወለመስቀሉ ክቡር ወኃያል አሜን።