11/04/2026
ቃለ ቡራኬ በዓለ ትንሣኤ
ብብጹእ ወቅዱስ ኣቡነ ባስልዮስ ቀዳማዊ፥ 6ይ ፓትርያርክ ኦርቶዶክስ ተዋሕዶ ቤተ ክርስትያን ኤርትራ
"ካብዚ ሎሚ ዓለም ብዝተፈላለዩ ነገራት እትናወጸሉ ዘላ ኩነታት፡ ልዑል እግዚኣብሔር ብምሕረቱ ሓልዩ፡ ንሃገርና ኤርትራ 'ክልልቲ ብግርማ፡ ብመንፈስ ቅዱስ ድማ ሕጽርቲ' ክገብረልና ንዓለምና ድማ ሰላምን ርግኣትን ምሕረትን ፍቕርን ኣውሪዱ በዓልና ናይ በረኸትን ሓጐስን ክኾነልና ቕዱስ ፍቓዱ ይኹነልና ...ልዑል እግዚአብሔር ሃገርና ይባርኽ!!!"