Mahber Kidus Yared UK ማሕበር ቅዱስ ያሬድ

Mahber Kidus Yared UK  ማሕበር ቅዱስ ያሬድ ማሕበር ቅዱስ ያሬድ አብ ዓዲ እንግሊዝ ንኣመንቲ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ክርስትያን ብቋንቋ ትግርኛ መንፈሳዊ አገልግሎት ሓገዝ ዝህብ ቅዱስ ማሕበር እዩ።

Permanently closed.
28/10/2022

SUBSCRIBE | ብምግባር ዝተፈላለዩ ናይ ቅድስት ቤተ ክርስቲያን አገልግሎት ካብ አክሱም ጽዮን ማርያም ንክበጽሖም ቤተሰብ ይኹኑ።______________________________________________Follow this channel @ Facebo...

ኩላትና ተጋሩ ስለ ሃገርናን ህዝብናን እንግደስ ኢደይ ኢድካ ተበሃሂልና ህዝብና ካብ ሞት ነድሕኖ አለና ንበሎ
11/06/2022

ኩላትና ተጋሩ ስለ ሃገርናን ህዝብናን እንግደስ ኢደይ ኢድካ ተበሃሂልና ህዝብና ካብ ሞት ነድሕኖ አለና ንበሎ

11 ታሕሳስ ወርሓዊ ባዓል ማህሌታይ ቅዱስ ያሬድ ኢዩ!       ጸሎትን በረኸትን ረዲኤትን ናይ ቅዱስ ያረድ ማህሌታይ ኣማላድነቱ ምስ ኩልና ይሕደር። መድሃኒዓለም ኣቦና ድምጺ ሑሩያቱ ስሚዑ ...
20/12/2021

11 ታሕሳስ ወርሓዊ ባዓል ማህሌታይ ቅዱስ ያሬድ ኢዩ!

ጸሎትን በረኸትን ረዲኤትን ናይ ቅዱስ ያረድ ማህሌታይ ኣማላድነቱ ምስ ኩልና ይሕደር። መድሃኒዓለም ኣቦና ድምጺ ሑሩያቱ ስሚዑ ምሕረቱ ሂቡ ይታዓረቀና ኣብ ዘዘለናዮ ሰላሙ የብዝሓልና ኣሜን ሰናይ መዓልቲ ፍትዋተይ🙏

በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ፩ዱአምላክ አሜንዝኸበርኩም ህዝበ ክርስትያን እንቋዕ ካብ ዘመነ ማቴዎስ ናብ ዘመነ ማርቆስ ግዕዝ አቆፃፅራ 2014 ብሰላም አብፀሐኩም፡ ህዝብና ካብ ስደት ዝ...
10/09/2021

በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ፩ዱአምላክ አሜን
ዝኸበርኩም ህዝበ ክርስትያን እንቋዕ ካብ ዘመነ ማቴዎስ ናብ ዘመነ ማርቆስ ግዕዝ አቆፃፅራ 2014 ብሰላም አብፀሐኩም፡ ህዝብና ካብ ስደት ዝእከበሉ ዝተኣሰረ ዝፍተሐሉ ዝጠመየን ዝፀመአን ዝፀግበሉን ዝረውየሉን ዝዓረቐ ዝኽደነሉ ጦርነት ጠጠው ዝብለሉ ህዝብና ካብ ፀበባን ጭንቅን ወፂኡ ብሰላም ዝነብረሉ ናይ ሰላም ዘመን ይግበረልና፡
ነዓናውን ዘመነ ንስሃ ዘመነ ስርየት ይግበረልና፡
እንቋዕ አብፀሐና አሜን

ምንተኑ አአስየኪ እሴተ. በእንተ ኩሉ ዘገበርኪ ሊተ.ማርያም ሰናይት ዘታፈቅሪ ምህረረተ.ሶበሰ ትትኣቀቢ ዘዚአየ ሓጢኣተ.እምኢሃየኩ አሃተ ሰዓተ.እንቋዕ ናብ እመ ብርሃን ወሃቢተ ፀጋ ወሰላም ን...
28/07/2021

ምንተኑ አአስየኪ እሴተ.
በእንተ ኩሉ ዘገበርኪ ሊተ.
ማርያም ሰናይት ዘታፈቅሪ ምህረረተ.
ሶበሰ ትትኣቀቢ ዘዚአየ ሓጢኣተ.
እምኢሃየኩ አሃተ ሰዓተ.
እንቋዕ ናብ እመ ብርሃን ወሃቢተ ፀጋ ወሰላም ንፅህተ ንፁሓን ወላዲተ ክርስቶስ ወላዲተ እግዚእ ወላዲተ አምላክ ወላዲተ ብርሃን ቅድሰረተ ቅዱሳን ኣዴና ቅድስት ድንግል ማርያም ወርሓዊ በዓላ አብፀሐና አሜን
ምስትዋስ ፅቡቕ አዩሞ ዝሓለፈ ወርሒ ማርያም ሰነ ትግራይና ካብ ፋሺሽት ሓራ ምውፃእ ዝጀመረትሉ ዕለት እዩ፡
መላእ ህዝቦና አብ ምዕራብ ትግራይን ባድመን ኢሮብን ዛላንበሳን ከምኡ ድማ አብ ማእኸል ሃገር ኣብ ኢድ ፀላኢ ኾይኑ ዝሳቐ ዘሎ ህዝብ ሓራ ወፂኡ በሰላም ክነብረልና አዴና ድንግል ማርያም ፅላል ህዝብና ትኹነልና አሜን፡
ናይ አዴና ቅድስት ድንግል ማርያም አማላድነትን በረከት ረድኤትን ምስ ኩላትና ይኹን አሜን፡

አየ ናይ ትግራዋይ/ቲ ጅግንተት ዓለም ዘደመመ አባይ ዝደፈረ ዎርልድ ሪኮርድ ዝሰበረ  ውድብ ጥዕና ዓለም ዝመረሐ ዝገርም እዩ ግን ሰበይቲ ብምድፋር ሪኮርድ ዝሰበረት ሃገር መን  እያ ዝነበረት...
08/06/2021

አየ ናይ ትግራዋይ/ቲ ጅግንተት ዓለም ዘደመመ አባይ ዝደፈረ ዎርልድ ሪኮርድ ዝሰበረ ውድብ ጥዕና ዓለም ዝመረሐ ዝገርም እዩ

ግን ሰበይቲ ብምድፋር ሪኮርድ ዝሰበረት ሃገር መን እያ ዝነበረት?

ናይ ትግራይን አመሪካን ሓድነት ንዘለአለም ይንበር፡ንክልቲአን ሃገራትን ህዝበንን እግዚአብሔር ይባርኽ
24/05/2021

ናይ ትግራይን አመሪካን ሓድነት ንዘለአለም ይንበር፡ንክልቲአን ሃገራትን ህዝበንን እግዚአብሔር ይባርኽ

ህዝበ ክርስትያን ስለ አቦና ጸልዩ ከይንስእኖም ብጣዕሚ እዩ ዘስግእ ስቕ ተዝብሉ ደኾን መሐሸ ነይሩ አነስ አብዚ ሐዚ ሰዓት ስለ አቦና ብፁእ ወቅዱስ አቡነ ማትያስ ክሓስብ ከለኹስ ከብደይ ፍር...
08/05/2021

ህዝበ ክርስትያን ስለ አቦና ጸልዩ ከይንስእኖም ብጣዕሚ እዩ ዘስግእ ስቕ ተዝብሉ ደኾን መሐሸ ነይሩ አነስ አብዚ ሐዚ ሰዓት ስለ አቦና ብፁእ ወቅዱስ አቡነ ማትያስ ክሓስብ ከለኹስ ከብደይ ፍርሕ ፍርሕ ይብል አንሕናስ ዓቕሚ የብልናንዋ እግዚአብሔር መድኃኔ አለም ኢየሱስ ክርሰቶስ አብ ጎድንኹም ይኹን።

02/05/2021

ክርስቶስ ተንሥአ እሙታን።
ብአብይ ሃይል ወስልጣን።
አሰሮ ለሰይጣን።
አግአዞ ለአዳም።
ሰላም።
እምይእዜሰ።
ኮነ።
ፍስሓ ወሰላም።
እንቋዕ ንብርሃነ ትንሣኤ ብሕብረት አብፀሐና።
ዝተባረኸ አውደኣመት ይግበረልና አሜን።
ናይ ህዝቦና ሰላም የርእየና

27/04/2021

ጸሎት ዘሰሙነ ሕማማት

27/04/2021

እንበለ ደዌ ወህማም እንበለ ፃዕር ወድካም ያብፅሕክሙ ያብፅሓነ አመከመ ዮም አሜን

Address

London

Website

Alerts

Be the first to know and let us send you an email when Mahber Kidus Yared UK ማሕበር ቅዱስ ያሬድ posts news and promotions. Your email address will not be used for any other purpose, and you can unsubscribe at any time.

Share

Category