Birhan Wengel

Birhan Wengel ብርሃን ወንጌል መዓልታዊ ካብ መድኃኔ-ዓለም ቤተክርስቲያን ማ

23/03/2026

BW: ዘሎና ጸጋን ህያብን ንፈልጦ ዶ? ዘሎኒ አኹል ድዩ፡ ዘይኮነስ ይጥቀመሉ ኣለኹ ድየ?

10/03/2026

BW: ብአምነት ዝርከብ ፈወሲ፡ ክትሓዊዶ ትደሊ ኢኻ? ዮሓ 5፤ 1-18 Birhan Wengel ministry

12/02/2026

BW ብምኽንያት ዝኽሪ ቅዱስ አንጦንዮስ ዝተዋህበ ሓያል ኣስተምህሮ፤ ኣብ 1ይ ዝኽሪ ኣብ ከተማ ለንደን ዝነበረ

12/02/2026

BW፡ ቅዱስ አንጦንዮስ ኣብ ፀልማት ዝበርሁ ሃዋርያ ተዋሕዶ ቤተክርስቲያን ብቀሲስ ዮሓንስ ገብረሕይወት Birhan Wengel

3ይ ክፋል ኣገዛ ዛዕባ ምስ ቀሲስ ኣፈወርቂ
10/01/2026

3ይ ክፋል ኣገዛ ዛዕባ ምስ ቀሲስ ኣፈወርቂ

ቊ.3 "ቃለ ምልልስ ምስ ቀሲስ ዮሓንስ ገብረሕይወት"🎙️ New to streaming or looking to level up? Check out StreamYard and get $10 discount! 😍 https://streamyard.com/pal/d/5562...

06/01/2026

BW፡ እዋናዊ: ኣገዳሲ መልእኽቲ ልደት 2026: ቀሲስ ዶ/ር ዮሓንስ ገ/ሕይወት Birhan Wengel

https://youtu.be/0H8iWnFZasI?si=NsQHyf5-pHDFvkfk
02/01/2026

https://youtu.be/0H8iWnFZasI?si=NsQHyf5-pHDFvkfk

ንታሪኽ ዝበቐዐ ስብከት ቀሲስ ዶ/ር ተኽልኣብ፡ ቤተክርስቲያን ተዋሕዶ ሊቃዉንቲ ዘፍረየቶም ንምሕቓፍ ክትባራበር ግዜ ይጽዋዓ ኣሎ

ናብ ኩሉ ሕዝቢ ኣምላኽ፡ እንሆ ብሥራት ብምኽንያት በዓል ልደት፡ ምሳና ሓቢርኩም ክተምስዩ ዕድሜና እዩ። ኣብ ዓባይ ብሪጣንያን ካብ ዓባይ ብሪጣንያ ወጽእን ዕዱማት ኢኹም። "ንሱ ድማ ንዅሎም ...
02/01/2026

ናብ ኩሉ ሕዝቢ ኣምላኽ፡ እንሆ ብሥራት ብምኽንያት በዓል ልደት፡ ምሳና ሓቢርኩም ክተምስዩ ዕድሜና እዩ። ኣብ ዓባይ ብሪጣንያን ካብ ዓባይ ብሪጣንያ ወጽእን ዕዱማት ኢኹም።

"ንሱ ድማ ንዅሎም ሊቃውንቲ ኻህናትን ጻሓፍቲ ህዝብን ኣኪቡ፡ ክርስቶስ ኣበይ እዩ ዚውለድ፧ ኢሉ ሐተቶም። ንሳቶም ከኣ፡ ኣቲ ቤት-ልሄም ምድሪ ይሁዳ፡
ንህዝበይ እስራኤል ዚሕሉ ሹም ካባኺ ኺወጽእ እዩ እሞ፡
ካብ ሹማምቲ ይሁዳ ከቶ ኣይትንእስን ኢኺ፡
ጽሑፍ እዩ እሞ ኣብ ቤት-ልሄም ናይ ይሁዳ እዩ፡ በልዎ" ማቴ 2፥ 4-6።

ኣብዚ ፍሉይ ምሸት ሓቢርና ክነምሲ ብድሓን ምጹ!

01/01/2026

Enjoy the videos and music you love, upload original content, and share it all with friends, family, and the world on YouTube.

Address

Greater Manchester

Alerts

Be the first to know and let us send you an email when Birhan Wengel posts news and promotions. Your email address will not be used for any other purpose, and you can unsubscribe at any time.

Contact The Place Of Worship

Send a message to Birhan Wengel:

Share