Fish bet tv

Fish bet tv Kontaktinformationen, Karte und Wegbeschreibungen, Kontaktformulare, Öffnungszeiten, Dienstleistungen, Bewertungen, Fotos, Videos und Ankündigungen von Fish bet tv, Kirche Gottes, Idar-Oberstein.

28/09/2022
04/06/2020

Play video ካብ ቦርሳኹም ክፍለዩ ዘይብሎም ኣርባዕተ ኣገደስቲ ነገራት from BBC



VIDEO 1 MINUTEVIDEO 1 MINUTE1:00

Play video በርበረ ዝበዝሖ ምግቢ ምብላዕ ካብ ኮሮናቫይረስ ይፍውስ'ዶ? from BBCበርበረ ዝበዝሖ ምግቢ ምብላዕ ካብ ኮሮናቫይረስ ይፍውስ'ዶ?

BBC

Play video በርበረ ዝበዝሖ ምግቢ ምብላዕ ካብ ኮሮናቫይረስ ይፍውስ'ዶ? from BBC



VIDEO 1 MINUTE 32 SECONDSVIDEO 1 MINUTE 32 SECONDS1:32

Play video ኣዋልድ ጾታዊ መጥቃዕቲ ከይበጽሐን ዝከላኸሉ ኣወዳት! from BBCኣዋልድ ጾታዊ መጥቃዕቲ ከይበጽሐን ዝከላኸሉ ኣወዳት!

BBC

Play video ኣዋልድ ጾታዊ መጥቃዕቲ ከይበጽሐን ዝከላኸሉ ኣወዳት! from BBC



VIDEO 1 MINUTE 1 SECONDVIDEO 1 MINUTE 1 SECOND1:01

Play video ሓንቲ ደቒቕ ብዛዕባ ኮሮናቫይረስ from BBCሓንቲ ደቒቕ ብዛዕባ ኮሮናቫይረስ

BBC

Play video ሓንቲ ደቒቕ ብዛዕባ ኮሮናቫይረስ from BBC



VIDEO 2 MINUTES 33 SECONDSVIDEO 2 MINUTES 33 SECONDS2:33

Play video "ስንቄ" ጸጋ ስርዓት ገዳ ህዝቢ ኦሮሞ from BBC"ስንቄ" ጸጋ ስርዓት ገዳ ህዝቢ ኦሮሞ

BBC

Play video "ስንቄ" ጸጋ ስርዓት ገዳ ህዝቢ ኦሮሞ from BBC

Play video ኮሮናቫይረስ፡ ካልኣይ ማዕበል ለበዳ ክለዓል ይኽእል'ዶ? from BBC

ኢራን፡ መዓልታዊ ሰለሽተ ሽሕ መልከፍቲ ኮሮናቫይረስ ተመዝግብ ኣላ

ኣብታ ሃገር ዘጋጥም ዘሎ መልከፍቲ እዚ ቫይረስ፡ ካብ 30 መጋቢት ንድሓር ኣብ መጀመርታ ግንቦት እቲ ዝለዓለ ኮይኑ’ዩ

ኢራን ሓንቲ ካብተን ኣዐርየን በዚ ለበዳ ተሃስየን ዝነበራ ሃገራት እያ

ሜክሲኮ፡ ንፈለማ እዋን ኣብ መዓልቲ ልዕሊ ሓደ ሽሕ ሰባት ከም ዝሞቱዋ ተገሊጹ

ኣውስትራሊያ ካብ ሎሚ መዓልቲ ጀሚሩ ዳርጋ ኩሎም ዶባታ ትኸፍት ኣላ

ብደረጃ ዓለም 6.4 ሚሊዮን ሰባት በዚ ቫይረስ ከም ዝሓመሙን እቶም 383 ከም ዝሞቱን ዩኒቨርሲቲ ጆንስ ሆፕኪንስ ይገልጽ

ቀጥታዊ ጸብጻብ

Posted at 15:5915:59

ክታበት ኮቪድ-19 ንምርካብ ዋዕላ 50 መራሕቲ ሃገራት ይካየድ ኣሎ



ReutersCopyright: Reuters

ብሪጣንያ እትመርሖ ንክታበት ኮሮናቫይረስ ዝምልከት ዋዕላ ብመንገዲ ኢንተርነት ይካየድ ኣሎ።
ኣብቲ ዋዕላ፡ ኣስታት 50 መራሕቲ ሃገራትን፡ ሃብታማት ውልቀሰባትን፡ ዓበይቲ ትካላትን ይሳተፉ ኣለዉ።
እቲ ተበግሶ ብመሪሒነት ቀዳማይ ሚስተር ቦሪስ ጆንሰን ዝጀመረ እዩ።
ቀንዲ ዕላማታት ናይቲ ኣኼባ፡

ንክታበት ድኻታት ሃገራት ዝውዕል እንተወሓደ 7.4 ቢልዮን ዶላር ንምእካብ

ኣስታት 300 ሚልዮን ቆልዑ ናይ ንፍዮ፡ ፐልዮን ዝበሉ ለበዳታት ክታበት ክረኽቡ

ነቲ ዝማዕበለ ክታበት ኮቪድ-19 ብቑልጥፍ ንምብጽጻሕ ዝውዕል ካልእ ማዕከን ገንዘብ ክህሉ

ነቲ ክታበት ንምርካብ፡ ኣብ መንጎ ትካላት መፍረ መድሃኒትን መራሕቲ ዓለምን ምውህሃድ ክጅመር ዝብሉ’ዮም።

ኪኢላታት ጥዕና ከም ዝበልዎ፡ ብሰንኪ ብለበዳ ኮሮናቫይረስ ዝሰዓበ፡ ምትእጉጓል ካልኦት ክታበታት፡ ብሚልዮናት ዝቑጸሩ ቆልዑ ብካልኦት ሕማማት ክሞቱ ይኽእሉ’ዮም።

27/11/2019

Ich suche ein arbeit Verkäufer oder warenverräumer, kann ich ab sofort nahmen.

Adresse

Idar-Oberstein
55743

Webseite

Benachrichtigungen

Lassen Sie sich von uns eine E-Mail senden und seien Sie der erste der Neuigkeiten und Aktionen von Fish bet tv erfährt. Ihre E-Mail-Adresse wird nicht für andere Zwecke verwendet und Sie können sich jederzeit abmelden.

Teilen

Kategorie