09/27/2025
✨🙌 ዘገርም መደብ ሽሎ ቲቪ ኣብ ሳተላይትን ኣብ መራኸቢ ብዙሓንን ✨🙌
🙏 ሻሎም ብሩኻት ፤ ንሎሚ ኣብ ሽሎ ቲቪ ፤ ኣብ ሳተላይትን ኣብ መራኸቢ ብዙሓን ዘገልግለና ፥ ናይ ኣምላኽ ሰብ ሓውና ፤ ሃዋርያ ኣኽሊሉ ኣበራ እዩ ክኸውን : ሰዓት 2PM ምሸት ብናይ ቶሮንቶ ኣቆጻጽራ እዩ ዝጅመር ፤
🌟ሎሚ ኣምላኽ ብዘገርም ሓይሉን ስልጣንኑ ብፍሉይ ተኣምራት ኣብ ህይወትካ/ኪ ክግለጽ ስለዝኾነ ተዳሊኹም ፣ ምጹ🌟
☀️ኣብ ሽሎ ቲቪ ሰዓት 2PM ምሸት ንራኸብ ☀️