13/10/2023
እንቃዕ ናብ መበል 25 ዓመት ብሩራዊ እዮብየል ቁምስና ኪዳነምህረት ፍራንክፈርት ኣብጸሓና
ንድሕሪት ተመሊስና ተዘኩረና ንሕድሰሉ መዝሙር. ጉዕዞ 25 ዕመት ቁምስና ኪዳነምህረት ፍራንክፉርት ኣብዛ ናይ ምስጋና ሓጻር መዝሙር ክንሪኦ ንክእል።።
ነመስግነካ ብመዛሙራን ኪዳነምህረት ፍራንክፈርት፡
እወ ነመስግን ናብዚ ብሩራዊ እዮብየል ስለ ዘብጻሕካና።
ብምክንያት መበል 25 ዓመት ብሩራዊ ኢዮብየል ቁምስና ክዳነምህረት ፍራንክፉርት ዝተዳለወት ናይ ምስጋና ቪድዮ ክሊፕ። [ መዝሙር ዳዊት 100 ] 4 ኣብ ደጌታት ቤት መቕደሱ ብምስጋና፥ ኣብ ኣጸዱ.....