God is good all the time international ministry

God is good all the time international ministry ያእቆብ 1 (James)
16፤ ኣቱም ፍቁራት ኣሕዋተይ፡ ኣይትስሐቱ።
17፤ ጽቡቕ ውህበትን ምሉእ ውህበትን ካብ ላዕሊ እዩ፡ ካብቲ ለውጢ ወይስ ምምልላስ ጽላሎት ዜብሉ ኣቦ ብርሃናት እዩ ዚወርድ።

18/05/2026
2 Corinthians 5 ትግ - 2ይ ቆረንቶስ17: ስለዚ ሓደ እኳ ብክርስቶስ እንተ አልዩ፡ ንሱ ሓድሽ ፍጥረት እዩ፡ እቲ ብሉይ ሐሊፉ፡ እንሆ፡ ኵሉ ሓድሽ ኰይኑ።
02/03/2026

2 Corinthians 5 ትግ - 2ይ ቆረንቶስ
17: ስለዚ ሓደ እኳ ብክርስቶስ እንተ አልዩ፡ ንሱ ሓድሽ ፍጥረት እዩ፡ እቲ ብሉይ ሐሊፉ፡ እንሆ፡ ኵሉ ሓድሽ ኰይኑ።

14/02/2026

ብመንፈስ ቅዱስ ክትምራሕ ተጀሚርካ ፡ኣብ ዝኾነ ቦታ፡ ትርከብ ሰብ ኣይክትከውንን ኢኻ፡፡ንሱ ንዕላምኡ ከንቀሳቅሰካ ኢዩ።

Pro Simon.

09/02/2026

ክርስትና ናይ ወረ ጉዳይ ኣይኮነንን ።
ናይ መንፈስ ጉዳይ ኢዩ።

30/01/2026

ኣብ #መንፈሳዊ ሂወትካ #ሃካይ ዝገብር #ፍልጠት ኣሎ፡።

Address

Addis Ababa

Website

Alerts

Be the first to know and let us send you an email when God is good all the time international ministry posts news and promotions. Your email address will not be used for any other purpose, and you can unsubscribe at any time.

Shortcuts

Share