Mezgeb Mezmur

Mezgeb Mezmur MEZGEB MEZMUR https://youtube.com/?si=pspuGKf9iNBchVXr Welcome to Mezgeb Mezmur Page. Follow us for more Mezmur.

We are here to share and bless you with new and old Eritrean Mezmur Catholic Church. Stay Blessed!

“መዝሙርን ቅኔን መንፈሳዊ ዜማን ብምስጋና ንኣምላኽ ብልብኹም እናዘመርኩም፡ ንሓድሕድኩም ክትምህሩን ክትምዕዱን ኩሎኹም፡ ቃል ክርስቶስ ብኹሉ ጥበብ መሊኡ ይሕድረኩም።”
ቁላስይስ 3፡16

እዚ መዝገብ ካቶልካዊ መዛሙር ትግርኛ ዩቱብ “ካቶሊካዊ መዛሙር ትግርኛ” ካብ ጥቅምቲ 2014 ዝጅመረ ኮይኑ፡ ቀንዲ ዕላምኡ ከኣ ነዚ ክሳብ ሕጂ ብስሩዕ ኣብ ዩቱብ ተመዝጊቡ ዘይፈልጥ መዛሙርና ብስሩዕን ብጥርኑፍን ንመንፈሳዊ ዕቤትና ንኽሕግዝ ኢሉ ዝተበገሰ ኢዩ።

Contact Us:
[email protected]

28/05/2026
 #1 ጉንዲ_ወይኒ ጽቡቕ ጨናፍሩ       መጽለል ድኩም ጽላል ንሓዋሩ       ሽታኡ ጥዑም ምቹኡ ዝኣየሩ       ኣየ ተዓዲሎምቶም እቶም ኣብኡ ዝነብሩ /2/ፍቃድካ እንተኮይኑ ምስኦም ግበ...
29/04/2026

#1 ጉንዲ_ወይኒ ጽቡቕ ጨናፍሩ
መጽለል ድኩም ጽላል ንሓዋሩ
ሽታኡ ጥዑም ምቹኡ ዝኣየሩ
ኣየ ተዓዲሎምቶም እቶም ኣብኡ ዝነብሩ /2/
ፍቃድካ እንተኮይኑ ምስኦም ግበረለይ/3/
ከይጠፍእ ብክፍእ ክጽብቕ ዕድለይ
#2 ብርሃን ዓለም ጩራታትዩ ዘውዱ
ክትከዶ ደስታ ዘይዕንቅፍ መንገዱ
ጥሜት ዘይብሉ ትርፊሎ ኣብ መኣዱ
ኣየተዓዊቶም እቶም ኣብኡ ዝከዳ /3/
#3 ኣብቲ ሓድሽ ሰማይ ኣብቲ ሓድሽ ምድሪ
ምስ ጎይታ ምስ የሱስ ዝረከቡ ክብሪ
ስሞም ዝተጻሕፈ ብወርቃዊ ብርዒ
ከመይ ኮን ይከውን ሓጎሶም ኣብ ላዕሊ
ከመይ ኮን ይከውን ሓጎሶም ኣብ ላዕሊ
ከመይ ኮን ይከውን ሓጎሶም እንድዒ
ዋንነት መዝሙር
ብመዘምራን ደብረ ቅዱስ ኣንጠንዮስ ከረን ማሕበር ሰላም ወሰናይ Volume #2

🔔 Follow all platforms:
https://linktr.ee/mezgebmezmur

https://www.youtube.com/watch?v=I-J9d_5LYoo

Mezgeb Mezmur is a faith-inspired movement and digital home for the spirit of Eritrean Catholic music — a place where ancient hymns meet the rhythm of today.

 #1 ጉንዲ_ወይኒ ጽቡቕ ጨናፍሩ       መጽለል ድኩም ጽላል ንሓዋሩ       ሽታኡ ጥዑም ምቹኡ ዝኣየሩ       ኣየ ተዓዲሎምቶም እቶም ኣብኡ ዝነብሩ /2/ፍቃድካ እንተኮይኑ ምስኦም ግበ...
29/04/2026

#1 ጉንዲ_ወይኒ ጽቡቕ ጨናፍሩ
መጽለል ድኩም ጽላል ንሓዋሩ
ሽታኡ ጥዑም ምቹኡ ዝኣየሩ
ኣየ ተዓዲሎምቶም እቶም ኣብኡ ዝነብሩ /2/

ፍቃድካ እንተኮይኑ ምስኦም ግበረለይ/3/
ከይጠፍእ ብክፍእ ክጽብቕ ዕድለይ

#2 ብርሃን ዓለም ጩራታትዩ ዘውዱ
ክትከዶ ደስታ ዘይዕንቅፍ መንገዱ
ጥሜት ዘይብሉ ትርፊሎ ኣብ መኣዱ
ኣየተዓዊቶም እቶም ኣብኡ ዝከዳ /3/
#3 ኣብቲ ሓድሽ ሰማይ ኣብቲ ሓድሽ ምድሪ
ምስ ጎይታ ምስ የሱስ ዝረከቡ ክብሪ
ስሞም ዝተጻሕፈ ብወርቃዊ ብርዒ
ከመይ ኮን ይከውን ሓጎሶም ኣብ ላዕሊ
ከመይ ኮን ይከውን ሓጎሶም ኣብ ላዕሊ
ከመይ ኮን ይከውን ሓጎሶም እንድዒ

ዋንነት መዝሙር
ብመዘምራን ደብረ ቅዱስ ኣንጠንዮስ ከረን ማሕበር ሰላም ወሰናይ Volume #2

🔔 Follow all platforms:
https://linktr.ee/mezgebmezmur

https://www.youtube.com/watch?v=I-J9d_5LYoo

233 likes, 49 comments. "Aye Teadilom | ኣየ ተዓዲሎም | New AI Cover Mezmur Saint Antonio Keren - Eritrean Catholic Mezmur"

25/04/2026

6 likes. "ብሓውና ኣዶናይ ተስፉ "መዝሙርን መንፈሳውነትን""

Adresse

Hamburg

Benachrichtigungen

Lassen Sie sich von uns eine E-Mail senden und seien Sie der erste der Neuigkeiten und Aktionen von Mezgeb Mezmur erfährt. Ihre E-Mail-Adresse wird nicht für andere Zwecke verwendet und Sie können sich jederzeit abmelden.

Die Kultstätte Kontaktieren

Nachricht an Mezgeb Mezmur senden:

Teilen