Maranata Church Chur Switzerland

Maranata Church Chur Switzerland ናብ ሰብ ሮሜ 6
22-23፤ ዓስቢ ሓጢኣትሲ ሞት እዩ፡ ውህበት ጸጋ ኣምላኽ ግና ብክርስቶስ የሱስ ጐይታና ናይ ዘለኣለም ህይወት እዩ።

11/09/2024

Revelation 1 ትግ - ራእይ
8: ኣልፋን ኦሜጋን ኣነ እየ፡ ይብል እቲ ዘሎን ዝነበረን ዚመጽእን ኵሉ ዚኽእል እግዚኣብሄር ኣምላኽ።

18/08/2024

Romans 11 ትግ - ሮሜ
36: ኵሉ ካብኡ እዩ ብእኡን ንእኡን ድማ እዩ እሞ፡
ንእኡ ንዘልኣለም ክብሪ ይዅኖ። ኣሜን።

22/07/2024

Psalms 5 ትግ - ዳዊት
12: ንጻድቕ ትባርኾ ኢኻ እሞ፣
ዎ እግዚኣብሄር፣ ከም ብዋልታ ብጸጋ ትኸቦ።

14/06/2024

Proverbs 4 ትግ - ምሳሌ
18: መገዲ ጻድቃን ግና ከም ብርሃን ወገግታ እያ፡ ፍጹም መዓልቲ ኽሳዕ ዚኸውን ከኣ፡ እናወሰኸት ትበርህ።

08/03/2024

Joshua 1 አማ - ኢያሱ
9: በምትሄድበት ሁሉ አምላክህ እግዚአብሔር ከአንተ ጋር ነውና ጽና፥ አይዞህ፤ አትፍራ፥ አትደንግጥ ብዬ አላዘዝሁህምን?

25/12/2023

Genesis 6 አማ - ዘፍጥረት
8: ኖኅ ግን በእግዚአብሔር ፊት ሞገስን አገኘ።

05/12/2023

Deuteronomy 31 ትግ - ዘዳግም
6: እግዚኣብሄር ኣምላኽካ፡ ንሱ እዩ ምሳኻ ዚኸይድ እሞ፡ ኣይጠልመካን ኣይሐድገካን እዩ፡ ስለዚ ጽንዑ፡ ትብዑ፡ ኣይትፍርሁ፡ ብኣታቶም ኣይትሸበሩ።

29/11/2023

Deuteronomy 33 ትግ - ዘዳግም
26: ዎ ይሹሩን፣ ነቲ ንረድኤትካ
ብልዕልናኡ ኣብ ደበናታትን
ኣብ ሰማያትን እተወጥሔ ኣምላኽ
ዚመስሎ የልቦን።

22/11/2023

Psalms 119 ትግ - ዳዊት
165: እቶም ሕግኻ ዜፍቅሩ ብዙሕ ሰላም ኣለዎም፣
ዜዐንቅፎም ከኣ የልቦን።

25/10/2023
17/05/2023

ሮሜ 11:33
ወዳጄ፡ መዓሙቝ ሃብቲ ኣምላኽን ጥበቡን ፍልጠቱን፡ ክንደይ ዘይምርመር ኮታ እዩ ፍርዱ፡ ክንደይ ብኣሰር ኣሰር ዘይርከብ እዩ መገዱ።

07/10/2022

1 Thessalonians 1 (ትግ) - 1ይ ተሰሎንቄ
5: ኣባኻትኩምን ምእንታኻትኩምን ከመይ ከም ዝነበርና፡ ከምቲ እትፈልጥዎ፡ እቲ ወንጌልና ብሓይልን ብመንፈስ ቅዱስን ብብዙሕ ምርዳእን ከኣ እዩ እምበር፡ ብቓል ጥራይ ኣይመጸኩምን።

Adresse

Wiesentalstrasse 7
Chur
7001

Webseite

Benachrichtigungen

Lassen Sie sich von uns eine E-Mail senden und seien Sie der erste der Neuigkeiten und Aktionen von Maranata Church Chur Switzerland erfährt. Ihre E-Mail-Adresse wird nicht für andere Zwecke verwendet und Sie können sich jederzeit abmelden.

Teilen