18/04/2023
ሰላም ከመይ ኣለኹም ኣብ ውሽጥን ኣብ ደገን ዘለኹም ፉቱዋት ደቂ እግዚኣብሔር ከምኡ ውን ናይ ኣዶና ቅድስተ ቅዱሳን ድንግል ማርያም ናይ ሓደራ ደቂ ዝኾንኩም ሰላምታይ ይብፃሕኹም አሜን።
ናብዚ ገዳም እውን ጫማኹም ኣውፂእኹም እተው ማለተይ ቀኒዕኹም እተው
https://youtube.com/-7940
🌾🌾🌾🌾🌾🌾🌾🌾🌾🌾🌾🌾🌾🌾🌾🌾
እዙይ ንምስራሕ ንእሽቶ ናይ በረኸት ድኻም ተኸፊልዎ እዩ ንሱኹም ውን ናይዚ በረኸ ተኻፈልቲ ኩኑ እንዳበልኩ ነዚኣ #ሸር ብምግባር ድማ ይኹን ዘይገበረ ድማ ዋእ በረኸት ዝፀለአ እዩ ማለት ይከኣል ምኽንያቱ ፃዕሪ ምስ ዕላማ እዩ እና ንብል።
💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐
እምባኣርከስ ጀሚርናዮ ዘለና ሰራሕ ቀሊል ዶ ከቢድ ንሱኹም ኢኹም ርኢቶ ትህቡና ንሕና ንእሽቶ ስራሕ ገዳማትናን አብያተክርስቲያናትናን ድሕሪ ዝ ብዙሕ መከራ ኣብ ምንታይ ቁመና ይህልዉ ኢልና ኣብ ምጉስጓስ ንርከብ ንሱኹም ድማ ሪኢኹሙን ሰሚዕኹሙን ገዳማት ብኹሉ መዳይ ክሕገዙ ማለት ገንዘብ ጥራሕ ኣይኮነን ሓገዝ እቲ ንገዳማትን ቤተክርስቲያናትን ይጠቅም እትብልዎ ሓሳባትን ቁምነገራትን ብምልጋስ ውን እዩ።
ሰለዚ ድሕሪ እዙይ ውን ቀፃላይ ጉዕዞ ካባኹም ፕሮግራም ተተትሕዙና ደስ ምበለና ተትልእኹና እና እንዳበለኩ ናብቲ ገዳምና ሓቢርና ንጓዓዝ።
💐💐💐??💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐
እዚ ቅዱስ ገዳም ካብቶም #9ቲኦም ቅዱሳን ገዳማት 1 ዝኾኑ እዚ ገዳም እዙይ ብዓይንኻን ብኣሙሮኻን ዘይርካ ዘይውዳእ ዕግበተ ነፍስ እትረኽበሉ ቅዱስ ስፍራ እዩ ።
ሰለዚ ዘለዎ ትሕዝቶ ትምስሊ ተመልከቱ ናብ ኩሉ ድማ ኣባፅሑ።
"ገዳም ቲዩብ" ዝተፈላለዩ ናይ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ሥርዓትን ትውፊትን ዝሓለው ስብከታት፣ መዝሙራት፣ ትረኻታትን ካልኦት መርሐ ግብርታትን ዝቀርብሉ መንፈሳዊ `ቲዩብ` ስለዝኾነ |SUBSCRIBE| ብ....