Power of God international ministry

Power of God international ministry Teaching word of God ,prophecy, healing and deliverance. its international to all world and with the power of God .

the power of God international ministry stablished 2016 teaching word of God, prophecy, healing and deliverance Minstry base in London ,uk .

🔥 Healing, Deliverance & Prophetic Weekend – Calgary 🔥📍 Location: 1133 7 Ave SW,  Calgary,ABT2p 1B2 @ Kerby  centre  #. ...
30/05/2025

🔥 Healing, Deliverance & Prophetic Weekend – Calgary 🔥
📍 Location: 1133 7 Ave SW, Calgary,AB
T2p 1B2 @ Kerby centre
#. Saturday, June 14 – 4:30 PM
#. Sunday, June 15 – 10:00 AM

Come and experience the supernatural power of God! Join us in Calgary for two life-changing services filled with healing, deliverance, and prophetic impartation.

✨ Whether you need a breakthrough, a word from God, or a fresh encounter with the Holy Spirit — this is your moment! Bring your friends, family, and anyone hungry for more of God.

Admission is free. All are welcome!
For more info, visit:www.ediy.phd
email: [email protected]

“...the yoke shall be destroyed because of the anointing.” – Isaiah 10:27

ሻሎም ሻሎም ሓውኻስ መዋርስትኻ ድኣምበር መዋዳድርትኻ ኣይኮነ ፣ ምስ መዋርስትኻ ኣይትዋዳደርን ኢኻ  ንምንታይ ሲ ተሓጋጊዝካ ጽብቅ እትወርሶ ነገር ተኻዕብት ድኣምበር ምኽንያቱ  ውርሻ ማዕረ ...
25/05/2025

ሻሎም ሻሎም
ሓውኻስ መዋርስትኻ ድኣምበር መዋዳድርትኻ ኣይኮነ ፣

ምስ መዋርስትኻ ኣይትዋዳደርን ኢኻ ንምንታይ ሲ ተሓጋጊዝካ ጽብቅ እትወርሶ ነገር ተኻዕብት ድኣምበር ምኽንያቱ ውርሻ ማዕረ ብጽሒት ስለዝተወለድካ ራይ ዝብጻሓካ ድኣምበር ዝያዳ ስለ ዝጸዓርካ ዝግበረልካ ሓለፋ ስለ ዘየለእዮ። ንሕና ብዙሓት ከኣ ከምኡ ብክርስቶስ ሓደ ስጋ ኢና፡ በብሓደ ግና ነንሓድሕድና ኣካላት ኢና። ስለዚ ና ሓድነትን ፍቅርን ክንሓስብን ብፍቅሪ ክንነብርን ይግባኣና ።

" ሮሜ 12:9፤ ፍቕሪ ብዘይግብዝና ትኹን። ንኽፍኣት ፈንፍንዎ ኣብ ሰናይ ልገቡ። 10፤ ንሓድሕድኩም ብምክብባር እናተቓዳደምኩም፡ ብፍቕሪ ኣሕዋት ንሓድሕድኩም ብለውሃት ተፋቐሩ። "

ሮሜ 12:16፤ ንሓድሕድኩም ሓንቲ ሓሳብ ሕሰቡ። ምስቶም ታሕቶት ትሕት በሉ እምበር፡ ኣብቲ ልዕል ዝበለ ነገር ሓሳብኩም ኣይተውድቑ። ጠቢባን ኢና ኢልኩም ብርእስኹም ኣይትሕሰቡ። 18፤ ዚከኣል እንተ ዀይኑስ፡ ብኣኻትኩም ዝመጸ፡ ምስ ኲሉ ሰብ ብሰላም ንበሩ።
ናይ እፍግዝኣብሔር ቃል ፍቅሪ ጥራይ እዩ ምህረና ።1ይ ምድራዊት መንግስቲ : ሕጊ መንግስቲ እታ እትንብራ ዘለኻ ሃገር ብሕግታታን ባህላን ልምዳን ስርዓታን ሓሊኻ ምንብርን ከም ፍቃድ እግዝኣብሔር ድማ ምጽላይ። "ኤር29:7፤ ደሓን እታ ኣነ ናብኣ ዘማረኽኩኹም ከተማ ድለዩ። ብደሓና ደሓን ክትረኽቡ ኢኹም እሞ፡ ስሊኣ ንእግዚኣብሄር ለምኑ።"
ምድራዊት መንግስቲ በብማዓልቱ ከከምዝጥዕማን እትቀያየር መንግስቲ ስለዝኾነት

2ይ ) ሰይጣናዊት መንግስቲ : ጥፍኣትን መቅዘፍትን ጭንቀትን ግስቁልናን ኣስንን ምሕርቃምን ሞትን ዝመለኣ መንግስቲ። ክንቃወማን ከነዕንዋን ኣብ ኣየራት ከነምክኖ ብዝተዋህበና ሰዓሪ ስም የሱስ እዮ ዘሎና። "ኤፌሶን 6:11-12፤ እቲ ቕልስና ምስ ሕልቅነትን ስልጣናትን ምስ ናይ ጸልማት ገዛእቲ ዓለምን ምስ መናፍስቲ እከይን ኣብ ሰማያት እዩ እምበር፡ ምስ ስጋን ደምን ኣይኰነን እሞ፡ ንፍሕሶ ሰይጣን ምቅዋሙ ምእንቲ ኽትክእሉስ፡ ኵሉ ኣጽዋር ኣምላኽ ልበሱ።
13፤ ስለዚ በታ እክይቲ መዓልቲ ምቅዋም ምእንቲ ኽትክእሉ፡ ኵሉ ምስ ኣስለጥኩምውን ደው ክትብሉስ፡ ብዘሎ ኣጽዋር ኣምላኽ ኣልዕሉ።
6:14፤ ደጊም ሕቜኹም ብሓቂ ተዐጢቕኩም ድርዒ ጽድቂውን ተኸዲንኩም ቁሙ።"

መንግስቲ እግዝኣብሔር ኣምላኽ : ሰለማዊት መንግስቲ ዘልኣለማዊት ናይ ዕረፍቲ ምሉእ ሰላም ዘለዋ ህይወት ምስ ተራፉ ዘለዋ ቅርቂ ዝመለኣ ብኽበር ዋጋ ዝተኸፍላ ብነጻ ብእምነት እትእቶ መንግስቲ : "ሮሜ 14:16-17፤ መንግስቲ ኣምላኽሲ ብመንፈስ ቅዱስ ጽድቅን ሰላምን ሓጐስን እያ እምበር፡ ብብልዕን መስተን ኣይኰነትን እሞ፡ ነቲ ሰናይኩም ኣይተጽርፍዎ።"

ስለዚ ብጻይካ ማለት ኣብ'ዛ መንግስቲ እግዝኣብሔር መዋርስትኻ ምኻኑ እንተኣሚንካ ንፍቅርን ድንጋጸን ንሓድሕድካ ምትሕልላይ ጽብቅ ምሕሳብን ቀሊል ይኾነልካ ። ብዝካኣለካ መጠን ምስ ኩሉ ሰብ ብሰላም ንበሩ ። ብሰላም ምንባር ማለት ግን ናይ ኣታሓሳስባ ፍልልይ ኣይሃልኹም ማለት ኣኮነን። "እብራውያን 12:14፤ ብዘይ ቅድስና ሓደ እኳ ንእግዚኣብሄር ኣይኪርእዮን እዩ እሞ፡ ንቕድስናን ንሰላም ምስ ኵሉ ሰብን ስዓብወን።"

14/05/2022
POWER OF GOD INTERNATIONAL MINISTRY
05/01/2021

POWER OF GOD INTERNATIONAL MINISTRY

Address

London
SW9

Opening Hours

Monday 7am - 11:30pm
Friday 6pm - 9pm
Sunday 2pm - 5pm

Alerts

Be the first to know and let us send you an email when Power of God international ministry posts news and promotions. Your email address will not be used for any other purpose, and you can unsubscribe at any time.

Contact The Place Of Worship

Send a message to Power of God international ministry:

Share

Category