ቤ/ት/ሰንበት ቤተ-ክርስትያን ቅድስት ሥላሴ Den Haag NL

ቤ/ት/ሰንበት ቤተ-ክርስትያን ቅድስት ሥላሴ Den Haag NL ኣምላኽ ሰማይ ከቕንዓልና እዩ እሞ ንሕና ባሮቱ ተንሲእና ክንዓዪ ኢና። (ነህ.2፡20) ኦርቶዶክስ ተዋህዶ

እንቋዕ ናብ ትንሣኤ ጐይታናን መድኃኒናን ኢየሱስ ክርስቶስ ኣብጽሓናክርስቶስ ተንሥአ እሙታን በዐቢይ ኃይል ወሥልጣንአሰሮ ለሰይጣን አግዐዞ ለአዳም ሰላም እምይዕዜሰ ኮነ ፍስሐ ወሰላም፡፡Bete...
12/04/2026

እንቋዕ ናብ ትንሣኤ ጐይታናን መድኃኒናን ኢየሱስ ክርስቶስ ኣብጽሓና

ክርስቶስ ተንሥአ እሙታን
በዐቢይ ኃይል ወሥልጣን
አሰሮ ለሰይጣን
አግዐዞ ለአዳም
ሰላም እምይዕዜሰ
ኮነ
ፍስሐ ወሰላም፡፡

Betekrstian Kdst Slasie Den Haag NL

Betekrstian Kdst Slasie Den Haag NL
05/04/2026

Betekrstian Kdst Slasie Den Haag NL

ርሑስ በዓል ሆሳእና… “ሆሳእና! ብስም እግዚኣብሔር ዚመጽእ ብሩኽ እዩ።10 እታ እትመጽእ ዘላ መንግሥቲ ኣቦና ዳዊት ብርኽቲ እያ፥ ሆሳእና ኣብ ኣርያም” (ማቴ.11፡9-10)Betekrstian...
05/04/2026

ርሑስ በዓል ሆሳእና

… “ሆሳእና! ብስም እግዚኣብሔር ዚመጽእ ብሩኽ እዩ።

10 እታ እትመጽእ ዘላ መንግሥቲ ኣቦና ዳዊት ብርኽቲ እያ፥ ሆሳእና ኣብ ኣርያም” (ማቴ.11፡9-10)

Betekrstian Kdst Slasie Den Haag NL

10/11/2025
ዕድመ ክብረ በዓል ቅድስት ሥላሴ ደንሃኽካብ ቀዳም ዕለት 12-07-2025 ፈ ናብ ሰንበት ዘውግሕ
01/07/2025

ዕድመ ክብረ በዓል ቅድስት ሥላሴ ደንሃኽ
ካብ ቀዳም ዕለት 12-07-2025 ፈ ናብ ሰንበት ዘውግሕ

02/06/2025

መንፈሳዊ ዕድመ
ሳምናይ ጉባኤ ኅብረት ኣብያተ ትምህርቲ ሰንበት ንኡስ ሃገረ ስብከት ኔዘርላንድ
ንሰንበት ዕለት 15-06-2025 ፈ

ርሑስ በዓል ትንሣኤ ይግበረልና!ክርስቶስ ተንሥአ እሙታንበአማን ተንሥአ
20/04/2025

ርሑስ በዓል ትንሣኤ ይግበረልና!

ክርስቶስ ተንሥአ እሙታን
በአማን ተንሥአ

ሳምናይ ዓመት ምምሥራት ቤት ትምህርቲ ሰንበት ደብረ ብርሃን ቅድስት ሥላሴ ደንሃኽ ትማሊ ቀዳም፡ 17-ጥሪ-2017.ግ/25-01-2025 ፈ.  “ክሳዕ መኣዝ ኢኹም ናብ ክልቲኡ ወገን እትሕንክሱ...
27/01/2025

ሳምናይ ዓመት ምምሥራት ቤት ትምህርቲ ሰንበት ደብረ ብርሃን ቅድስት ሥላሴ ደንሃኽ ትማሊ ቀዳም፡ 17-ጥሪ-2017.ግ/25-01-2025 ፈ.

“ክሳዕ መኣዝ ኢኹም ናብ ክልቲኡ ወገን እትሕንክሱ፧”(1ይ. ነገሥትን 18፡21) ኣብ ትሕቲ ዝብል ቴማ ተባዒሉ።

ካብ ትማሊ ዝነበሩ መደባት እተወስደ ኣሣእል!

እግዚአብሔር ካብ ዓመት ናብ ዓመት ይዕቖረና!

Adres

The Hague

Website

Meldingen

Wees de eerste die het weet en laat ons u een e-mail sturen wanneer ቤ/ት/ሰንበት ቤተ-ክርስትያን ቅድስት ሥላሴ Den Haag NL nieuws en promoties plaatst. Uw e-mailadres wordt niet voor andere doeleinden gebruikt en u kunt zich op elk gewenst moment afmelden.

Delen