Rhema Faith ministry Milano ,ሕብረት ሬማ ሚላኖ

  • Casa
  • Italia
  • Milan
  • Rhema Faith ministry Milano ,ሕብረት ሬማ ሚላኖ

Rhema Faith ministry Milano ,ሕብረት ሬማ ሚላኖ ዮሃንስ 3:16 ኣምላኽ፡ በቲ ሓደ ወዱ ዝኣመነ ዅሉ ናይ ዘለኣለም ህይወት ምእንቲ ኺረክብ እምበር፡ ከይጠፍእሲ፡ ንወዱ በጃ ኽሳዕ ዚህብ፡ ክሳዕ ክንድዚ ንዓለም

05/01/2024
29/12/2023

the real you is the spirit.

♥︎
30/10/2023

♥︎

02/10/2023

Our identity in christ 🏆ማንነትና ብ ክርስቶስ.

📌2 Corinthians 5 (ትግ) - 2ይ ቆረንቶስ
17: ስለዚ ሓደ እኳ ብክርስቶስ እንተ አልዩ፡ ንሱ ሓድሽ ፍጥረት እዩ፡ እቲ ብሉይ ሐሊፉ፡ እንሆ፡ ኵሉ ሓድሽ ኰይኑ።
Brand New😎

📌1 Peter 2 (ትግ) - 1ይ ጴጥሮስ
24: ንሓጢኣት መዊትናስ ንጽድቂ ምእንቲ ኽንነብር፡ ንሱ ባዕሉ ንሓጢኣትና ኣብ ስጋኡ ኣብ ዕንጨይቲ ጾሮ፡ *ብቝስሉ ኢኹም ዝሐዌኹም።*
Healed 🥼🩺💊

📌Ephesians 1 (ትግ) - ኤፌሶን
5-6: በቲ ፍቁር ብእኡ ዝጸገወና፡ ንውዳሴ ኽብሪ ጸጋኡ ብፍታው ፍቓዱ ብየሱስ ክርስቶስ *ንርእሱ ውሉድ ክንኰኖ ቐደም መደበና* ። chosen🤩
7: ብእኡ ብደሙ ምድሓን፡ ማለት፡ *ከምቲ ሃብቲ ጻጋኡ ሕድገት ሓጢኣት አሎና* ። free from sin👑

📌2 Corinthians 8 (ትግ) - 2ይ ቆረንቶስ
9: ጸጋ ጐይታና የሱስ ክርስቶስ ትፈልጡ ኢኹም እሞ፡ *ንስካትኩም በቲ ድኽነቱ ምእንቲ ኽትህብትሙ፡* ሃብታም ክነሱስ፡ ምእንታኻትኩም ደኸየ። we are rich💎

📌Romans 6 (ትግ) - ሮሜ
22-23: ዓስቢ ሓጢኣትሲ ሞት እዩ፡ ውህበት ጸጋ ኣምላኽ ግና ብክርስቶስ የሱስ ጐይታና ናይ ዘለኣለም ህይወት እዩ። ሕጂ ግና *ካብ ሓጢኣት ሓራ ስለ ዝወጻእኩም፡* ንኣምላኽውን ስለ እተገዛእኩምዎ፡ **ፍሬኹም ንቕድስና ዀይኑ ኣሎ* successful producers🍇 መወዳእታ ኸኣ ናይ ዘለኣለም ህይወት እዩ።💡

ሻሎም ♥︎

Indirizzo

Milan

Sito Web

Notifiche

Lasciando la tua email puoi essere il primo a sapere quando Rhema Faith ministry Milano ,ሕብረት ሬማ ሚላኖ pubblica notizie e promozioni. Il tuo indirizzo email non verrà utilizzato per nessun altro scopo e potrai annullare l'iscrizione in qualsiasi momento.

Condividi