07/09/2026
ር. ሊ. ጳ.፦ 'ልበይ በቶም ዝሳቐዩ ዘለዉ ህዝቢ ዩክረይን ይሻቐል ኣሎ'
ርእሰ ሊቃነ ጳጳሳት ልዮን መበል 14 ኣብ ዩክረይን ዓመጽ ደው ንምባል ዘቕርብዎ ጻውዒት፣ ትማሊ ሰንበት ደድሕሪ ጸሎት መልኣከ እግዚኣብሔር ኣብ ዘካፈልዎ ቃል ሰላምታን ምሕጽናታን እውን ደጊሞም ኣቃልሕዎ፣ "ኣብዚ ቐረባ ግዜ ኣብ ዩክረይን ኣብ እተፈላለያ ኸተማታትን ሲቪላዊ ህንጻታትን ዝወረደ ዓመጽ ዝመልኦ መጥቃዕትታት፣ ንንጹሃት ሰባት ብሞት ከም ዝቕዘፉ ይገብሮም ከም ዘሎ” ገለጹ።
👇👇👇👇👇
https://www.vaticannews.va/ti/pope/news/2026-09/pope-leo-my-heart-goes-out-to-suffering-ukrainian-people.html