ማኅቶት ዘተዋሕዶ

ማኅቶት ዘተዋሕዶ Subcribe our youtube channel 👇👇👇https://youtube.com/?si=IfudN74JtkTTlP2y

ረኪበ ካህናት ሃገረ ስብከት ኤውሮጳ ኣብ ትሕቲ መሪሕነት ብፁዕ ኣቡነ መቃርዮስን ብፁዕ ኣቡነ ሲኖዳን ፥ ኣብ ጀርመን ካስል ይቃናዕ ኣሎ።09-05-2026 ካብ 10፥00 ቅድሚ ቀትሪ ክቃናዕ ዝ...
05/11/2026

ረኪበ ካህናት ሃገረ ስብከት ኤውሮጳ ኣብ ትሕቲ መሪሕነት ብፁዕ ኣቡነ መቃርዮስን ብፁዕ ኣቡነ ሲኖዳን ፥ ኣብ ጀርመን ካስል ይቃናዕ ኣሎ።

09-05-2026 ካብ 10፥00 ቅድሚ ቀትሪ ክቃናዕ ዝጀመረ ጉባኤ፥ ብብፁዕ ኣቡነ ሲኖዳ ዝተመርሐ ክኸውን ከሎ፥ ሊቀ ካህናት ቆሞስ ገብረሚካኤል፥ ወከልቲ ሃገረስብከት ኤውሮጳ ኣብ ላዕለዋይ መሪሕነት፥ መራሕትን ተወከልትን ንኡሳን ሃገረ ስብከታት ብምልኣት ይሣተፉ ኣለዉ።

እቲ ሎሚ ዝተታሕዘ ኣጀንዳ ዘተን ሓፈሻዊ ገምጋም ምግባር፥ ብዓቢኡ ድማ ኣብ ብድሆታትናን ድኻማትናን ብዕምቆት ምዝታይ ክኸውን ከሎ፥ ጽባሕ ሰንበት ከኣ ናይ ብናይ ኣምልኾ ግዜ ክቕጽል'ዩ።

ምንጪ@ሃገረ ስብከት ኤውርጳ FB

Address

Toronto, ON

Alerts

Be the first to know and let us send you an email when ማኅቶት ዘተዋሕዶ posts news and promotions. Your email address will not be used for any other purpose, and you can unsubscribe at any time.

Contact The Place Of Worship

Send a message to ማኅቶት ዘተዋሕዶ:

Shortcuts

Share