ገዳማትናን፡ቤተ ክርስትያናትናን ንሓግዝ

ገዳማትናን፡ቤተ ክርስትያናትናን ንሓግዝ Contactgegevens, kaart en routebeschrijving, contactformulier, openingstijden, diensten, beoordelingen, foto's, video's en aankondigingen van ገዳማትናን፡ቤተ ክርስትያናትናን ንሓግዝ, Religieuze organisatie, Eindhoven.

በስመኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሃዱ ኣምላክ ኣሜን።ሰላም እግዚኣብሄር ምስ ኩሉና ይኩን ፍትዋት ህዝበ ክርስትያን። በረከት ኣቡነ መርቆሬዎስ ምስ ኣዴኦም እመነ ሰሎምየ ምስ ኩሉና ይኩን ኣሜ...
08/03/2019

በስመኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሃዱ ኣምላክ ኣሜን።
ሰላም እግዚኣብሄር ምስ ኩሉና ይኩን ፍትዋት ህዝበ ክርስትያን።
በረከት ኣቡነ መርቆሬዎስ ምስ ኣዴኦም እመነ ሰሎምየ ምስ ኩሉና ይኩን ኣሜን።
ፍቁራት ህዝበ ክርስትያን እዛ ቪድዮ ተከታቲልና በረከት ንካፈል፡ ።
ደቂ ተዋህዶ ገዳማትና ከይ በርስ መንበሪ ከይ ስእኑ በታ ዓቅምና ኣለና ንበሎም።

ERi-TV, Eritrea: ታሪኽ ገዳም ኣቡነ መርቆሬዎስ - Debre Merqorewos , 14th-Century Monastery in Zoba Debub Eritrea

20/02/2019

°•√እቲ ንጽጉም ዝህብ ንእግዚኣብሄር የለቅሖ፡ እግዚኣብሄር ከኣ ክፈድዮ እዩ። ምሳ፥19-17

በስመኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሃዱ ኣምላክ ኣሜን።

ብመጃመርታ ሰላመ እግዚኣብሄር ምሳኩም ይኩን።

ኣንቢብና ሽር ንበሎ

ብምቅጻል እዚ ድሕረ ገጽ(page)እዚ።ንናይ ኤርትራ ገዳማትን፡ቤተ ክርስትያናትን ንምሕጋዝ ዝዓለመ ኮይኑ።እቶም ኣብ ስደት እንርከብ ምእመናን ወላ እካ ሽሕ ግዜ ኣብቲ ቅዱስ ቦታ ከይድና ናይቲ በረከት ተሳተፍቲ ክንከውን ዕድል እንተ ዘይረከብና ። ነገር ግን እግዚኣብሄር ብዝፈቀዶ ብብዙሕ መገዲ ግን ተካፈልቲ ናይቲ በረከት ክንከውን ተፈቂዱልና እዩ።

#ገዳም #ደብረ #ጽጌ #ኣቡነ #ዮናስ
ቤት ክርስትያን ክሰርሑ ተበጊሶም ነገር ግን ዓቅሚ ስለ ዝሓጸሮም በቢ ዓቅምና ቤት ክርስትያና ክንሃንጽ ነቶም ብጸሎት ምእቲ ኩሉ ትጉሃት ኣቦታት ድማ ኩሉና ደቂ እዛ ቅድስቲ ቤት ክርስትያን
ዓቅምና ዝፈቀዶ ክንሕግዝ መልእክቶም የመሓላልፍሉና
ኣብ ዝሓጸረ ግዜ በቢ ዘለናዮ( ሃገር) ዓቅምና ነበርክት
ነዚ ክንገብር እግዚኣብሔር ብምሕረቱ ኣቡነ ዮናስ ብጸሎቶም ይደግፉና።

እንተ ደኣ ተጣሚርና ንኩለን ገዳማትና

ዓቅምና ብዝፈቅዶ ኣብዚ ማሕበር ተኣኪብና ነተን ኣብ ኤርትራ ዝርከባ ገዳማትናን፡ቤተ ክርስትያናትናን ክንረድእ። መንፈሳዊ ጻውዒትና ነቅርብ።
#ኣብዚ መንፈሳዊ ዕዮ ክሳተፍ ዝደሊ ሰብ ነዛ ኣብ ስእሊ ዘላ page (ገዳማትናን፡ቤተክርስትያናትናን ንሓግዝ) ትብል like ብምግባር ክትሳተፉ ትክእሉ ኢኩም።
NB:-ዝኮነ ሕቶ፡ርኢቶ ወይ ዘይበርሃልና እንተ ኣሎ።inbox መልእክቲ(ወይ ድማ)

tele
0031687550774

ደዊልኩም መንፈሳዊ ሓሳብኩም ክትልግሱልና ንምሕጸን።
ስብሃት ለእግዚኣብሄር
ወለወላዲቱ ድንግል
ወለመስቀሉ ክቡር
ኣሜን።

ሰላም ኣምላክ ምሳኩም ይኩን ፍትዋት ኣሕዋት ጸሎት ኣቦታትና ምስ ኩልና ይኩን።
29/08/2016

ሰላም ኣምላክ ምሳኩም ይኩን ፍትዋት ኣሕዋት
ጸሎት ኣቦታትና ምስ ኩልና ይኩን።

በስመኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሃዱ ኣምላክ ኣሜን።"ጠምየ ዘብላዕክሙኒ፡ጸሚአ ዘስተክሙኒ፡ጋሻ ኮይነ ተቀቢልኩምኒ፡ዓሪቀ ከዲንኩምኒ፡ሓሚመ በጺሕክሙኒ፡ተኣሲረ እግዚኣብሄር ይፍታሕካ ኢልኩምኒ፡...
16/08/2016

በስመኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሃዱ ኣምላክ ኣሜን።
"ጠምየ ዘብላዕክሙኒ፡ጸሚአ ዘስተክሙኒ፡ጋሻ ኮይነ ተቀቢልኩምኒ፡ዓሪቀ ከዲንኩምኒ፡ሓሚመ በጺሕክሙኒ፡ተኣሲረ እግዚኣብሄር ይፍታሕካ ኢልኩምኒ፡ ክብሎም፡እዩ።"
ንሳቶም ከኣ መኣስ እዚ ኩሉ ጌርናልካ፡በልዎ።
ንሱ ከኣ "እቲ ነቶም ንኣሽቱ ዝገበርኩሙሎም ንዓይ ከም ዝገበርክምዎ ብሓቂ ይብለኩም ኣለኩ።"
በሎም ማቴ 25፥31-40
ብመጃመርታ ሰላመ እግዚኣብሄር ምሳኩም ይኩን።ብምቅጻል እዚ ድሕረ ገጽ(page)እዚ።ንናይ ኤርትራ ገዳማትን፡ቤተ ክርስትያናትን ንምሕጋዝ ዝዓለመ ኮይኑ።እቶም ኣብ ስደት እንርከብ ምእመናን ወላ እካ ሽሕ ግዜ ኣብቲ ቅዱስ ቦታ ከይድና ናይቲ በረከት ተሳተፍቲ ክንከውን ዕድል እንተ ዘይረከብና ። ነገር ግን እግዚኣብሄር ብዝፈቀዶ ብብዙሕ መገዲ ግን ተካፈልቲ ናይቲ በረከት ክንከውን ተፈቂዱልና እዩ።ምርጫ ግን ናባና ???ስለዚ ኣሕዋት እግዚኣብሄር ብዝፈቀዶ ኩላትና ናይ እግዚኣብሄር ጸጋ ተካፈልቲ ክንከውን።እንሆ ሎሚ ጻውዒቱ ንቀበል።ኩላትና ብልብና እንሓስቦ ሰናይ ነገር ኣሎ።ብዓቅምና ንዝተሸገረ ክንረድእ፡
ዝፈረሰ ቤተክርስትያን ክንሃንጽ፡ን ኣብ ገዳም ዝርከቡ ኣቦታት ክንሕግዝ ኮታ ኩሉ ሰናይ ነገር ክንገብር።ኣየ መንፈስ እግዚኣብሄር ዝዓሰሎ ሂወት ክጥዕም !!! ነገር ዓቅምን ክእለትን ከኣ ይድርተና። ከምዚ ኢልና ግን ተስፋ ክንቆርጽ ኣይግብኣናን። ምክንያቱ ተስፋ ሙቅራጽ ባህሪ ናይ ክርስትያን ስለ ዘይኮነ።ስለዚ ኣሕዋት ኩላትና ደቂ እዛ ቅድስት ቤተክርስትያን ዝኮንና።ዓቅምና ብዝፈቅዶ ኣብዚ ማሕበር ተኣኪብና ነተን ኣብ ኤርትራ ዝርከባ ገዳማትናን፡ቤተ ክርስትያናትናን ክንረድእ። መንፈሳዊ ጻውዒትና ነቅርብ።
#ኣብዚ መንፈሳዊ ዕዮ ክሳተፍ ዝደሊ ሰብ ነዛ ኣብ ስእሊ ዘላ page (ገዳማትናን፡ቤተክርስትያናትናን ንሓግዝ) ትብል like ብምግባር ክትሳተፉ ትክእሉ ኢኩም።
NB:-ዝኮነ ሕቶ፡ርኢቶ ወይ ዘይበርሃልና እንተ ኣሎ።inbox መልእክቲ(ወይ ድማ)

tele 0031687676424
0031687550774
ደዊልኩም መንፈሳዊ ሓሳብኩም ክትልግሱልና ንምሕጸን።
ስብሃት ለእግዚኣብሄር
ወለወላዲቱ ድንግል
ወለመስቀሉ ክቡር
ኣሜን።

16/08/2016
በስመኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሃዱ ኣምላክ ኣሜን።ብመጃመርታ ሰላመ እግዚኣብሄር ምሳኩም ይኩን።ብምቅጻል እዚ ድሕረ ገጽ(page)እዚ።ንናይ ኤርትራ ገዳማትን፡ቤተ ክርስትያናትን ንምሕጋዝ ዝ...
15/08/2016

በስመኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሃዱ ኣምላክ ኣሜን።ብመጃመርታ ሰላመ እግዚኣብሄር ምሳኩም ይኩን።ብምቅጻል እዚ ድሕረ ገጽ(page)እዚ።ንናይ ኤርትራ ገዳማትን፡ቤተ ክርስትያናትን ንምሕጋዝ ዝዓለመ ኮይኑ።እቶም ኣብ ስደት እንርከብ ምእመናን ወላ እካ ሽሕ ግዜ ኣብቲ ቅዱስ ቦታ ከይድና ናይቲ በረከት ተሳተፍቲ ክንከውን ዕድል እንተ ዘይረከብና ። ነገር ግን እግዚኣብሄር ብዝፈቀዶ ብብዙሕ መገዲ ግን ተካፈልቲ ናይቲ በረከት ክንከውን ተፈቂዱልና እዩ።ምርጫ ግን ናባና ???ስለዚ ኣሕዋት እግዚኣብሄር ብዝፈቀዶ ኩላትና ናይ እግዚኣብሄር ጸጋ ተካፈልቲ ክንከውን።እንሆ ሎሚ ጻውዒቱ ንቀበል።ኩላትና ብልብና እንሓስቦ ሰናይ ነገር ኣሎ።ብዓቅምና ንዝተሸገረ ክንረድእ፡
ዝፈረሰ ቤተክርስትያን ክንሃንጽ፡ን ኣብ ገዳም ዝርከቡ ኣቦታት ክንሕግዝ ኮታ ኩሉ ሰናይ ነገር ክንገብር።ኣየ መንፈስ እግዚኣብሄር ዝዓሰሎ ሂወት ክጥዕም !!! ነገር ዓቅምን ክእለትን ከኣ ይድርተና። ከምዚ ኢልና ግን ተስፋ ክንቆርጽ ኣይግብኣናን። ምክንያቱ ተስፋ ሙቅራጽ ባህሪ ናይ ክርስትያን ስለ ዘይኮነ።ስለዚ ኣሕዋት ኩላትና ደቂ እዛ ቅድስት ቤተክርስትያን ዝኮንና።ዓቅምና ብዝፈቅዶ ኣብዚ ማሕበር ተኣኪብና ነተን ኣብ ኤርትራ ዝርከባ ገዳማትናን፡ቤተ ክርስትያናትናን ክንረድእ። መንፈሳዊ ጻውዒትና ነቅርብ።

NB:-ዝኮነ ሕቶ፡ርኢቶ ወይ ዘይበርሃልና እንተ ኣሎ።inbox መልእክቲ(ወይ ድማ)

tele 0031687676424
0031687550774
ደዊልኩም መንፈሳዊ ሓሳብኩም ክትልግሱልና ንምሕጸን።

ናይ እግዚኣብሄር ቸርነት
ናይ ድንግል ማርያም ኣማላድነት
ናይ መላእክቲ ተራዳእነት
ናይ ኩሎም ጻድቃን ጸሎት
ኣይፈለየና !!!

Adres

Eindhoven
5623MT

Website

Meldingen

Wees de eerste die het weet en laat ons u een e-mail sturen wanneer ገዳማትናን፡ቤተ ክርስትያናትናን ንሓግዝ nieuws en promoties plaatst. Uw e-mailadres wordt niet voor andere doeleinden gebruikt en u kunt zich op elk gewenst moment afmelden.

Contact De Plaats Van Aanbidding

Stuur een bericht naar ገዳማትናን፡ቤተ ክርስትያናትናን ንሓግዝ:

Delen