Children of Resurrection International Church

Children of Resurrection International Church 1 Corinthians 15 ትግ - 1ይ ቆረንቶስ
20: ሕጂ ግና ክርስቶስ፡ በዂሪ እቶም ዝደቀሱ ዀይኑ፡ ካብ ምዉታት ተንስኤ::

ካብ እግዚኣብሄር ኣቦናን፡ ካብ ጐይታና የሱስ ክርስቶስን ጸጋን ሰላምን ንኣኻትኩም ይኹን፡ ሎሚ ቀዳም ዕለት 12 /09/2026 ኣብ ዉሉድ ትንሳኤ ክርስቶስ ቤተክርስቲያን፡ ኣምላኽ ይመስገን ም...
12/09/2026

ካብ እግዚኣብሄር ኣቦናን፡ ካብ ጐይታና የሱስ ክርስቶስን ጸጋን ሰላምን ንኣኻትኩም ይኹን፡ ሎሚ ቀዳም ዕለት 12 /09/2026 ኣብ ዉሉድ ትንሳኤ ክርስቶስ ቤተክርስቲያን፡ ኣምላኽ ይመስገን ምስ እንፈትዎ ሓውና ኣገልጋሊ ዮናስ ኣብ ፍቅሩ ሱር ሰዲድኩም ንበሩ: ብዝብል ቃል ኣምላኽ ፡ ብምቅጻል ምስ መዛምራን (ካቦድ) ውን ጽቡቅ ዝኾነ ናይ ኣምልኾ ግዜ ኔርና፡ ስለ ኩሉ ምሕረቱን ረዲኤቱ ንጎይታ የሱስ ክርስቶስ ክብሪ ይኹኖ።

12/09/2026

ኣምልኾ ምስ መዘምራን ካቦድ

“ካብ እግዚኣብሄር ኣቦናን ካብ ጐይታና የሱስ ክርስቶስን ጸጋን ሰላምን ንኣኻትኩም ይኹን።”  — ጽባሕ ቀዳም ጽቡቅ ግዜ ክህልወና እዩ ኩሉኹም ዕዱማት ኢኹም ሸር ከኣ በልዎ ተባረኹ
10/09/2026

“ካብ እግዚኣብሄር ኣቦናን ካብ ጐይታና የሱስ ክርስቶስን ጸጋን ሰላምን ንኣኻትኩም ይኹን።”
— ጽባሕ ቀዳም ጽቡቅ ግዜ ክህልወና እዩ ኩሉኹም ዕዱማት ኢኹም ሸር ከኣ በልዎ ተባረኹ

06/09/2026
ካብ እግዚኣብሄር ኣቦናን፡ ካብ ጐይታና የሱስ ክርስቶስን ጸጋን ሰላምን ንኣኻትኩም ይኹን፡ ሎሚ ቀዳም ዕለት 29/08/2026 ኣብ ዉሉድ ትንሳኤ ክርስቶስ ቤተክርስቲያን፡ ኣምላኽ ይመስገን ምስ...
29/08/2026

ካብ እግዚኣብሄር ኣቦናን፡ ካብ ጐይታና የሱስ ክርስቶስን ጸጋን ሰላምን ንኣኻትኩም ይኹን፡ ሎሚ ቀዳም ዕለት 29/08/2026 ኣብ ዉሉድ ትንሳኤ ክርስቶስ ቤተክርስቲያን፡ ኣምላኽ ይመስገን ምስ እንፈትዋ ሓፍትና ዲቦራ ኣብ ሕብረት ነበሩ ፡ ብዝብል ቃል ኣምላኽ ፡ ብምቅጻል ምስ መዛምራን (ካቦድ) ውን ጽቡቅ ዝኾነ ናይ ኣምልኾ ግዜ ኔርና፡ ስለ ኩሉ ምሕረቱን ረዲኤቱ ንጎይታ የሱስ ክርስቶስ ክብሪ ይኹኖ።

ካብ ጐይታና የሱስ ክርስቶስን ጸጋን ሰላምን ንኣኻትኩም ይኹን፡ ሎሚ ቀዳም ዕለት 22 /08/2026 ኣብ ዉሉድ ትንሳኤ ክርስቶስቤተክርስቲያን (ኣዲስ ኣበባ) ኣምላኽ ይመስገን ምስ እንፈትዎ ሓ...
22/08/2026

ካብ ጐይታና የሱስ ክርስቶስን ጸጋን ሰላምን ንኣኻትኩም ይኹን፡ ሎሚ ቀዳም ዕለት 22 /08/2026 ኣብ ዉሉድ ትንሳኤ ክርስቶስ
ቤተክርስቲያን (ኣዲስ ኣበባ) ኣምላኽ ይመስገን ምስ እንፈትዎ ሓውና "ወንጌላዊ ተስፎም እትቅበሎ መካራ ንወንጌል ይኹን ብዝብል ቃል ኣምላኽን ከምኡ ድማ ምስ ናይ ቤተክርስቲያና መዛምራና (ካቦድ) ጽቡቅ ዝኾነ ኣምልኾ ኔርና፡ ክብሪ ኹሉ ንጎይታ የሱስ ይኹን።ኘ

ካብ ጐይታና የሱስ ክርስቶስን ጸጋን ሰላምን ንኣኻትኩም ይኹን፡ ሎሚ ቀዳም ዕለት 15 /08/2026 ኣብ ዉሉድ ትንሳኤ ክርስቶስቤተክርስቲያን (ኣዲስ ኣበባ) ኣምላኽ ይመስገን ምስ እንፈትዎ ሓ...
15/08/2026

ካብ ጐይታና የሱስ ክርስቶስን ጸጋን ሰላምን ንኣኻትኩም ይኹን፡ ሎሚ ቀዳም ዕለት 15 /08/2026 ኣብ ዉሉድ ትንሳኤ ክርስቶስ
ቤተክርስቲያን (ኣዲስ ኣበባ) ኣምላኽ ይመስገን ምስ እንፈትዎ ሓውና " እግዚአብሔር ግዜን እዋንን ኣለዎ ብዝብል ቃል ኣምላኽን ከምኡ ድማ ምስ ናይ ቤተክርስቲያና መዛምራና (ካቦድ) ጽቡቅ ዝኾነ ኣምልኾ ኔርና፡ ክብሪ ኹሉ ንጎይታ የሱስ ይኹን።ኘ

Address

Ayat
Addis Ababa

Website

Alerts

Be the first to know and let us send you an email when Children of Resurrection International Church posts news and promotions. Your email address will not be used for any other purpose, and you can unsubscribe at any time.

Shortcuts

Share