ማሕበረ ቅድስት ሥላሴ ዘኦርቶዶክስ ተዋህዶ

ማሕበረ ቅድስት ሥላሴ ዘኦርቶዶክስ ተዋህዶ religeos team

 #ብዕርገት ድንግል!  ሓዳሽቲ መዝሙር ትግርኛ mezmur tigrngna orthodox Tewaho ብሓፍትና  ዘማሪት ማና መኮነን እናብሓፍትና ዘማሪት ጣዓሞ ጊደይ   እብ ቀረባ እዋን ብናይ ...
19/08/2026

#ብዕርገት ድንግል! ሓዳሽቲ መዝሙር ትግርኛ mezmur tigrngna orthodox Tewaho ብሓፍትና ዘማሪት ማና መኮነን እና
ብሓፍትና ዘማሪት ጣዓሞ ጊደይ እብ ቀረባ እዋን ብናይ ሥሉስ ሚድያ ዩቱቭ ክትፍነው እያ

አቲኹም Subscribe Share ብምባል ቤትስብ ኩኑ

https://youtu.be/pydvPOwceJw?feature=shared

ዝከበርኩም ስድራ እግዚአብሔር እዛ ትርእዋ ዘለኩም ሓፍትና ብዝተካኣለኩም መጠን ብፀሎት ብሼር ሓግዙና ሂወት ሓፍትና ነድሕን  1000656494941 ኪሮስ ካሕሳይ 0965511826 ስልኪ ቁፅራ
10/08/2026

ዝከበርኩም ስድራ እግዚአብሔር እዛ ትርእዋ ዘለኩም ሓፍትና ብዝተካኣለኩም መጠን ብፀሎት ብሼር ሓግዙና ሂወት ሓፍትና ነድሕን 1000656494941 ኪሮስ ካሕሳይ
0965511826 ስልኪ ቁፅራ

🌿 ፍልሰታ ጾም — እንኳዕ ብሰላም ኣብጽሓና 🌿ሎሚ ናይ ፍልሰታ ጾም ንጅምርሉ እዩ። እዚ ጾም እዚ ንልብና ናብ እግዚኣብሔር ንኽንመልስ፣ ብጸሎትን ብንስሓን ንኽንጸንዕ ዝተዋህበና ቅዱስ ግዜ እ...
07/08/2026

🌿 ፍልሰታ ጾም — እንኳዕ ብሰላም ኣብጽሓና 🌿

ሎሚ ናይ ፍልሰታ ጾም ንጅምርሉ እዩ። እዚ ጾም እዚ ንልብና ናብ እግዚኣብሔር ንኽንመልስ፣ ብጸሎትን ብንስሓን ንኽንጸንዕ ዝተዋህበና ቅዱስ ግዜ እዩ።

ኣብዚ ጾም እዚ ምግቢ ንኽንከልክል ጥራይ ዘይኮነስ፣ ካብ ኃጢኣትን ካብ ክፉእ ሓሳብን ክንርሕቕ ኣለና። ቂም ንሕደግ፣ ይቕረ ንበል፣ ንድኻታት ንርዳእ፣ ብጸሎት ንጽናዕ፣ ቃል እግዚኣብሔር ንምሃር።

ፍልሰታ ጾም ናይ ከብዲ ጾም ጥራይ ኣይኹን፤ ናይ ልቢ ጾም እውን ይኹን። ❤️☦️

እግዚኣብሔር ንዚ ቅዱስ ጾም ብበረኸት ይጀምረልና፣ ንልብና የንጽሓዮ፣ ካብ ኃጢኣት ይሓልወና፣ ካብ ሎሚ ጀሚሩ ትርጓሜ ውዳሴ ማርያም ትርጓሜ ቅዳሴ ማርያም ካብ 4:30_6:00ናይ ቀትሪ ክቅፅል እዩ።
ማሕበረ ቅድስት ሥላሴ ዘኦርቶዶክስ ተዋህዶ
https://t.me/+0OIGmHsNtmtlZTA0

26/07/2026

ኣብ መላእ ዓለም እትርከቡ ህዝቢ እግዚአብሔር ሰላም እግዚአብሔር ምስ ኩላትና ይኹን እሺ እንብኣር እዚ ትርኢዋ ዘለኩም ሓውና ላኣከ ካሕሱ ሓዱሽ ይባሃል ዝተወለደሉ ቦታ ወረዳ ሕንጣሎ ወጀራት ጣብያ ኣራ ዓሰገዳ ቁሾት ዓሰገዳ እዩ
ካብ ዓዲ ናብ ስዑዲ ዝተበገሰሉ ከባቢ2 ወርሒ ይኸውን እዩ መንገዲ ብሰላም መፅኡ ባሕሪ ውን ብሰላም ሸግሩ እሎምና እቶም ምስኡ ዝመፁ ኣዕርኽቱ ባሕሪ ምስ ሸገሩ ግን ናበይ ከም ዝኸደ ስእኖሞ ክፃዓኑ ምስ ኣለሽዎ ስእኖምዎ እና በዛኩም ሼር ብምግባር የመንን ከባቢ የመንን ዝሰሩሑ ኣሕዋቶም በተሰቦም ዘለዎም ኣይሳኣኑን ብምባል እየ ብዝዓበየ ውን ብፀሎትኩም ሓጉዙና ኣሕዋተይ

ሰአሉ ለነ ክልኤቱ ብርሃናውያ መላእክት👏💐
19/07/2026

ሰአሉ ለነ ክልኤቱ ብርሃናውያ መላእክት👏💐

ዘንበበ ይዕምብብ✝️
19/07/2026

ዘንበበ ይዕምብብ✝️

19/07/2026

ኩሉ ካባኻ ኢዩ:
ኩሉውን በአኻ ኾነ።
ንስኻ አብ ኩሉ አለኻ:ብዕብየትካ ካብ ልዑላን ንላዕሊ ልዑል ኢኻ።
✝️ዮሃንስ አፈወርቅ

18/07/2026

ንመገዲ ህይወት ትሕብረኒ፣ ኣብ ቅድሚ ገጽካ ናይ ሓጐስ ጽጋብ፣ ኣብ የማናይካውን ንዘለአለም ብጽእና ኣሎ።
መዝሙር ዳዊት 1611

Big shout out to my newest top fans! 💎 ሜሪ ጎል እመብርሃን, Fana Berhe, ኣቢ የድንግል ማርያም ልጅDrop a comment to welcome them to our c...
18/07/2026

Big shout out to my newest top fans! 💎 ሜሪ ጎል እመብርሃን, Fana Berhe, ኣቢ የድንግል ማርያም ልጅ

Drop a comment to welcome them to our community, fans

✝️💐
18/07/2026

✝️💐

Address

Mekelle

Website

Alerts

Be the first to know and let us send you an email when ማሕበረ ቅድስት ሥላሴ ዘኦርቶዶክስ ተዋህዶ posts news and promotions. Your email address will not be used for any other purpose, and you can unsubscribe at any time.

Shortcuts

Share