Fnote Hiwet zetewahdo

Fnote Hiwet zetewahdo ንዑ ቤተክርቲያናን አስተምህሮአ ነስፍሕ ሓቢርና ድማ ንዕበ!

ነዚ ንኹሉ ክበጽሕ ግቡአይ ክገብር እየ
07/04/2023

ነዚ ንኹሉ ክበጽሕ ግቡአይ ክገብር እየ

14/11/2022

በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላክ አሜን። "ንኣኻትኩም ዚቕበል ንኣይ እዩ ዚቕበል፡ እቲ ንኣይ ዚቕበል ድማ ነቲ ዝለኣ… Qale Tsedq ZeTewahdo needs your support for ንገዳም ሰማእት ቅድስት .....

05/11/2022
30/10/2022
ፈጣን ረድኤት መንክር ረድኤትካ ትብጸሓኒ።
25/10/2022

ፈጣን ረድኤት መንክር ረድኤትካ ትብጸሓኒ።

08/02/2022

እዚ ዘሎናዮ ዘመን ንርእዮ ንሰምዖን ነገር ዘስደምም እዩ። ካብቶም ክትአምኖም ዘጸግሙዃ ሕማቕ ታሪኽ ከእ ጉዳይ ሓዳር እዩ። ሰብ ዓቕሙ እዩ ዝገብር እሞ እስኪ ማንነት ሓዳር እንትዩ ባህር....

✞"27 ጥሪ ወርኃዊ በዓል መድኃኔዓለም ኢየሱስ ክርስቶስ"✞በስመአብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላክ!ጐይታና መድኃኔዓለም ኢየሱስ ክርስቶስ ንዓና ኪብል ዝፈጸሞ፥ ናይ ምድኃን ሥራሕ፥ ተረ...
04/02/2022

✞"27 ጥሪ ወርኃዊ በዓል መድኃኔዓለም ኢየሱስ ክርስቶስ"✞

በስመአብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላክ!

ጐይታና መድኃኔዓለም ኢየሱስ ክርስቶስ ንዓና ኪብል ዝፈጸሞ፥ ናይ ምድኃን ሥራሕ፥ ተረርቲ ልቢ አይሁድ ካብ ኃሙስ ምሸት ሰዓት 21፡00(9፡00pm) ኣብ ውሽጢ ጌቴሴማኒ ምስ ሓዝዎ፥ ምሉእ ለይቲ ካብ ቀያፋ ናብ ሐና፥ ካብ ሐና ናብ ቀያፋ ከመላልስዎን ኣሲሮም ክቕጥቕጥዎን ኃደሩ።

(ንፈጣሪ ክገርፍዎ ኃደሩ)

ዮሐ፡ 18፥1-ፍጻሜ.

ስቕ እንተ በለ፥ ዓይኑ ሸፊኖም ብጽፍዒት ገጹ ሃረምዎ፥ ምራቖም ጡፍ በልሉ፥ ኣላገጽሉ፥ ርእሱ ብዘንጊ ወቕዕዎ፥ ኣብ ርእሱ ኣኽሊል እሾኽ ጠምጠምሉ፥ ጸረፍዎ፥ ንሱ ግን ብትዕግሥቲ ስቕ በለ! ንጽባሒቱ ወጋሕታ ናይ ንግሆ ድማ በቲ ገዛኢ ሞት ንኽፍረዶ ኣቕረብዎ።

(ንአምላኽ ሃረምዎ ጡፍ በልሉ)

ዮሐ፥19፥1-ፍጻሜ

ሰዓት ሠለስተ 9፡00pm ኣካሉ/ሥጋኡ ክሳዕ ዝሓቅቕ ዓጽሙ ክሳዕ ዝርአ፥ እናተላገጹ 6666 ኩርማጅ/ሻሞጥ ብጩግራፍ ገረፍዎ! ኣብ ኣደባባይ ሊቶስጥሮስ ዝተመሳቐለ ዕንጨይቲ መስቀል ኣሸከሞም ናብ ቀራንዮ ወሰድዎ። (ነቲ ንጹሕ ጐይታ ከም ገበኘኛ መስቀል ኣሰከምዎ)

ማቴ 27፥1-ፍጻሜ.

ሰዓት ሽዱሽተ 12፡00 ፍርቂ መዓልቲ ብነዋኅቲ መስማራት ኣብ ኃሙሽተ 5 ቦታታት ሸንኪሮም ሰቐልዎ። ጐይታ ኣብ መስቀል እንከሎ ሸብዓተ 7 ዓበይቲ ተአምራት ኣብ ምድርን ኣብ ሰማይን ተራእየ። ዓለም ኣብ ጸልማት እንከላ 7 ቃላት ተዛረበ።

(ፀሓይ ዕራቖት ናይ ጐይታ ከይግለጽ ብርሃና ሓብአት፥ ወርኂ ድማ ደም ኮነት)

ሉቃ 23፥1-ፍጻሜ

ልክዕ ሰዓት ትሽዓተ 15፡00 (3፡00pm) ኵሉ ናይ መስቀል ድኅነት ምስ ወድአ "ተፈጸመ" በለ/ ብድኅር'ዚ ብባሕርይ ሥልጣኑ ቅድስት ነፍሱ ካብ ካብ ቅድስት ሥጋኡ ፈለየ። በዚ ሰዓት ብሥጋኡ ናብ ሲኦል ወሪዱ ዝተአሠሩ ኵሎም ነፍሳት ፈትሐ!
(ተስፋ አዳም ተፈጸመ)

ማር 15፥ 1-ፍጻሜ

ሰዓት ዓሠርተ ሓደ 17፡00 (5፡00) ርኅሩኃት ዮሴፍን ኒቆዲሞስ ምስ ዓቢይ ክብርን ኃዘንን ኣብ ሓዲሽ መቓብር ቐበርዎ። በዚኣ መዓልቲ ቅድስት ድንግል ማርያም ልባ ብኀዘን ተቓጸለ! ፍቝሩ ቅዱስ ዮሐንስ ወንጌላዊ ፍጹም ዝኾነ ልቕሶ አልቀሰ! ቅዱሳት አንስቲ ውን ምሉእ መዓልቲ ከልቅሳ ወዓላ።
( ድንግል ማርያም ከቢድ ኀዘን በጽሓ)

ሉቃ 2፥21-35

ምንጪ፡- መጽሓፈ ዝክረ ቅዱሳን!

https://youtu.be/Ba6FYr62LBQ
28/01/2022

https://youtu.be/Ba6FYr62LBQ

እምቤታችን ካብ ኣድማዊ መርገም ፈጺማ ነጻ ያ ኣይሓለፋን ኣይተንከፋን።

20/01/2022

አብዚ ዘሎናዮ ዘመን ንርእዮ ንሰምዖን ነገር ዘስደምም እዩ። ካብቶም ክትአምኖም ዘጸግሙዃ ሕማቕ ታሪኽ ከእ ጉዳይ ሓዳር እዩ። ሰብ ዓቕሙ እዩ ዝገብር እሞ እስኪ ማንነት ሓዳር እንትዩ ባህ....

Address

London

Alerts

Be the first to know and let us send you an email when Fnote Hiwet zetewahdo posts news and promotions. Your email address will not be used for any other purpose, and you can unsubscribe at any time.

Share