12/04/2026
እንቋዕ ንብርሃነ ትንሳኤኡ ብሰላምን ጥዕናን ኣብጽሓና!
ትንሳኤ ጎይታናን መድሓኒናን ኢየሱስ ክርስቶስ፡ ናይ ተስፋ፡ ናይ ሰላምን ናይ ሓድሽ ህይወትን መግለጺ እዩ። እዚ ቅዱስ በዓል እዚ፡ ንኹልና ህዝበ ክርስቲያን ብፍቕሪ ዘተሓሓዘሉ፡ ጸልማት ተሳዒሩ ብርሃን ዝሰፈነሉ፡ ሞት ተሳዒሩ ህይወት ዝነገሰሉ ዓቢ መዓልቲ እዩ።
ነዚ ቅዱስ ዕለት እዚ ከነኽብሮ ከለና፡ ንዝሓመሙ ሕውየት፡ ንዝተጸገሙ ረድኤት፡ ንሃገርናን ዓለምናን ድማ ሰላምን ቅሳነትን ክወርድ ንምነ። ኣብ መንጎና ፍቕርን ምክብባርን ሰፊኑ፡ ሕጉስን ቅዱስን በዓል ይግበረልና።
@
ርሑስ ብርሃነ ትንሳኤ ይግበረልና!
Enjoy the videos and music you love, upload original content, and share it all with friends, family, and the world on YouTube.