07/01/2024
ትንቢት ኢሳይያስ 9
6፤ “ሕጻን ተወሊዱልና፡ ወዲ ተውሂብና እዩ እሞ፡ እቲ ግዝኣት ከኣ ኣብ መንኲቡ እዩ፡ ስሙውን ግሩም፡ መካር፡ ብርቱዕ ኣምላኽ፡ ኣቦ ዘለኣለም፡ መስፍን ሰላም ኪስመ እዩ።” እንቃዕ ብሰላምን ጥዕናን ኣብጽሓና ርሑስ በዓለ ልደት ይግበረልና፡ 🙏💒❤️
ኢያሱ 1
9፤ ጽናዕ፡ ትባዕ፡ ኢለዶ ኣይኣዘዝኩኻን፧ እግዚኣብሄ?
Coventry
Be the first to know and let us send you an email when ኤርትርያ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ posts news and promotions. Your email address will not be used for any other purpose, and you can unsubscribe at any time.