ሕሩይ ወለዶ፡ Eternal GracefulBroadcast Life

ሕሩይ ወለዶ፡ Eternal GracefulBroadcast Life Matthew 5:16 ከምኡ ኸኣ ነቲ ጽቡቕ ግብርኹም ርእዮም፡ ኣብ ሰማያት ? ማቴዎስ 5:16
ከምኡ ኸኣ ነቲ ጽቡቕ ግብርኹም ርእዮም፡ ኣብ ሰማያት ንዘሎ ኣቦኹም ምእንቲ ኼመስግንዎ፡ ብርሃንኩም ኣብ ቅድሚ ሰብ ይብራህ

02/08/2017

"ምስ ሰዓሪት መንግስቲ ምቅላስ ኣይዕውትን"
"ዚበለጸ ግን ወተሃደር ናይታ ሰዓሪት መንግስቲ ምዃን'ዩ"

🔱1ይ መጽ ዜና መዋእል 29:11-12 🔱

11 ጐይታየ፡ ኣብ ሰማይን ኣብ ምድርን ዘሎ ዘበለ ዂሉ ናትካ እዩ እሞ፡ ዕቤትን ስልጣንን ክብርን ዓወትን ግርማን ናትካ እዩ። ጐይታየ፡ እታ መንግስትካ ናትካ እያ፡ ኣብ ልዕሊ ዂሉ ኸኣ ከም ርእሲ ልዕል በልካ።

12 ሃብትን ክብረትን ካባኻ እየን ዚመጻ፡ ንስኻ ድማ ኣብ ልዕሊ ዂሉ ትገዝእ፡ ሓይልን ስልጣንን ከኣ ኣብ ኢድካ እዩ። ንዝዀነ ዘበለ ዓብዪን ጽኑዕን ምግባሩ ድማ ኣብ ኢድካ እዩ።

🔱ትንቢት ዳንኤል 2:44🔱

44 ብዘመን እዞም ነገስታት እዚኣቶም ኣምላኽ ሰማይ ንዘለኣለም ከቶ ዘይትጠፍእን፣ ግዝኣታ ንኻልእ ህዝቢ ዘይውሀብን መንግቲ ኼተንስእ እዩ። ንዅለን እዘን መንግስትታት እዚኣተን ክትጭፍልቐንን ከተጥፍኤንን እያ፣ ንሳ ግና ንዘለኣለም ክትቀውም እያ።

Address

East London
London

Telephone

447402315543

Website

Alerts

Be the first to know and let us send you an email when ሕሩይ ወለዶ፡ Eternal GracefulBroadcast Life posts news and promotions. Your email address will not be used for any other purpose, and you can unsubscribe at any time.

Contact The Place Of Worship

Send a message to ሕሩይ ወለዶ፡ Eternal GracefulBroadcast Life:

Share