10/05/2026
ሎሚ ሰንበት ዕለት 02/09/18 /ሚካኤል
✨ ⭐ ካብ ልሕዘካ ነገር ክትላቐቕ ኢኻ። ⭐🌟
👉🏼ሓራ ምውፃእ ክኾነልኻ እዩ።
➡️ ልሓዘካ ነገር ክብተኽ እዩ ተፈቲሕኻ ምዃድ ክኾነልኻ እዩ።
➡️ናይ እግዚአብሔር መንፈስ ኣብ ልዕለኻ እዩ ምውፃእ ሓራ ክኾነልኻ እዩ።
📖 ዘፀ 3፡7 📖ማቴ 21፡2 📖ሉቃ 4፡18