Qudus Mikael Eritrean Orthodox Tewahdo Church Toronto

Qudus Mikael Eritrean Orthodox Tewahdo Church Toronto Qudus Mikael Eritrean Orthodox Tewahdo church was founded by Eritreans living in Great Toronto Area. We are in the family of the Oriental Orthodox Churches.

The faith which Christ taught, the apostles preached, and the Fathers kept.

በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላክ።ሎሚ ዕለት ሰነ 7 2018 ግ. ዓ. ም፡ ሰነ 14 2026 ዓ. ም ኣብ ቅድስቲ ቤተ ክርስቲያን ቅዱስ ሚካኤል ቶርንቶ እስካርብሮ፡ ጸሎተ ፍትሓ...
06/14/2026

በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላክ።

ሎሚ ዕለት ሰነ 7 2018 ግ. ዓ. ም፡ ሰነ 14 2026 ዓ. ም ኣብ ቅድስቲ ቤተ ክርስቲያን ቅዱስ ሚካኤል ቶርንቶ እስካርብሮ፡ ጸሎተ ፍትሓት ናይ ሰማእታት ኤርትራ ብኣቦታት ካህናትን ዲያቆናትን ምእመናንን ምእመናትን በጺሑ። እዞም ሰማእታትና ንሃገሮን ንህዝቦምን ሂወቶም ዘወፈዩን ናጽነት ዘረከቡና ስለ ዝኮኑ ኩልና ብጸሎትን ምህለላን ክንዝክሮምን ከነክብሮምን፡ ነቶም ብሂወት ዘለውን ከኣ እግዚእብሔር ነዊሕ ዕድመ ክህቦምን ኣብ ኩሉ ጸሎትና ክንዝክሮም ይግባእ።

ዓመታዊ ክብረ በዓል ናይ ቅዱስ ሚካኤል እስካርብሮበስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሓዱ አምላክ ኣሜንብቀዳምነት መንፈሳዊ ሰላምታና ከነቅርብ ንፈቱ። ኣብ ሰኔ 13ን 14ን 2018 ግ. ዓ. ...
05/25/2026

ዓመታዊ ክብረ በዓል ናይ ቅዱስ ሚካኤል እስካርብሮ

በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሓዱ አምላክ ኣሜን

ብቀዳምነት መንፈሳዊ ሰላምታና ከነቅርብ ንፈቱ። ኣብ ሰኔ 13ን 14ን 2018 ግ. ዓ. ም፡ ሰኔ 20ን 21ን 2026 ዓ. ም ናይ ሊቀ መላእክት ቅዱስ ሚካኤል ክብረ በዓል እንገብረሉ ዕለት ስለ ዝኮነ ኣብዚ ናይ በረኸት መዓልቲ ተካፈልቲ ክንከውን ቅድስቲ ቤተ ክርስቲያን ትዕድም ኣላ። ኩሉ ሓበሬታ ናይቲ መዓልቲን ኣድራሻ ቤተ ክርስቲያን ዝሕብር ኣብዚ ፖስተር ክንምልከት ንክእል ኢና።

ቀዳም ሰነ 20, 2026
ዋዜማ ሰዓት 3:00 ድ/ቀ ክሳዕ ሰዓት 7 ድ/ቀ

ሰንበት ሰነ 21, 2026
ማሕሌት: ሰዓት 11:00 ድ/ቀ ክሳዕ 6:30ቅ/ቀ፡
ስርዓተ ቅዳሴ: ሰዓት 6:30 ቅ/ቀ ክሳዕ 10 ቅ/ቀ፥
ዑደትን ኣጋይሽ ምቅባልን: 10 ቅ/ቀ ክሳዕ 12 ድ/ቀ

ኣድራሻ፡ 37 MARCHINGTON CIR SCARBOROUGH, ON M1R 3N2

ብሰላም ምጹ!!!!!!

Annual Feast of St. Michael’s, Scarborough

In the name of the Father, the Son, and the Holy Spirit, One God, Amen.

First and foremost, we would like to extend our spiritual greetings. The Holy Church cordially invites you to participate in this day of blessing as we celebrate the annual feast of the Archangel Saint Michael on June 20 and 21, 2026 (corresponding to Sene 13 and 14, 2018 Ge'ez Calendar). All information regarding the event and the church address can be found below.

Saturday, June 20, 2026

Vigil (Wazema): 3:00 PM – 7:00 PM

Sunday, June 21, 2026

Mahlet (Hymns): 11:00 PM (Saturday night) – 6:30 AM

Divine Liturgy (Kidassie): 6:30 AM – 10:00 AM

Procession (Udet) & Guest Reception: 10:00 AM – 12:00 PM

Address:
37 Marchington Cir, Scarborough, ON M1R 3N2

Welcome in Peace!

ዓመታዊ ክብረ በዓል ናይ ቅዱስ ሚካኤል ካቴድራል እስካርብሮበስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሓዱ አምላክ ኣሜንብቀዳምነት መንፈሳዊ ሰላምታና ከነቅርብ ንፈቱ። ኣብ ሰኔ 13ን 14ን 2018 ...
05/25/2026

ዓመታዊ ክብረ በዓል ናይ ቅዱስ ሚካኤል ካቴድራል እስካርብሮ

በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሓዱ አምላክ ኣሜን

ብቀዳምነት መንፈሳዊ ሰላምታና ከነቅርብ ንፈቱ። ኣብ ሰኔ 13ን 14ን 2018 ግ. ዓ. ም፡ ሰኔ 20ን 21ን 2026 ዓ. ም ናይ ሊቀ መላእክት ቅዱስ ሚካኤል ክብረ በዓል እንገብረሉ ዕለት ስለ ዝኮነ ኣብዚ ናይ በረኸት መዓልቲ ተካፈልቲ ክንከውን ቅድስቲ ቤተ ክርስቲያን ትዕድም ኣላ። ኩሉ ሓበሬታ ናይቲ መዓልቲን ኣድራሻ ቤተ ክርስቲያን ዝሕብር ኣብዚ ፖስተር ክንምልከት ንክእል ኢና።

ቀዳም ሰነ 20, 2026
ዋዜማ ሰዓት 3:00 ድ/ቀ ክሳዕ ሰዓት 7 ድ/ቀ

ሰንበት ሰነ 21, 2026
ማሕሌት: ሰዓት 11:00 ድ/ቀ ክሳዕ 6:30 ቅ/ቀ፡
ስርዓተ ቅዳሴ: ሰዓት 6:30 ቅ/ቀ ክሳዕ 10 ቅ/ቀ፥
ዑደትን ኣጋይሽ ምቅባልን: 10 ቅ/ቀ ክሳዕ 12 ድ/ቀ

ኣድራሻ፡ 37 MARCHINGTON CIR SCARBOROUGH, ON M1R 3N2

ብሰላም ምጹ!!!!!!

ሰሉስ ጸሎትን ስግደት ናይ ሰሙን ሕማማት
04/07/2026

ሰሉስ ጸሎትን ስግደት ናይ ሰሙን ሕማማት

Enjoy the videos and music you love, upload original content, and share it all with friends, family, and the world on YouTube.

03/15/2026

Address

37 Marchington Cir
Toronto, ON
M1R3N2

Opening Hours

Saturday 6:30am - 12pm
4pm - 6:30pm
Sunday 7am - 12pm

Telephone

+14166518985

Alerts

Be the first to know and let us send you an email when Qudus Mikael Eritrean Orthodox Tewahdo Church Toronto posts news and promotions. Your email address will not be used for any other purpose, and you can unsubscribe at any time.

Shortcuts

Share

Category